መርዚ መቓቓሊ-ፖለቲካ ስለምንታይ ? July 19, 2009 11:51 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ሃይማኖት የብሉን፡ ኣውራጃ የብሉን፡ ዓዲ የብሉን። ዘመዱ ስልጣኑ እዩ። መበቆሉ፡ ሃይማኖቱ ብዘየገድስ፡ ካብ ቆላ ይምጻእ ካብ ከበሳ፡ ኩሉ እቲ ስልጣኑ ንምንዋሕ መጋበርያ ክኸውን ዝተቐረበ ፈታዊኡ እዩ። ጸላኢኡ ድማ ከምኡ፡ ጆግራፉን መንፈሳዊ እምነቱን ብዘየገድስ፡ ንስርዓቱን ዓመጹን ዝተቓወመ። Continue reading POST TAGS: መርዚመቓቓሊስለምንታይፖለቲካ