መራሕቲ ረሳዕቲ ኾይኖሙና September 6, 2007 11:47 pmፖለቲካassenna00 SHARE ብርግጽ መራሕትና ኸዲዖሙና፡ እወ ህዝቢ ኤርትራ እቲ ንዘመናት ዝሓልሞ ናጽነት ጋህዲ ምስኾነ ከም ህዝብታት ኤርትራውያን ክንብሃል ምስ በቓዕና። ነቲ ሕልሚ ጋህዲ ዝገበሩ ተቓለስትን፡ ቓልሲ መሪሖም ብዓወት ናጽነት ህያው ዝገበሩ ኣብ ጉድጓድ ሰፊሮም ሕማቕ ረኺብና “ዘመን ኣካሒዳ”። Continue reading POST TAGS: መራሕቲረሳዕቲኾይኖሙና