ኣቶ ክሻ ግን መደርኡ ብምቕጻል: እስኽን ተውድቐኦ ዘለኽን ዓቐን እንቃቕሖ ስለዝደቐቐ ምስ ናይ ዓለም ክወዳደር ስለዘይከኣለ ዓቐኑ ንኸተዕብየኦ ተወሲኑ ኣሎ……
ኣቶ ክሻ ግን መደርኡ ብምቕጻል: እስኽን ተውድቐኦ ዘለኽን ዓቐን እንቃቕሖ ስለዝደቐቐ ምስ ናይ ዓለም ክወዳደር ስለዘይከኣለ ዓቐኑ ንኸተዕብየኦ ተወሲኑ ኣሎ……
ወይዘሮ ለምለም በታ ደርሆኣ ዘዝወለደተን እንቃቕሖ እናሸጠት ዘይትን ጨወን ትግዝእ ነበረት። ይኹን እምበር ወይዘሮ ለምለም ናይ ደርሆኣ እንቃቕሖ ካብ ዘይትርኢ ዳርጋ ወርሒ ኾይኑ።
ደርሆ ቁ 2፡ ናይ ቀደም ዘረባ ‘ሞ ግደፍዮ ናይ ሕጂ ጥራይ ግበሪ፡ ዘበን ተቐይሩ እዩ ሳንዳይ። እንኪ ጥራይ እዚ ክዳን ‘ዚ ቀይሪ ተመሸጢ ኸኣ።
እምባእ፡ እዛ ደርሆስ ክንደይ ትጽብቕ ወደይ፡ ነዚኣስ ከሺንካ ብልዕዕዕዕዕ እንተተብላ!”
ሓንቲ ደርሆ ካብ ኣሰመራ ዶብ ሰጊራ ሱዳን ትኸይድ ‘ሞ፡ ኣብኡ ዝነበሩ ሰባት ፍጹም ተገሪሞም፡ “ እምባእ! እንታይ መዓቱ ወረደና፡ ኣንቲ ንስኺ ኸ ደኣ እንታይ ኮትገብሪ መጻእኪ?” ይብሉዋ።
ሰሌ፡ ሃይ ማይክ
ማይክ፡ ሃይ ሰሌ ከመይ፡ እንታይ ደኣ ሎምስ ድምጽኺ ናይ በለስ ጥዒሙ፡ ብሩኽ ሓውኻ መጺኡ ዲዩ ካብ ወጻኢ?
ባን ኪ-ሙን፡ (ህሉው ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት) ሄሎ ኮፊ ኣናን?
መሃንዘል፡ ኣንታ ሳህለ ዓርከይ ኣበይ ደኣ ቐኒኻ፡ ‘ዚ ጥዑም ደሃይካ ተሓቢኡኒ ቐንዩ።
ሰሌ፡ ማይክ ዓርከይ፡ ንዓናይ እስከ ቀልጥፍ ሰዓት 8፡30 ቀሪቡ፡ ናይ ኢሳይያስ ቃለ መሕተት ቲቪ-ኤሪ ኣብ ገዛ ብሓንሳብ ንስምዓዮ።
ሓደ በዓል ግዜ ኮለኔል ኣብ ኣምባሳደር ሆቴል (ኣሰመራ) ዊስኪ ስትይይይ ምስ ኣምሰየ፡ ንገዝኡ ነቒሉ ሰንከልከል እናበለ ጽርግያ ሰጊሩ ኣብ ኣፍደገ ካቴድራለ ንፋስ እናወሰደ ታክሲ ይጽበ።
ሓደ በዓል ግዜ ኮለኔል ኣብ ኣምባሳደር ሆቴል (ኣሰመራ) ዊስኪ ስትይይይ ምስ ኣምሰየ፡ ንገዝኡ ነቒሉ ሰንከልከል እናበለ ጽርግያ ሰጊሩ ኣብ ኣፍደገ ካቴድራለ ንፋስ እናወሰደ ታክሲ ይጽበ።
“ኣንታ ሰብኣይ፡ ንዓ ‘ስከ ካብ’ዚ ጉድጓድ ኣውጽኣኒ”
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንናይ ኢትዮጵያ ውሽጣዊ ኩነታት ኣመልኪቱ፡ ዝመጽእ ሰሙን ምስ ማዕከናት ዜና ኤርትራ ሰፊሕን ዝርዝራውን ቃለ-መሕትት ኪገብር ምዃኑ ኣቐዲምና ንሕብር።
ሓንቲ ነብሰ ጾር ኣደ ዝተጠንሰ ህጻን ካብ ንቡር ማለት 9 ኣዋርሕ ምስ ኣሕለፈ ብዙሕ ተሻቒላ ብሎሚ ጽባሕ እቲ ህጻን ከይተወልደ 12 ኣዋርሕ ይገብር።
ሳሃለነ ቅድስተነ! ሳሃለነ ቅድስተነ!
በዓል ኣስመራ ስታድዩም ከመይ ይኸይድ ኣሎ?
ማይክ ትማሊ ዶ ናይ ቴለቪዥን ምልክታ ሰሚዕካዮ፡ “ ልዕሊ 18 ዘበለ ኩሉ ኣብ ውድድር ጉያ መዓልቲ ናጽነት ክሳተፍ ይዕደም ኣሎ” እምበር ኢላ።