ነዚ ክትግዕታ’ዶ ትርህጻ November 19, 2009 12:45 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣብዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ስሙናት እዚ ናይ ብሩሰልስ ኮንፈረንስ ዘስዓቦ ሳሓቦ ጉተቶ ብዙሕ ኣማጓትን ኣካታዒን ፈታንን ኰይኑ ምቕናዩ ካብ ማንም ዝተሓብአ ኣይኰነን። ብዙሕ ኣሰሓሓቢ ክኸውን ድማ ይግብኦ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ትርህጻነዚክትግዕታ’ዶ
ንዝኽሪ ጀጋኑ ግዳያት ገበናት ጉጅለ ኢሰያስ ነዚ ናይ ሓዘን ሓዘን ናይ ገበናት ገበን ቅትለት ጂ 15 ምስ ሰማዕኩ ብመሪር ሓዚነን ኣስደሚሙንን ይርከብ August 9, 2009 12:58 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ኣቦታትና ክምስሉ ንድሕሪት ጠምት ንቕድሚት ኣምት ይብሉ ማለት ካበይ ተበጊስካ ኣብቲ ጉዕዞ ኸ እንታይ ጽቡቕን ሕማቕን ኣጓኒፉካ ሓሲብካን ገምጋም ጌርካን ናብቲ ዝቕጽል ጉዕዞ ካብቲ ሕሉፍ ዝተፈጸመ ሕማቕ ንኸይድገም ይሕግዘካ ማለት ዩ። Continue reading POST TAGS: ሓዘንሓዚነንምስሰማዕኩቅትለትብመሪርነዚናይንዝኽሪኢሰያስኣስደሚሙንንይርከብጀጋኑጂገበናትገበንጉጅለግዳያት
ግእዝ ኣብ ምንባብ ትጽገሙ ዘለኹም ክቡራት ተኸታተልትና፡ ንግዚኡ ነዚ ዝስዕብ መምርሒ ተኸቲልኩም ጸገምኩም ክርፈትሑ ከምእትኽእሉ ነዘካኽረኩም። ኣሰና። January 30, 2009 1:10 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: መምርሒምንባብተኸቲልኩምተኸታተልትና፡ትጽገሙነዘካኽረኩም።ነዚንግዚኡኣሰና።ኣብከምእትኽእሉክርፈትሑክቡራትዘለኹምዝስዕብግእዝጸገምኩም
ንዑ ተዓወቱ! ነዚ ጽሑፍ ተርጉምልና! ( ካብ ወልደንድራስ (ዘእልቡ) ኣስመራ) June 30, 2007 12:40 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ኣብ ዓዋተ ዳት ኮም ሓደ ጽሑፍ The Tears of a Sadist ብዝብል ብኣክሊሉ ዘርአ ብ25 ሰነ 2007 ዝተደርሰ ቀሪቡ። እቲ ጽሑፍ ብቛንቛታት ትግርኛ ይኹን ዓረብ ተዳልዩ እንተዝቐርብ ብዝያዳ ሸትኡ ምወቐዐ ዝብል ግምት ኣሎና። Continue reading POST TAGS: ተርጉምልናተዓወቱነዚንዑኣስመራካብወልደንድራስዘእልቡጽሑፍ