ወዮ ዘራይ ረኺቡ ህዝቢ ኤርትራ!!! February 15, 2010 2:21 amፖለቲካassenna00 SHARE ቀንዲ ክጽሕፈሉ ዘንቀለኒ ጉዳይ ነዚ ኣብዚ ቀረባ ማዓልታት ክካየድ፡ ተኣንጎት ተሸብሸብ ዝባሃለሉ ዘሎ ጎዳይ ኣንጻር ባይቶ ጸጥታ ዝቀንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ገለ መነቃቕሒ ወስ ከብል ስለዝደለኹ እዩ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢረኺቡኤርትራወዮዘራይ
ሶምቢ የዕገርጊሩ…….ደሞዙ ረኺቡ! December 12, 2007 6:56 pmፖለቲካassenna00 SHARE ተጻዋርነትን ዓቕልን ዝድለን ዝምስገንን ጠባይ ከምዝኾነ መብዛሕትና ንሰማማዓሉ ይመስለኒ።እዚ ተጻዋርነት ግና መጠኑን ማእዝኑን ስሒቱ ናብ ተጎምጻጻይን ተንበርካኻይ ምኹዋን ገጹ ከየምርሕ ኣየፍርህንዶ? ዝብል ለባም ሕቶን ሓታትን ክልዓሉ ኣገዳሲ’ዩ ይብል። Continue reading POST TAGS: ረኺቡሶምቢየዕገርጊሩደሞዙ