ጠንቂ እገዳን ወግዓዊ ጸብጻብ ባይቶ ጸጥታን …3ይ ክፋል March 13, 2010 8:29 pmፖለቲካassenna00 SHARE ብመሰረት ናይቲ መጽናዕታዊ ጸብጻብ፡ ኤርትራ ኣብ ሶማሊያ ንእትገብሮ ምትእትታውን ምግሃስ ን፡ እንዳተጋህደ ኣብዝመጸሉ እዋን፡ ኤርትራ፡ ኮነ ኢላ ንእትገብሮ ምጥሓስ ሕጊ ንኽትሽፍን ንማሕበረሰብ ዓለም ብተደጋጋሚ ከተደናግርን ጉጉይ ሓበሬታ ኣብምሃብን፡ ተደጋጋሚ ፈተነታት ከምዝገበረት ይጠቅስ። Continue reading POST TAGS: …3ይባይቶእገዳንክፋልወግዓዊጠንቂጸብጻብጸጥታን
ጠንቂ እገዳን ወግዓዊ ጸብጻብ ባይቶ ጸጥታን …..2ይ ክፋል February 28, 2010 8:37 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኣብቲ ዝሓለፈ ዝተተርጎመ ጽሑፍ ናይቲ ብ ሞኒተሪን’ ግሩፕ ዝፍለጥ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ንምግሃስ ነቲ ብ 751 /1992 ዝፍለጥ ወታሃደራዊ እገዳ (Arms Embargo) ኣብ ሶማሊያ፡ ዝከታተል ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ ዝወጸ ጸብጻብ፡ ኮለኔል ዩሱፍ ነጋሽ ወርቀ፡ ብፍልይቲ ነፋሪ ኣብ መቓድሾ ከምዝወረደን፡ ምስ ዝተፈላለዩ ኣኽረርቲ ጥሩፋት እስላማዊ ጉጅለታት ኣኼባታት ድሕሪ ምግባሩ፡ ብተዮታ ፒክ ኣፕ በርባዕተ ቦዲጋርድታት (Technicals) ተዓጂቡ ናብ ማሪር ጉር ዝተባህለ ቦታ፡ ምስ ሸኽ ሓስሰን መሓመድ ዳህር ኣወይስ ኣኼባ ክገብር ከምዝተበገሰ ርኢና ኔርና። Continue reading POST TAGS: …2ይባይቶእገዳንክፋልወግዓዊጠንቂጸብጻብጸጥታን
ጠንቂ እገዳን ወግዓዊ ጸብጻብ ባይቶ ጽጥታ February 27, 2010 1:20 amፖለቲካassenna00 SHARE እዚ ጽሑፍ’ዚ ካብቲ ብ “Monitoring group and the Panel of Experts” ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ; ንምግሃስ ውሳኔ ባይቶ ጽጥታ ኣብ ልዕሊ ሶማሊያ፡ ነቲ ብቁጽሪ 751/1992 ዝፍለጥ ውሳኔ ዝከታተል ብባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ፡ ወግዓዊ ዝገበሮ ጭብጥታት ምትእትታው ኤርትራ ኣብ ሶማሊያ መሰረት ዝገበር’ዩ ። ኣቕዲመ ግን ንዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ ነቲ ዝገበሮ ጻዕሪ፡ ነዚ ሕጋዊ መርቶዖታት ናይ ባይቶ ጸጥታ ናብ ኣንበብቲ ስለ ዘብቀዖ ከየመስገንክዎ ክሓልፍ ኣይደልን። ካብዚ ቀጺለ እንበኣር ናብ ጽሑፈይ ክኣቱ። Continue reading POST TAGS: ባይቶእገዳንወግዓዊጠንቂጸብጻብጽጥታ