ምልካውያንን ኣመሪካን February 7, 2011 4:11 amፖለቲካassenna00 SHARE ንምልካውያን ፈተውቲ ስላጣን፡ ካብቶም ሓደ ዝገብርዎም ረቛሒታት ክግለጽ ተኾይኑ፡ ፍቕሪ ስልጣን፡ ብሕታዊ ሃብቲን ህቡብነት ምጥራይን እዮም። ህዝቢ ከምልኾምን ክፈርሖምን ድሕሪ ሞት ድማ ክዝከሩ ዓቢ ሃረርታ ናይ ምልካውያን እዩ። Continue reading POST TAGS: ምልካውያንንኣመሪካን