ሙባራክ ከይዱ፡ ዉልቀ-መለኽቲ ተመሳሳሊ ዕጫ ይጽበዮም February 11, 2011 8:45 pmኣብነትassenna00 SHARE ን18 መዓልታት መመላእታ ኣዉያት ህዝቡ ዕሽሽ ብምባል ስልጣኑ ንኸይለቕቕ ሓንጊዱ፡ ንልዕሊ 30 ዓመታት ብሓይሊ ብረት ንልቢ ግብጻውያን ሰይሩ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ተወጢሑ ዝጸንሐ ፕረዝደንት ግብጺ ነበር ሑስኒ ሙባረክ፡ ዓርቢ 11 ለካቲት 2011 ስልጣኑ ከምዝለቐቐ ብወግዒ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: መለኽቲሙባራክተመሳሳሊከይዱ፡ዉልቀዕጫይጽበዮም
ጽላለ! ተመሳሳሊ ተግባር ብምፍጻም ዝተፈልየ ውጽኢት ክትረክብ ምፍታን September 24, 2007 1:13 amፖለቲካassenna00 SHARE ሓደ ሰኽራም ሰብኣይ ብሓጺር ዝልዳቱ ኣፍደገ ክኣቱ ይፍትን። ቁመቱ ልዕሊ’ቲ ልዳት ስለዝነበረ ብግንባሩ ምስቲ ልዳት ተጋጭዩ ንድሕሪት ይምለስ። ሰኽራም፡ እንደገና ተመሊሱ ብጠጠዉ ብናህሪ ክኣቱ ይፍትን፡ Continue reading POST TAGS: ምፍታንብምፍጻምተመሳሳሊተግባርክትረክብውጽኢትዝተፈልየጽላለ