ሰምረትን ሓድነትን እምነ ኩርናዕ ቃልስና ኩኾኑ ይግባእ። July 13, 2009 10:33 amፖለቲካassenna00 SHARE ዋሸንግቶን ዲሲ ካብቲ ብጓይላ ምድንጋር ዘጽመመ እዝኒ ፡ ሓቂ ዘድመቀ ናብ ለውጢ ዝምርሽ ንወጽዓ ህዝቢ ንምቅላሕ ዝኹሕኹሕ ድምጺ የኣንጊዳ።ኣብዚ ድሮ ዕስራ ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ዋሸንግቶን ዲሲ ኪንዮ’ቲ ዘእንገደቶ ሓያል ድምጺ ውጹዓት ዘቃልሐ ነድሪ ዘተሓወሶ ሒኒን ዝብል ናይ ለውጢ ማዕበል፡ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኮነ ንዘለው Continue reading POST TAGS: ሓድነትንሰምረትንቃልስናእምነኩርናዕኩኾኑይግባእ።
ረብሓ ብዋጋ ቃልስና ! January 10, 2008 11:45 pmደብዳቤታትassenna10 SHARE ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብዛዕባ ፎየር ሀርዝ (Feuer Herz) „ነበልባል ልቢ“ እትብል ብቋንቋ ጀርመን ተጽሒፋ ዝወጸት ንታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እተነውር መጽሓፍ ብርቱዕ ዝኾነ ተቓውሞ ኤረትራውያን ከምዘጋጠማ ዝዝከር ኢዩ። ሕጂ ከኣ ከም ፊልም ኮይና ክትቀርብ ኣብ ፍጻሜ ክትበጽሕ ትቃራረብ ኣላ። Continue reading POST TAGS: ረብሓቃልስናብዋጋ