መደበር ቴለቭዥን ኣጀዚራ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሕቡእ-ካሜራ ዝተቐረጸ ምስክርነት ኣብ መደባታ ብምዝርጋሕ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ብራዕዲ ህግደፍ ተዋሒጡ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ መዓት ኣቃሊዓ። December 7, 2009 1:39 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መደበር ቴለቭዥን ኣጀዚራ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሕቡእ-ቪድዮ ካሜራ ዝተቐረጸ ‘መንግስቲ ዘእንግዶ ራዕድን ፍርሕን’ ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ ምስክርነት ኣብ መደባታ ብምዝርጋሕ፡ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ብራዕዲ ተዋሂጡ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ብህግደፍ ዝወረድ ዘሎ ግፍዕን መከራን ኣቃሊዓ። Continue reading POST TAGS: ‘ቲህዝቢህግደፍመዓትመደበርብሕቡእብምዝርጋሕብራዕዲተዋሒጡቴለቭዥንኣቃሊዓ።ኣብኣጀዚራ፡ኤርትራካሜራወሪዱውሽጢውጹዕዘሎዝተቐረጸ