ምህሮ ቱኒዝያ ይቕጽል፡ ናይ ሓርነት ጥቕስታት (ጸብጻብ ቴለቪዥን – (ኣጀዚራ ) January 16, 2011 5:19 pmፖለቲካassenna00 SHARE ሓደ ተራ ቱኒዝያዊ፡ “ ሎሚ እቲ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ርእየዮ ዘይፈልጥ ገጽ ቱኒዝያ እርኢ ‘ለኹ። ቅድም፡ ኩላትና ንሕሱ፡ ብሓሶት ነንሕድሕና ንጠቓቓዕ ኔርና። ሎሚ (እቲ መላኺ ምስ ተኣልየ) ግን ነንሕድሕድና ተኣማሚና ኢድ ንኢድ እናተሓጋገዝና ብሓባር ንሰርሕ ኣለና።” ይብል። Continue reading POST TAGS: ሓርነትምህሮቱኒዝያቴለቪዥንናይኣጀዚራይቕጽል፡ጥቕስታትጸብጻብ
ስርዓት ህግደፍ ግብረሽበራዊ ኣመሉ ይቕጽል፡ ልኡኻቱ ብፖሊስ ይህደኑ። October 30, 2008 1:12 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍን ደገፍቱን ነቲ መሳለዪ ውልቀመላኺኦም ክኸውን ኣብ ዓዲ ጥልያን ዘአንገዱዎ ፈስቲቫል ንዝተቓወሙ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ብኣእማንን ጠራሙዝን ከምዘጥቅዑዎም ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍልኡኻቱስርዓትብፖሊስኣመሉይህደኑ።ይቕጽል፡ግብረሽበራዊ