ዓገብ! ብጉልባብ ሃይማኖት ተዋህዶ ዝግበር ምትላል September 1, 2009 12:11 amፖለቲካassenna00 SHARE ዓርቢ, ዕለት 28 ነሓሰ 2009 ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ኣብ 1ይ ገጽ ሕታማ (ኣብ ቁ 311) “ኣብ ኦ/ተ/ቤ/ ኢትዮጵያ ንዘሎ ዓሌትነት ብምቅዋም፣ ክልተ መራሕቲ ሃይማኖት ናብ ኤርትራ መጺኦም“ ክትብል ሓበሬታ ጽሒፋ’ላ። Continue reading POST TAGS: ሃይማኖትምትላልብጉልባብተዋህዶዓገብዝግበር
“ብኽብሪን ባህልን ህዝቢ ኤርትራ ምትላል የብቅዕ ” July 9, 2008 11:47 pmፖለቲካassenna00 SHARE ንሰላማዊ ሰልፍታት ጸረ ፈሲቲቫላት ህግደፍ ዝግበር ደገፍና ንገልጽ። ቀዳም 12 ወርሒ ሓምለ 2008ዓም ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ ዕዉት ክኽወን ንምነ። ብኹሉ ሕልናናን ዓቅምናን ድማ ኣብ ጎንኹም ኣሎና ንብሎም። Continue reading POST TAGS: “ብኽብሪን”ህዝቢምትላልባህልንኤርትራየብቅዕ
በሰም ሃገራዊ መኸተ ዜጋታትን ህዝብን ምትላል ይኣክል። January 10, 2008 11:42 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE እዛ ብመስዋእቲ ኣሸሓት ብሉጻት ዜጋታታ ዝትረኽብት ኤርትራ ሃገርና ኣብ ክንዲ ሕድሪ ስውኣታ ኣኽቢራ ንዜጋታታ ጠርኒፋ ናብ ጎደና ልምዓትን ምዕባሌን ትግስግስ እሾኽን ግሃንምን ንዜጋታ ብሙኻን መጻወትን መደሰቲትን ናይ ቅልጽሞም ዘሕበጡን ቶንኮለኛታተን ኮይና ትረከብ ኣላ። Continue reading POST TAGS: ሃገራዊህዝብንመኸተምትላልበሰምዜጋታትንይኣክል።