ምሕጽንታን መጠንቀቕታን ንተቐማጦን ሓተቲ ዑቕባን ኣብ ኖርወይ April 6, 2010 11:09 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ንዕዘቦ ከም ዘለና እቶም ኣብ ድሕሪ መጋረጃ ሃገራውነት ትሓቢኦም ንጥፍኣት ሃገርናን ህዝብናን ታዓጢቖም፡ ምእንቲ ህ.ግ.ዲ.ፍ ክብጀዉ ዝወሰኑ ደመኛታት ህዝቢ ኤርትራ፡ ሎሚ እውን ከም ኣመሎም ዕሽነቶም ከመስክሩን፡ ስም ህዝቢ ኤርትራ ከበላሽዉን፡ ኣብ ጎደናታት ኦስሎ፡ ኣብ ኖርወይ ንዕለት 13 ሚያዝያ ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ምዃኖም ሓቢሮሙና ኣለዉ፡፡ Continue reading POST TAGS: ሓተቲመጠንቀቕታንምሕጽንታንንተቐማጦንኖርወይኣብዑቕባን