ጠንቂ ማዕቀብን ሳዕቤናቱን January 31, 2010 12:07 amፖለቲካassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት መሪር ቃልሲ አሕሊፉ ደም ምሩጻት ደቁ ከፊሉ ኢዩ ነጻነቱ ዘውሐሰ፤ ህዝብና ቐሲኑ አብ ትሕቲ ግዝአት ሃገራዊ ቅዋም ብሕግን ፍትሕን ተመሐዲሩ ብሰላም ክነብር፤ ሃገርና ድማ ምስ ጎረባብታን ካልኦት አብ ርሑቅ ክፍሊ ዓለምና ዝርከባ ሃገራት መሰረታዊ ክልተአዊ ዝምድናታት መስሪታ ብቐሰታ ናብ መገዲ ምዕባለ ንኽትምርሽ ኢዩ፡፡ Continue reading POST TAGS: ማዕቀብንሳዕቤናቱንጠንቂ
ሰሚናር ስድሪን (CIDRiE) ሳዕቤናቱን January 14, 2009 6:02 pmፖለቲካassenna00 SHARE ዓመተ 2008 ኣብ ምዝዛማ ኣብ ልቢ ኹልና ኤርትራውያን ዓቢ ተስፋ ዘሪኣ እያ ሓሊፋ። ዓመተ 2009’ውን ኣነስ መዓስ ሓሚቐ ክትብል ነቲ ተስፋ መመሊሳ’ያ ተጓዕፍሮ ዘላ። ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ከም መንዳዓት ኮይኑ ዘሳቕየና ዝጸንሐን ዘሎን ትፋእ ታሪኽ ዝኾነ ስርዓት ህግደፍ መሓውራቱ ብቕሉዕ ክለምስ ጀሚሩ’ሎ። Continue reading POST TAGS: cidrieሰሚናርሳዕቤናቱንስድሪን