ምምራሽ መንእሰያት ናብ ሃገራዊ ዋዕላ June 2, 2010 10:53 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE አብ ሓርነታዊ ቃልስና መንእሰያትን ደቂ ኣንስትዮን ብጻብዕቲ እዮም ዝቁጸሩ እንተበልና ካብ ሓቂ ኣይራሓቕናን፣ ሎሚ ግን መድረኹ ግዲ ኣኺሉ ኮይኑ መንእሰያት ክብገሱ ካበየ ኩርናዓት ዓለምና ንምልከት ኣሎና፣ ስለ ዝኾነ ከአ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከምቲ ካሎኦት ዓለምና ዘርኢዎ ዘለዉ ንጥፈታት ተበጊሶም ከም ዘለዉ ክንሕብር ንፈቱ፣ Continue reading POST TAGS: ሃገራዊመንእሰያትምምራሽናብዋዕላ