ግደፍ ዝፈረየ ምስንዳው … ዝደቐቐ ’ውን ምእካብ ግድነት ከድልየና ኢዩ; – ብ ተስፋይ ተኽለ June 11, 2010 11:59 pmፖለቲካassenna00 SHARE ውጹዕ ህዝብና ወግሔ ጸብሔ ክድቅስ ክትንስእ፣ ሰላም መዓልቲ አውዕለና፣ ቅሳነትን ራህዋን ፍጠረልና፣ ደቅናን ነብስናን አብ ሕማቕ ፈተና አይተእትወና፣ ንዓና ዝኸውን ሕረስ ሐረስታይ፣ ንገድ ነጋዳይ ዝብል፣ ቅኑዕን ፍትሔኛን ዝኾነ ናይ ሰላም መንግስቲ ፍጠረልና፣ ብምባል በብእምነቱ፣ አስላማይ አብ መስጊዱ ክርስትያን አብ ቤተ ክርስትያኑ፣ ንአምላኹ ጸሎቱ ከይተሐለሎ ወትሩ ምስ አዕረገ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: …ምስንዳውምእካብግድነትተስፋይተኽለኢዩከድልየናዝደቐቐ’ውንዝፈረየግደፍ
ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ክፍላይ (ማንጁስ) ዝሃብተመ ጀነራል ከምዝኾነ ተረጋጊጹ። April 30, 2009 6:05 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ መጀመርያ ኣዋርሕ ናይ 2001 ንላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ንኣዘዘቲ ሰራዊት ዘመሓላለፎ “ምስ ዝመስለኩም ኣካል ተሓባቢርኩም ቁጠባዊ ትሕዝቶኹም ኣደልድሉ“ ዝብል ስቱር መምርሒ ብምምርኳስ፡ ንውልቃዊ ረብሕኡ ዝተወናጨፈን ድልዱል ሃብቲ ዘኻዕበተን፡ ሓደ ካብ ላዕለዎት ወታሃደራዊ መራሕቲ ኤርትራ ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ከምዝኾነ ምንጭታት ካብ ኣሰመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ማንጁስብሪጋደርተረጋጊጹ።ተኽለከምዝኾነክፍላይዝሃብተመጀነራል