እቲ መርገም: ዘይተሓስበ ምርቓ ኣጋንንቲ ከይከውን ብትኩርነት ክስርሓሉ ኣለዎ። (ቃል ኣሰና ) January 4, 2010 12:09 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ንጉሆ ሓደ ጥሪ 2010 ክልተ ተቓወምቲ ጉጅለታት ኤርትራ፡ ኣብ ከባቢ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ክልተ መዓስከራት ኣብ ልዕሊ ዝነበረ ኣሃዱታት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ መጥቃዕቲ ብምፍጻም፡ 25 ኣባላት ሰራዊት ቀቲሎም፡ 38 ከምዘቝሰሉ ኒው ዮርክ ታይምስ፡ ንዜናዊ ጸብጻብ ሮይተርስ ብምጥቃስ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: መርገምምርቓቃልብትኩርነትኣለዎ።ኣሰናኣጋንንቲእቲከይከውንክስርሓሉዘይተሓስበ
መርገም ሃገር August 12, 2009 10:47 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ናብ ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ ሬድዮ ኣስና፡-ብመጀመርታ ሰላምታና ብምቕዳም ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነ።ብምቕጻል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝሰማዕናዮ መርድእ ቡዙሕ ሓዘንን ጋህን ከምዝተሰማዓናእንዳገለጽና ብስም ኣባላት ማሕበር መትከል ንፍትሒ እዛ እትስዕብ ግጥሚ ንዝኽሪ እቶምብዓመጽ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ግዳይ ንዝኾኑ ሓርበኛታት ተቃለስቲ ንኽትከውን ከም መበገሲ ምጥርናፍማሕበርና ንሰደልኩም ኣለና Continue reading POST TAGS: ሃገርመርገም