ንሰማእታትና ብስራሕን ብግብርን ንዘክሮም ! June 22, 2009 12:29 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ሰማእታት ኤርትራ ዘርኣዩዎ መዳርግቲ ዘይብሉ ሕሉፍ ተወፋይነት ንምግላጽ ከበድቲ፡ ዝተሓላለኹ፡ ዘቝጸልጽሉ ቓላት ምንዳይ ኣየድልን። ምእንቲ ራህዋን ፍትሕን ካልኦት፡ ምእንቲ ዕላማን መጻእን፡ ምእንቲ ህዝቢ፡ ምእንቲ ሃገር፡ ህይወቶም ስለዝበጀዉ፡ ተግባሮም ኣፍ ኣለዎ፡ ባዕሉ ይዛረብ። ንዝተገንዘበቶ ልቢ ተዘዝ የብል፡ ብሕልና ካብ ዝተመልከተቶ ዓይኒ ንብዓት ይጸምቝ። ከቶ መዳርግቲ የብሉን። Continue reading POST TAGS: ብስራሕንብግብርንንሰማእታትናንዘክሮም
ሰማእታትና ብስራሕን ብግብርን ይዘከሩ! June 19, 2009 1:36 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ሰማእታትናብስራሕንብግብርንይዘከሩ