ፖለቲካዊት ከቦሮ ንለውጢ ኣብ ኦክላንድ ዲም ክትብል ሓዲራ (ብሽማግለ ንጉባኤ ኦክላንድ በይ ኤርያ) November 29, 2010 1:58 amሰሜን ኣመሪካassenna00 SHARE ከቦሮ ህ.ግ.ደ.ፍ፡ ብሓዳስ ከቦሮ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተተኪኣ። ናብቲ ገፊሕ ዳስ ዘተን ምርድዳእን ዋዕላን፡ ገጻ እትመርሕ ከቦሮ መንእሰይ፡ “ንዑ ኩሉኹም ኣሕዋት ኤርትራውያን፡ በዚ’ዩ መንገዱ ሰዓቡኒ ተጸንበሩ ተዛተዩ!” ክትብል ኣምስያ። Continue reading POST TAGS: ሓዲራበይብሽማግለንለውጢንጉባኤኣብኤርያኦክላንድከቦሮክትብልዲምፖለቲካዊት