ዝወዓለ ይንገርካ – መወዳእታ ርእይቶ September 3, 2010 11:09 pmፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE ተመኩሮ ይምሃርካ ዳግማይ ድርዕቶ ከይድርዓካ ከም ዝበሃል፡ ዕውት ሃገራዊ ዋዕላ ካብ ዝመስከረልናን ዘረጋገጸልናን ተማሂርና ክንምህረሉ ንሓዋሩ እንቐስነሉ ባይታ ንምንጻፍ እቲ ክሳዕ ሕጂ ዝነበረ ምዕንቃፍ ዘኽትመሉ ኣብ ኢድና ስለ ዘሎ ካብዚ ዋዕላ ተበጊስና ናበይ ንምብጻሕን እንታይ ንምጥጣሕን መልሲ እንህበሉ ሰዓት ኣኺሉ እዩ፡፡ Continue reading POST TAGS: መወዳእታርእይቶዝወዓለይንገርካ
ርእይቶ ንሳልሳይ ክፍሊ “መደባትና ነቲ ኪንዮ ጸሊም ራዕዲ ዘሎ ደበና ምቕንጣጥ ኢዩ“፡፡ November 11, 2008 9:48 pmፖለቲካassenna00 SHARE “መደባትና ነቲ ኪንዮ ጸሊም ራዕዲ ዘሎ ደበና ምቕንጣጥ ኢዩ“ ዝብል ቃል ናይ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ሰሜን ኣትላንቲክ “ኔቶ“ ችፍ ኣድሚራል ዳኒኤል ፉን ቤጃንኩዝ ምርኩስ ብምግባር “ውሕሉል ፈዳይ ንጉሰ“ ሓያል ሚስጢር ዝሓዘ ጽሑፍ ኣብ ኣስና መርበብ ሓበሬታን ኣብ መርበብ ደቀባትን ኣንቢብና፡፡ Continue reading POST TAGS: ፡፡መደባትናምቕንጣጥራዕዲርእይቶነቲንሳልሳይኢዩኪንዮክፍሊዘሎደበናጸሊም