ተሪር ታሪኻዊ ምሕጽንታ – ንመላእ ሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ። December 18, 2008 12:14 amደብዳቤታትassenna00 SHARE እቲ ብአኹም ብሰራዊት ኤርትራ ዝተላዕለ፣ ንመላኺ መንግስቲ ህግደፍ ዝቐረበሉ ዝተፈላለየ ጠለባት ዘበገሶ ምልዕዓልን አበያን፣ አብ መላእ ሃገርን አብ ኩሉ ኩርናዓት ናይ ዓለምን ዝርከብ ህዝብኹም፣ ጀሚርኩሞ ዘለኹም ምንቅስቓስ እንተስ ውልዕ ኢሉ ክቕህም ፣እንተስ ባርዕ ሽግ ቀዪርኩሞ ወጋሕታ ብርሃን ከበስር፣ ናበይ ገጹ ከም ዘምርሕ ወግሔ ጸብሔ እዝኑ ጸልዩ፣ ዓይኑ አፍጢጡ ብጽሞና ይከታተለኩም አሎ። Continue reading POST TAGS: ሐይልታትምሕጽንታምክልኻልተሪርታሪኻዊንመላእኤርትራ።