እምቢ ንምልኪ!! (ክፋል 12) ብወልደየሱስ ዓንደማርያም May 14, 2011 2:41 amእምቢ ንምልኪ!!assenna00 SHARE ስደተኛ መንእሰይ፡ በዓል ነጻነት ናበይ? ምዕራባዊ ክፍለ ዓለም እትነብር ዘሎኻ ስደተኛ ጎበዝ ሃገርና፡ ናይ ሎሚ መዓልቲ ጽሑፈይ ምሳኻ ግጠም ይብለኒ ኣሎ። “ኣንታ እቲ መንእሰይ እሞ…መንእሰይ መንእሰይ ንብል ኮይና እምበር፡ ደይ ከም ህዝቡ’ዩ።” እንተበልክዎ፡ “ላላእ! ኩሉ ነገር አእዋኑን ገግዚኡን ኣለዎ። ዕላል ይኹን መዛረቢ ኣርእስቲ፡ ዛዕባታት ከይተረፈ ብግዜ’ዩ ዝግዛእ። Continue reading POST TAGS: ብወልደየሱስንምልኪእምቢክፋልዓንደማርያም
እምቢ ንምልኪ!! (6ይ ክፋል) ብወልደየሱስ ዓንደማርያም – እቲ ጉዳይና ንህዝብን ሰራዊት ኤርትራን “መን ረትዖ’ዩ?” March 18, 2011 4:41 pmእምቢ ንምልኪ!!assenna00 SHARE “ካልእ ድኣ እንተ ኣለካ ኣምጽእ እምበር፡ እዚ ሽጣራ እዝስ ቀደም ብገርሁ ኸሎ ህዝቢ፡ ተበሊዕዎ እዩ።” ዝብል ዘረባ፡ ነቲ ንኸታልል ኢሉ ዝብገስ ተቓውሚ እየ ዝብል ባእታ፡ ዘሰምብድ ክኽውን ይኽእል እዩ። Continue reading POST TAGS: “መን”6ይረትዖ’ዩሰራዊትብወልደየሱስንህዝብንንምልኪኤርትራንእምቢእቲክፋልዓንደማርያምጉዳይና
እምቢ ንምልኪ!! (5ይ ክፋል) ብወልደየሱስ ዓንደማርያም March 8, 2011 12:20 amእምቢ ንምልኪ!!assenna00 SHARE ወለዶ ምሉእ ተሰካሚ ብረት ሜዳ ሓርነት ካይሮ፡ ንሙባረኽ 70 ብልዮን ዶላር ሰሪቕካና ኣሎኻ፡ ኣምጽኣየን እንዳበለት ተተሓሒዛቶ ኣላ። ክንድዚ ዝኣክል ገንዘብ ንሃገርና ቁማር ኢልካያ ክትከይድ ኣይኮንካን። Continue reading POST TAGS: 5ይብወልደየሱስንምልኪእምቢክፋልዓንደማርያም