ሓምሸይቲ ደርሆ እውን በሉ ተዛሪባ – ዋዛን ኣዋዘን September 16, 2007 2:21 amዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE ኣቶ ክሻ ግን መደርኡ ብምቕጻል: እስኽን ተውድቐኦ ዘለኽን ዓቐን እንቃቕሖ ስለዝደቐቐ ምስ ናይ ዓለም ክወዳደር ስለዘይከኣለ ዓቐኑ ንኸተዕብየኦ ተወሲኑ ኣሎ…… Continue reading POST TAGS: ሓምሸይቲበሉተዛሪባኣዋዘንእውንዋዛንደርሆ
ራብዔይቲ ደርሆ ተዛሪባ – ዋዛን ኣዋዘን September 14, 2007 9:16 amዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE ወይዘሮ ለምለም በታ ደርሆኣ ዘዝወለደተን እንቃቕሖ እናሸጠት ዘይትን ጨወን ትግዝእ ነበረት። ይኹን እምበር ወይዘሮ ለምለም ናይ ደርሆኣ እንቃቕሖ ካብ ዘይትርኢ ዳርጋ ወርሒ ኾይኑ። Continue reading POST TAGS: ራብዔይቲተዛሪባኣዋዘንዋዛንደርሆ
ካልይቲ ደርሆ ተዛሪባ – ዋዛን ኣዋዘን September 13, 2007 12:24 amዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE እምባእ፡ እዛ ደርሆስ ክንደይ ትጽብቕ ወደይ፡ ነዚኣስ ከሺንካ ብልዕዕዕዕዕ እንተተብላ!” Continue reading POST TAGS: ተዛሪባኣዋዘንካልይቲዋዛንደርሆ
ደርሆ ተዛሪባ – ዋዛን ኣዋዘን September 12, 2007 9:19 amዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE ሓንቲ ደርሆ ካብ ኣሰመራ ዶብ ሰጊራ ሱዳን ትኸይድ ‘ሞ፡ ኣብኡ ዝነበሩ ሰባት ፍጹም ተገሪሞም፡ “ እምባእ! እንታይ መዓቱ ወረደና፡ ኣንቲ ንስኺ ኸ ደኣ እንታይ ኮትገብሪ መጻእኪ?” ይብሉዋ። Continue reading POST TAGS: ተዛሪባኣዋዘንዋዛንደርሆ