ተረካብ ዘረባ ቓላት “ፕረዚደንት” ኢሳይያስ ዘስደመሞም ኣቦ October 20, 2008 11:10 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ኣብዚ ቕንያት’ዚ ዲክታተር ኢሰያስ ኣብ ዞባ ደቡብ ዑደት ብምግባር ንኣዘዝቲ ሰራዊትን ኣመሓደርትን ኣብ ዝኣከበሉ ጊዘ፡ ኩሉ አቲ ሓረስታይ ዝሓረሶ ርብዒት ትኹን ፍርቂ ርብዒት ናይ መንግስቲ ስለዝኾነ ኣብ ታሕሳስ ክንእክቦ ስለዝኾና ኣበርዒኩም ክትሰርሑ ኣለኩም አሉ ምስ ተላበዎም፡ ሓደ ኣቦ ኣስዕብ ኣቢሎም፡ “ኣንታ ኣበርቲዕኩም ስረቑ ድዩ ዝብሎም ዘሎ? ክብሉ ዘረባ ደርጉሑዎ። Continue reading POST TAGS: “ፕረዚደንት”ቓላትተረካብኢሳይያስኣቦዘረባዘስደመሞም