ናብ ዝኸበርካ ተቓላሳይ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ December 3, 2010 11:04 pmኣብነትassenna00 SHARE ብፈለማ ነቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ብኣረሜናዊ ስርዓተ ምሕደራ ህግደፍ ኣብ ገዛእ መሬቱ ከም ጊላ ይነብር ንዘሎ ተቓላሳይ ህዝብና ሰላምታና ነቐድም። ቀጺልና ንኹሎም ኣብ መላእ ዓለም ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ኢሎም ንዘለው ስደተኛታት ህዝብና ካብዚ ዘለናዮ ናይ ስደት ቦታና ማለት ቤይ ኤርያ ካሊፎርንያ ናይ ኣኽብሮት ሰላምታና ይብጻሕኩም ንብል። Continue reading POST TAGS: ህዝቢተቓላሳይናብኤርትራውጹዕዝኸበርካ
ዝኸበርካ ባውዛ! በርቂ2007’ዶ ክንብለካ! October 19, 2007 8:49 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ዚ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ዝመጽእ ብስራትካ፣ ኣብ ኣዚማሪኖ፣ ኣሰናይን ድምጺ መሰልና ደሊና ክቃላሕ ከሎ፣ በቲ ትብዓትካ እነሄለ ብዓል ዝናር፣ እናበለ ኣብ ውሽጡ መንፈሳዊ ቅንኢ ዘይስመዖ ኤርትራዊ ዘሎ ኣይመስለንን። Continue reading POST TAGS: በርቂ2007’ዶባውዛክንብለካዝኸበርካ
ናብ ዝኸበርካ ጆን አ. ክላርክ፣ ፒረዚደንት ነቭሳን ሪሶርስ ሊትድ ( ሰላማዊትን መሓዙታን ካብ ኣስመራ) July 1, 2007 9:16 amፖለቲካassenna00 SHARE ብቀዳምነት ከም ናይ ሓለፊ ናይ ነቭሳን ዕደና ወርቂ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኤርትራ ኮይንኩም ኣብ ቢሻ እተካይድዎ ዘሎኹም፣ ናይ ማዕድን ዳህሰሳ ስራሕ፣ እንቋዕ ኣብ ዓወት ኣብጻሕኩም ንብል። እቲ ዓወትኩም ዓወት ህዝቢ ኤርትራ ብዓቢኡ ብምዃኑ። Continue reading POST TAGS: ሊትድመሓዙታንሪሶርስሰላማዊትንነቭሳንናብአኣስመራካብክላርክ፣ዝኸበርካጆንፒረዚደንት