“ጓህሪ ሓመኹሽተ ወለደ” – ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ዮፍታሄ ዲመጥሮስ March 26, 2009 3:58 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ንሕና ከም ሰብ መጠን በቲ ኣብታ ጥንታዊት እምነትና እትፍጽሞ ዘሎኻ እከይ ተግባራት ኤህህ!! ኢልና ምረገምናካ፣ኢየሱስ ግን ንዝበደሉና ክንረግም ዘይኮነ፣ንዝረግምኹም መርቑ ኢሉ ኢዩ ምሂሩና፣ካብኡ ሓሊፉ ነቶም ኣብ ግዜ ስቕለቱ ብዅናት ዝወግእዎ፣ሓሞት ዝተሓወሶ መጺጽ ነገር ዘስተይዎ፣እሾኽ ኣኽሊል ዝደፍእሉ፣ብመሳምር ምስቲ መስቀሊኡ ዓንዲ ዝሸንከርዎ ዘላገጹሉን ንሱ ዝበሎ ነገር እንተድኣ ነይሩ፣ Continue reading POST TAGS: “ጓህሪሓመኹሽተቅልዕቲናብወለደ”ዮፍታሄደብዳቤዲመጥሮስ