ፈስቲቫል መንእሰያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ንምድላው ዝግበር ዘሎ ናይ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ሸበድበድ፡ ብሲቪካዊ ማሕበር ኣብ ኖርወይ ተሪር ተቓውሞ የጋጥሞ`ሎ!! January 28, 2011 11:32 pmኣብነትassenna00 SHARE እቲ ብስም መንእሰያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ዝፍለጥ ማሕበር ናይ መበል ሻብዓይ ዓመት ጉባኤኡ ንሚያዝያ 2011 ኣብ ኖርወይ ንኽገብር እሻባሸብ ከም ዘሎ፡ ርጉጽ ሓበሬታ ዘለዎም ምንጭታትና ሓቢሮም ከም ዝነበሩ፡ ብዕለት 22.12.11 ኣብ መርበብ ሓበሬታታት፡ ዜና ዘርጊሕና ምንባርና ዝዝከር`ዩ፡፡ Continue reading POST TAGS: ህህዝቢሎመንእሰያትማሕበርሸበድበድ፡ብሲቪካዊተሪርተቓውሞናይንምድላውኖርወይኣብኤርትራዘሎየጋጥሞዲግጸላእቲፍ
ተሪር ታሪኻዊ ምሕጽንታ – ንመላእ ሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ። December 18, 2008 12:14 amደብዳቤታትassenna00 SHARE እቲ ብአኹም ብሰራዊት ኤርትራ ዝተላዕለ፣ ንመላኺ መንግስቲ ህግደፍ ዝቐረበሉ ዝተፈላለየ ጠለባት ዘበገሶ ምልዕዓልን አበያን፣ አብ መላእ ሃገርን አብ ኩሉ ኩርናዓት ናይ ዓለምን ዝርከብ ህዝብኹም፣ ጀሚርኩሞ ዘለኹም ምንቅስቓስ እንተስ ውልዕ ኢሉ ክቕህም ፣እንተስ ባርዕ ሽግ ቀዪርኩሞ ወጋሕታ ብርሃን ከበስር፣ ናበይ ገጹ ከም ዘምርሕ ወግሔ ጸብሔ እዝኑ ጸልዩ፣ ዓይኑ አፍጢጡ ብጽሞና ይከታተለኩም አሎ። Continue reading POST TAGS: ሐይልታትምሕጽንታምክልኻልተሪርታሪኻዊንመላእኤርትራ።
58 ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሖም: ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ ሜጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሴ ተሪር ምግብዕባዕ የካይድ። October 13, 2008 1:51 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE 58 ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ራሕሪሖም: ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፡ ሜጀር ጀነራል ተኽላይ ሃብተስላሴ ተሪር ምግብዕባዕ የካይድ። ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ዜግነት ዘለዎም ሰብ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ፡ ሰነዳቶም ኣብ ሓደጋ ይሳጣሕ። Continue reading POST TAGS: ሃብተስላሴሓይሊሜጀርምግብዕባዕራሕሪሖምተሪርተኽላይንመንግስቲኣባላትኣዛዚኣየርኤርትራኤርትራ፡የካይድ።ጀነራል