ሓንሳብ ሓንሳብ ምኽሪ ‘ጸላኢኻ’ ምስማዕ ‘ውን ጽቡቕ ‘ዩ May 16, 2010 8:18 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ንህግደፍ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ስርዓቱን ኣካይዳኡን ነቐፌታ ዘለዎ ወገን ጸላኢኡ እዩ። ካብ ብሕታዊ ዝናን ውልቃዊ ጠቕምን ሃገራዊ ዕላማታትን ህዝባዊ ረብሓን ዘብልጽ ልቦና ዘለዎ መንግስቲ እንተዝኸውን፡ ንነቐፍቱ ከም መቛርንቱ ‘ምበር ከም መቓርንቱ ክርእዮም ኣይምተገብአን። Continue reading POST TAGS: ‘ውን‘ዩ‘ጸላኢኻ’ሓንሳብምስማዕምኽሪጽቡቕ