እንጻር’ዚ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ክቕጽል ኣለዎ። December 30, 2010 12:11 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብዘን ዚሓለፋ 9 ዓመታት ኣንጻር ናይቲ ብህግደፍ ዝምወል “ኤርትራዊ ባህላዊ ምርኢት ኣብ ኣውስትራልያ” ተባሂሉ ዝጽዋዕ፤ ብሰላማዊ መንገዲ ስልጣን ናብ ህዝቢ ክማሓላለፍ፣ ሰብኣዊ መሰላት ክኽበር፣ Continue reading POST TAGS: ምልካዊስርዓትቃልሲኣለዎ።ኤርትራእንጻር’ዚክቕጽልዘሎዝግበር
ናብ ሃገራዊ ጉባኤ ንምብጻሕ ተራ ኩሉ ደላይ ሰላም ክዓዝዝ ኣለዎ። September 4, 2010 11:52 pmፖለቲካassenna00 SHARE በቲ ለባማትን ከኢላታትን ሃገራዉያን ባይታ ዘተ ዘጣጥሑልና ተጠቒምና ኣሰር ናታቶም ሒዝና ይሓይሽ እንብሎ ኣካይዳ እዋናዊ ቃልሲ ክንዝቲ ኣብዚ ምብቃዕና ሓጎስ ኩልና ምኻኑ ንኣምን ። Continue reading POST TAGS: ሃገራዊሰላምተራናብንምብጻሕኣለዎ።ኩሉክዓዝዝደላይጉባኤ
እቲ መርገም: ዘይተሓስበ ምርቓ ኣጋንንቲ ከይከውን ብትኩርነት ክስርሓሉ ኣለዎ። (ቃል ኣሰና ) January 4, 2010 12:09 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ንጉሆ ሓደ ጥሪ 2010 ክልተ ተቓወምቲ ጉጅለታት ኤርትራ፡ ኣብ ከባቢ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ክልተ መዓስከራት ኣብ ልዕሊ ዝነበረ ኣሃዱታት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ መጥቃዕቲ ብምፍጻም፡ 25 ኣባላት ሰራዊት ቀቲሎም፡ 38 ከምዘቝሰሉ ኒው ዮርክ ታይምስ፡ ንዜናዊ ጸብጻብ ሮይተርስ ብምጥቃስ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: መርገምምርቓቃልብትኩርነትኣለዎ።ኣሰናኣጋንንቲእቲከይከውንክስርሓሉዘይተሓስበ
ነቲ “ጸሊም ደበና” ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ክቕንጥጦ ኣለዎ። November 22, 2008 10:43 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ፡ ብፍላይ ከኣ እቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ሃገራዊ ባይቶ፡ ነጻ መራኸቢ ብዙሓን፡ ስርዓተ ሕግን ቅዋማዊ ስርዓትን ዝጽይኑሉ እንኮ ምኽንያት እንተልዩ፡ ሽፍትነትን ውዲትን ኣብ ቅድሚ ‘ቶም ናይ ተሓታትነትን ግልጽናን መድረኻት ዝኾኑ ዲሞክራስያዊ ትካላት ኣሳልጦ ክረክብ ዕድል ስለዘይብሉ እዩ። Continue reading POST TAGS: “ጸሊምህዝቢባዕሉነቲኣለዎ።ኤርትራክቕንጥጦደበና”