“እምባ መዓር ክፈርስ ከሎ፡ ለባም የልቅስ ዓሻንከ ይልሕስ” December 31, 2010 7:11 amህይወትassenna00 SHARE ብርሃነ ገ/ንጉስ እዚኣ ነዊሕ ግዜ ይገብር ካብ ሓደ ሓው ደበሰኣብ ወልዳይ ዝተባህለ ኣብ ሓንቲ ካብዘን ወብሳይታት ዝረኸብኩዋ ዓባይ ምስላ እያ። ካብታ ግዜ እቲኣ ጀሚራ ከኣ ካብ ኣእምሮይ ምንም ኣይጠፍአትን። Continue reading POST TAGS: ለባምመዓርእምባከሎ፡ክፈርስዓሻንከየልቅስይልሕስ
ኣንታ ካን ዶ ለባም መዓዲ ሲኢኖም! February 23, 2010 1:51 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኣንታ ካን ዶ ለባም መዓዲ ሲኢኖም! እቲ ሓደ ካብቲ ሓደ ዘይሕሹ ኩሎም ጸማማት ሓደ ደርፎም ኩሎም በሃማት ኩሎም ዓያሹ ዘይብሎም ለባማት። Continue reading POST TAGS: ለባምመዓዲሲኢኖምኣንታካንዶ
ለባም ሓርበኛ ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያምስ እንታይ ኮን ምበሉ? October 26, 2007 2:35 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣንታ ንስኻስ ብሓቂ ኢሳይያስ ዲኻ?…. ገግየካ ‘ኮ ! Continue reading POST TAGS: ለባምሓርበኛምበሉኣቦናእንታይኮንወልደማርያምስወልደኣብ