መንእሰይ ሜሮን ዘወልዲ ቤተ ሰባ ተናዲ September 22, 2008 11:45 pmስድራቤትassenna00 SHARE ሜሮን ዘወልዲ ይብሃል። ካብ ኤርትራዊ ዝሞቦቆሉ ኣቦይ ወላዲየይ ኣቶ ዘወልዲ የሕደጎ ገብረዮውሃንስ ገብረዝጊን ብትውልዳ ኢትዮጵያዊት ዝኾነት ወላዲተይ ኣደይ ወይዘሮ ቡዙነሽ ሃይለ ወልዴ ብዕለት 06/06/1985 ዓመተ ምህረት (ኣቆጻጽራ ፈረንጂ) ኣብ ሃገረ ኢትዮጵያ ከተማ ድረዳዋ ተወሊደ። Continue reading POST TAGS: መንእሰይሜሮንሰባቤተተናዲዘወልዲ