ስም ኣይተኽብዱ February 12, 2011 3:24 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ስሙ ጸቒጥዎ ሞይቱ ዝበሃል ናይ ቀደም ታሪኽ ኣሎ። ክዛረበሎም ዝደለኹ ኣካላት ኩሎም ህልዋት ስለዝኾኑ ግን እቲ ስም ኣይመረጽኩዎን። ኣብ ክንድኡ ሽም ኣይተኽብዱ ሰሚዑ ዝፈርድ ኣሎ ጥራሕ ኢለ ክሓልፎ መሪጸ። Continue reading POST TAGS: ስምኣይተኽብዱ
“ደንደን” ብዝብል ስም እትፍለጥ ናይ ኤርትራ መርከብ ሎሚ ኣብ ገምገም ወደብ ማንጋሎር ጥሒላ June 24, 2007 1:16 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE “ደንደን” ብዝብል ስም እትፍለጥ ናይ ኤርትራ መርከብ፡ ሎሚ 23 ሰነ ካብ ወደብ ማንጋሎር (ህንዲ) 300 ሜትሮ ካብ ገምገም ባሕሪ ርሒቓ ድሕሪ ምጥሓላ ክልተ መርከበኛታት ክመቱ ኸለዉ 12 ከምዝቖሰሉ መርበብ ሓበሬታ ማንጋሎርያን ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: “ደንደን”ሎሚመርከብማንጋሎርስምብዝብልናይኣብኤርትራእትፍለጥወደብገምገምጥሒላ