ምሕጽንታን መጠንቀቕታን ንተቐማጦን ሓተቲ ዑቕባን ኣብ ኖርወይ April 6, 2010 11:09 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ንዕዘቦ ከም ዘለና እቶም ኣብ ድሕሪ መጋረጃ ሃገራውነት ትሓቢኦም ንጥፍኣት ሃገርናን ህዝብናን ታዓጢቖም፡ ምእንቲ ህ.ግ.ዲ.ፍ ክብጀዉ ዝወሰኑ ደመኛታት ህዝቢ ኤርትራ፡ ሎሚ እውን ከም ኣመሎም ዕሽነቶም ከመስክሩን፡ ስም ህዝቢ ኤርትራ ከበላሽዉን፡ ኣብ ጎደናታት ኦስሎ፡ ኣብ ኖርወይ ንዕለት 13 ሚያዝያ ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ምዃኖም ሓቢሮሙና ኣለዉ፡፡ Continue reading POST TAGS: ሓተቲመጠንቀቕታንምሕጽንታንንተቐማጦንኖርወይኣብዑቕባን
ምሕጽንታን ጻዊዒትን ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ። August 3, 2008 1:13 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኦ! ህዝቢ ኤርትራ ነበርቲ ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ። ኩላትና ከም እንዝክሮ ኤርትራ ሃገርና ድሕሪ ናይ ሓደ ዘመን መሪር መግዛእቲ ብመስዋእቲ ዓሰርተታት ኣሽሓት ብሉጻት ደቃ መሬታዊ ናጽነት ኣብ 1991 ተረጋጊጹ’ዩ። Continue reading POST TAGS: ምሕጽንታንብሪጣንያ።ንህዝቢኣብኤርትራዓባይጻዊዒትን