ተሪር ታሪኻዊ ምሕጽንታ – ንመላእ ሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ። December 18, 2008 12:14 amደብዳቤታትassenna00 SHARE እቲ ብአኹም ብሰራዊት ኤርትራ ዝተላዕለ፣ ንመላኺ መንግስቲ ህግደፍ ዝቐረበሉ ዝተፈላለየ ጠለባት ዘበገሶ ምልዕዓልን አበያን፣ አብ መላእ ሃገርን አብ ኩሉ ኩርናዓት ናይ ዓለምን ዝርከብ ህዝብኹም፣ ጀሚርኩሞ ዘለኹም ምንቅስቓስ እንተስ ውልዕ ኢሉ ክቕህም ፣እንተስ ባርዕ ሽግ ቀዪርኩሞ ወጋሕታ ብርሃን ከበስር፣ ናበይ ገጹ ከም ዘምርሕ ወግሔ ጸብሔ እዝኑ ጸልዩ፣ ዓይኑ አፍጢጡ ብጽሞና ይከታተለኩም አሎ። Continue reading POST TAGS: ሐይልታትምሕጽንታምክልኻልተሪርታሪኻዊንመላእኤርትራ።
ምሕጽንታ ንኣዝማሪኖ March 16, 2008 12:43 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ከም ተኸታታሊ መርበብ ሓበሬታ ኣዝማሪኖ መጠን፡ ብመንጽር እቲ ኣብ መእተዊ ዝጠቐስኩዎ መዘኻኸሪ፡ እታ ነዚ ጉዳይ ዘአንገደት መርበብ ሓበሬታ ኣዝማሪኖ መርገጺኣ ኣብቲ ጉዳይ ብወግዒ ንህዝቢ ከተፍልጥ እምሕጸን። Continue reading POST TAGS: ምሕጽንታንኣዝማሪኖ
ምሕጽንታ January 25, 2008 1:23 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ምሕጽንታ ብዛዕባ ምትሕግጋዝ ነቲ ብመንግስቲ ሽወደን ናብ ኤርትራ ብሓይሊ ክስጎግ ተቐሪቡ ዘሎ ኤርትራዊ ዜጋ። Continue reading POST TAGS: ምሕጽንታ