ልቢ ኣይነቅጽን - ዝበለ መን’ዩ ከብዲ ኣይሓርርን - ዝበለ መን’ዩ ሕልና ኣይስሕትን - ዝበለ መን’ዩ እግሪ ምስተፈነወ - ናብ ዝወስዶ ኣያ ብምስእኑ - ብኣጆኻ ዝእብዶ ንቅድሚት ሰጉሙ - የማን ጸጋመ ዓይኒ ተዓሚቱ - ዝረግጾ ከየስተውዓለ ናብ ሞት ኣፍ - ብኽፉቱ ዝጽበዮ ንነፍሱ ቀቢጹ - ጠኒኑ ዝኣትዮ ግፍዒ ጭቆና - ኣገዲዱ ዘንፈጾ ጸጊቡ ይብሉዎ - ክንዲ
ልቢ ኣይነቅጽን - ዝበለ መን’ዩ ከብዲ ኣይሓርርን - ዝበለ መን’ዩ ሕልና ኣይስሕትን - ዝበለ መን’ዩ እግሪ ምስተፈነወ - ናብ ዝወስዶ ኣያ ብምስእኑ - ብኣጆኻ ዝእብዶ ንቅድሚት ሰጉሙ - የማን ጸጋመ ዓይኒ ተዓሚቱ - ዝረግጾ ከየስተውዓለ ናብ ሞት ኣፍ - ብኽፉቱ ዝጽበዮ ንነፍሱ ቀቢጹ - ጠኒኑ ዝኣትዮ ግፍዒ ጭቆና - ኣገዲዱ ዘንፈጾ ጸጊቡ ይብሉዎ - ክንዲ
እታ እተመዘት መርማሪት ሽማግለ ናይ ሕ/ሃገራት ጸብጻባ ብዛዕባ ኩነታት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምውጻኣ፡ ብሰልፍታት CDU / ክሪስቲያናዊ ዲሞክርያስያዊ ሕብረትን ብSPD / ማሕበራዊ ዲሞክራስያዊ ሰልፊ ጀርመንን ዝቘመ ልፍንታዊ መንግስቲ ጀርመን፡ ባይቶኣዊ ጕጅለኡ (fraction) ብዘቕረቦ እዋናዊ ሕቶ መሰረት፡ ብዕለት 10/06/2015 ኣብ ቡንደስታክ (ባይቶ ጀርመን)
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/ግጥሚ-1.pdf"]
ኣማኑኤል ሳህለ መብዛሕትኡ ናይ መውጽእ ሓራ ውድብ ወይ ምንቅስቓስ፡ ነቲ ተጨቊንካ ኣሎኻ ዚብሎ ህዝቢ ናጻ ከውጽእ ቅድሚ ምፍታኑ፡ ኣቐዲሙ ነቲ ዘቖሞ ውድብ ወይ ምንቅስቓስ ኣፈናዊ ቅርጺ ከትሕዞ ምድላዩ ባህርያዊ እዩ። ቅርጺ ምትሓዝ ማለት ከኣ ወላ ብምርጫ ይኹን ኣይኹን፡ ኩሉ ግዜ መራሕን ተመራሕን፡ ስልጣን ዝሕዝን ነቲ በዓል
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/DC-demons-2015.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/Kelen.pdf
ኣብ ዘቐመጥካዮ ዝነብር እምኒ ጥራይ ኢዩ። ኣለዉ ከኣ ናብ እምኒ ዝተለወጡ ባዕሎም ኢሳያስ ብኣምሳሉ ምስ ቀብኦም ቅሙጣት ገንዘበይ! ኣእማነይ! ዝብሎም ኣብ ዝደለዮ ግዜ ዘልዕሎም ዘንብሮም ስለዚ ጉድ’ዩ! ዝብል ዘሎ ሃገር ብዙሓት’ዮም ዓይኖም ዓሚቶም ዝነብሩ ሽም ‘ዚ ክቡር ህዝቢ ዝድዉኑ ዘሕስሩ የበላሽውና’ለዉ እዞም ኣሕዋትና ክትብሎም ዘሕፍሩ ብሕጊ ኣልቦ ስርዓት ኣሕዋቶም እናጸነቱ እናተቐብሩ ኣብ ቦሎኛ ይጭፍሩ ‘ኣብ ሃገርና
ዕለት 06/19/2015 ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ፤ ኣብ ዋሸንግቶን ዲሲ ነቲ ዓገብ ዝብለሉን ዝጣበቀሉን ሲኢኑ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራን፡ ጥፍኣት መንእሰያት ኣብ ባሕሪ ሚዲትራንያንን፡ ማሕረድቲ መንእሰያት ብዳዕሽን፡ ንዓለም ኣውያት ንምስማዕን ሓደ ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ንዕለት 06/19/15 ተዳሊዩ ኣሎ። እዚ ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ እዚ
On A SWIFT, EFFECTIVE AND LASTING SOLUTION TO THE ERITREAN NIGHTMARE!! – A Short Thesis on Strategy By Our Voice By assenna on May 16, 2015 I thank the writers of the article for putting the effort to provide very interesting subject matters in prolific articulation.
ኣማኑኤል ሳህለ ስለምንታይ እዩ ሰብ ጽቡቕ ዝገብር? ጽቡቕ ክገብር ከሎኸ እንታይ ክረብሓሉ ስለ ዝደለየ እዩ? ጽቡቕ ማለትከ እንታይ ማለት እዩ? ጽቡቕ ማለት እንታይ ማለት እዩ ንዚብል ሕቶ፡ ኣብዚ ጽሑፍዚ እንተ ኣስፊርናዮ፡ ገፊሕ ቦታ ስለ ዚሕዝ፡ ኣብ ዝመጽእ ጽሑፋት ክንርእዮ ኢና። ግን ንግዜኡ ጽቡቕ ዚብል ኣምር ተዛማዲ ከም
ሰፊሕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ 1 መእተዊ ሓባራዊ ጸገም ምህላው ሓይሊ ሓድነትን ስኒትን ኢዩ ይባሃል። ሓባራዊ ጸገም ምህላው ሓይሊ ሓድነትን ስኒትን ክነሱ፡ ኣብ ናይ ኤርትራ ፖለቲካ ግን ብኣንጻሩ ኢዩ። ምስ’ዚ ኩሉ ጸገማትና ፖለቲካዊ ውድባትና ሓቢረን ክቃለሳን ንህዝቢ ከቃልሳን ኣይተራእያን። ኣብ ኤርትራ ቦዂሩ ዘሎ ነገር እንተሃልዩ ብዂረት ግዝኣተ ሕጊ
“ፍሉያት ኢና” “ንሕና ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና” ቃል ዕሉል ሽፍታ ፕረሲደንት ናይ ኤርትራ ሓቂ ዳኣ?????????? ፍሉያት ኢና! ብኹሉ ተግባርና ፍሉያት ኢና!! ርኢና ከምዘይረኣና ፍሉያት ኢና!! ሰሚዕና ከምዘይሰማዕና ፍሉያት ኢና!! ኣብ ቀብሪ ጓይላና ፍሉያት ኢና!!! ንፍትሒ ቐቢርና ፍሉያት ኢና!! ሸየጥቲ ደቅና ፍሉያት ኢና!!!ጥለምት ናብራና ፍሉያት ኢና!! ብሽፍታ ተመሪሕና ፍሉያት ኢና!! ፈዳይ ሕነ ዘይወለድና። ዓለም ብዓለማ ክትበኪ ክትሓዝን ኣደራዕ ኮይኑ ተግባርና ዘይንደንን ዝገበርካ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/Ogbai_gebre.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/MEGLEXI-XLAL-1.pdf"]
ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ፡ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካዊ፡ ማሕበራዊ ፍትሒ፡ ሰላምን ሓቀኛ ናጽነትን ክንጓናጸፍ ትጽቢት ኩልና’ኳ እንተነበረ፡ ብሰሪ ቀይናንን ኣዕናውን ምምሕዳር ሃጸይ ኢሳያስ ከምቲ ዝሓለምናዮ ኣይኮነን። ዓስቢ ከቢድ መስዋእትና፡ ስደት፡ ማእሰርቲ፡ ምፍልላይ ስድራቤት፡ ክቱር ድኽነት፡ ስእነትን ክብርን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ዓያዪ ጉልበትን ተነጽሎ ካብ ማሕበረሰብ ዓለም ጎረባብቲ ሃገራትን ከምኡ’ውን
ክብርን ዋጋን ርዝነትን መዓልቲ ናጽነት ሃገርና፣ ንዓና ኤርትራውያን ኣብ ዝዓለምናዮን ዝመደብናዮን ምዕራፍ ዝበጻሕናላ ናይ ምርጫና ጭብጢ እያ።ንዓለም ድማ ምእማኑ ዘሸግር መስተንክር ቅያ ሓርበኛታትናን ጀጋኑናን ኢዩ ኔሩ።እቲ ምንታይ ንሕና ከም ጻጸ፡ግዝፊ ጸላእትና ብዓይኒ ሓይሊ ሓርማዝ ኣብ ዝተጠመተሉ መድረኽ ብሳላ መሪር መስዋእትናን ጽኑዕ እምነትናን ካብቲ ብዓሎቕ ዓመጽቲ
ስርዓት ህግደፍን ንሱ ዝቆጻጸሮ መራኸቢ ብዙሓን ዝእለም ተንኮላትን ሽሕጣንን ኣቃልቦን መልስን ምሃብ፡ ክብሪ ይስምዖ ይኸውን። መንቀሊ ጽሑፈይ ግን ነቲ ልሙድ ሓሶታትን ኣሽካዕላልን ህግደፍ ንምቅላዕ ዘይኮነ ነተን ብሃጸይ ኢሳያስ ኣብ ፍሉይ ኣጋጣሚታት ብግርህና ወይ ቅድመ መጻወድያ ንምድላው በጨቅ ዝብላ ሓቅታት መብርሂ ንምሃብ’ዩ። ብኣጋጣሚ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ግንቦት
ነቶም ትማሊ ኣብ እስራኤል ኮነ ኣብ መላእ ዓለም፡ "ከምዚ እዚ ኣጽናቲ ምስሉይ ስርዓት ዝገበሮ ናይ ሓዘን ዳስ ኣፍሪስና ዳስ ጓይላ ኣይንተክልን! ህዝብና እናሃለቐ ዝመጸልና ወኒ ሳዕስዒት የለን!" ብምባል፡ መዓልቲ ናጽነቶም ብዝኽሪ እቶም ንኣኣ ዘግዘሙዎም ጀጋኑ ስውኣትን ብድሕሪኦም ብሰንኪ ጠላሚ ስርዓት ዝሃለቑ ኣሕዋቶምን ብምዝካር ዘሕለፉዋ ጀጋኑ
ምትኽኻል ወይ ምጽልጻል ኣእምሮ ኣማኑኤል ሳህለ ሰብ ከም ድላዩ ኪሓስብ፡ ማለት ንሓሳባቱ ፋሉል ኪሰዶ ይኽእልዶ? ኣብ ገለ ኩነታትን ኣጋጣሚታትን ይኽእልዩ። ንኣብነት ኣብ ሕልምን ኣብ ስኽራንን ኣብ ጽላለን። ስኽራን ክንብል ከሎና፡ ናይ ስልጣን ስኽራን ከም ዘሎ እውን ክንርስዕ ኣይግባእን። ኣምባገነናት እኮ ቃሕ ዝበሎም እዮም ዚዛረቡ። መላኺ ስለ ዘይብሎም። ኣብ
ንዝኽሪ 24 ግንቦት ማዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ብ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ማሕበረኮም ኣብ ጆርጅያ ኣብ ዝተኻየደ ጽንብል፡ ብ ኣቦና ኣቶ ፍቕረማርያም ማሓሪ ዝቐረበ ቓል። እንኳዕ ናብ መበል 24 ዓመት፣ዕለተ- ነጻነትና ኣብጸሓና! ዮሃና “ ን ጸ ዋ ር ” ህዝብና!! እዛ ሎሚ መዓልቲ እነብዕላ ዘሎና፡መበል 24 ዓመት ዕለተ ነጻነትና፥ እንካብ’ተን ካልኦት፡ኣብ ዝሓለፈ
ክቡራት ኣንበብቲ ገለ ዓሰርተ ዓመት ኣቢሉ ይኸውን በዚ ኣርእስቲ፣ዚ ሓደ ጽሑፍ ኣብ ኢንተርነት ኣውጺኤ ነይረ። ሕጂ’ውን እቲ ኩነታት ስለ ዘይተቐየረ እንተ ደገምኩዎ ሕማቕ ኣይመስለንን። ሓደ ሕብረተ-ሰብ ናይ ሓደ ሃገር ሓደ ሰውራ ከካይድ’ከሎ፡ ዓላማኡ ኣብቲ ሕብረተ-ሰብ ሓደ መሰረታዊ ለውጢ ንምምጻእ ኢዩ። እዚ መሰረታዊ ለውጢ’ዚ ድማ ከይዱ ከይዱ
"እቲ ናይ ቅድሚ ናጽነት ሓድነትኩም፡ ነዚ ናይ ድሕሪ ናጽነት ጉዕዞኹም ውሕስነት ኣይከውንን ኢዩ" ቃል ናይ ሓደ ምሁር፡ ኣብ ጽባሕ ናጽነት ታደሰ ኪዳነ እዚ ከም ኣርእስቲ ናይ ጽሑፈይ ተጠቂመሉ ዘለኹ ጥቕሲ፡ ነቲ ኣብዚ ዝሓለፈ 24 ናይ ናጽነት ዓመታት፡ ብዛዕባ`ቲ ድሕሪ ናጽነት ንሓልፎ ዘለና ኣሰቃቒ ኩነተ-ህላወ ክሓስብ ከለኹ፡ ኩሉ ግዜ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/Ogbay_may23.pdf"]
ርብዒ ዘመን ኮይኑ! ናጽነት ፍረኺ ከየስተማቐርና ብዘይሕግን ፍርድን እናተቐየድና ብኩፖን ክንቅለብ ሪጋ ተሰሪዕና ናብ ቦጣት ክንጎዪ ፊስቶ ተሰኪምና መላኽን ሰዓብቱን እናኣሳቐዩና ልደትኪ ክንጽንብል ስምኪ እናዘመርና ርብዒ ዘመን ኮይኑ ሰለም ከየበልና! *ናህያ እንከለኺ ኣብ ሽግር ክንነብር *ራህዋ *ጸዳል እንከለኽስ ኣብ ጸላም ክንሰፍር *ብርሃን ምስ ዕቚር ሃብትና ጾምና ካብ ንሓድር ናጽነት መልክዕኪ ኢሉና ድንግርግር ባዕዳውያን ገዛእቲ ንሕሉፍ ዘዘዝክር ፍረ ናጽነትዶ
ኣሓ ምስ ሓራዲአን፡ ማይ ይሰትያ! ሃብተማርያም ኣብራሃ ለንደን-ዓዲ እንግሊዝ 21 ግንቦት 2015 ሰላም ዝኸበርኩም ኣሕዋተይ፡ ኣሓተይን ደቀይን። ኣብ ከምዚ ዘለናዮ ሕሱም ግዜ፡ ዝስመዓኒ ሃገራዊ ሓዘንን ጓሂን ምስ ናይ ዕድመ ተመኩሮይ ከካፍለኩም እንከለኹ፣ ደስ ይብለኒ። ‘ኣሓስ ምስ ሓራዲአን ማይ ይሰትያ’ ዝተባህለ፡ ብትኽክል ከምዚ ሎሚ ንርእዮ ዘለና ኣከያይዳ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ
ተወሳኺ ስግኣት ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ኣብ ሃገሮም ካብ ዘሎ ጥምየት፡ቅልውላው፡ ዘይምቅሳን፡ኣድልዎ፡ ግፍዒ …………. ንምህዳም ነተን ብዓይነተን ዘይብቁዓት፤ ብሕግን ሰነ-ፍልጠትን ዘይምራሓ መራኽብ ተወጢሕካ ንኣውሮጳ ገጽካ ምጉዓዝ ናይ ቅብጸት ጉዕዞ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፤ እቶም ተሳፈርቲ ካብ ክሳብ ክንደይ ኣሰቃቂ ዝኾነ ናብራ ይሃድሙ ከም ዘለዉ ዘርኢ እዩ። እታ ብቁጽሪ ህዝባ ምስተን
ሎሚ ኣብ ድሮ እቲ መዳርግቲ ኣልቦ መስዋእቲ ከፊልና ትእምርቲ ዝሰራሕናሉ፡ 24 ግንቦት መዓልቲ ሓበንን ክብረትን ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነት፡ ክብርትን ፍልይትን ዕለት ናጽነት ኢና ንርከብ ዘለና፡፡ መበል ዕስራን ኣርባዕተን ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ 2015፡፡ ኣብዚ ሕጽር ዝበለ ትሕዝቶ ዝሓዘ ንእዋናዊ ጉዳያት ኣጉሊሑ ዘርእይ ጽሑፈይ፡ ትርጉም ናጽነትን
ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ኣማኢት ኤርትራውያን ኣብ ሜዲተራንያን ከምዝሃለቁ ኣብ ማዕከናት ዜና ተኸታቲልናዮ ኣሎና። እዚ ኣስቃቂ ተረኽቦ እዚ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ መንግስቲ ድማ ብፍላይ ንስድራ መወቲ ብግቡእ ክርድኡ፡ ደበስ ክድበሱ፡ ሬሳ ደቆም ንቡር ቀብሪ ክረክብ: ሃገራዊ መዓልታት ሓዘን ክእውጅ ሓላፍነት ኣለዎ። ናይ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/Candle-Vigil-May-24_hus.pdf"]
ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ናይ 50 ዓመት ፖለቲካዊ፡ ናይ 30 ዓመት ከኣ ብረታዊ ቃልሲ፡ ሰፍ ዘይብል መስዋእትን ረዚን ዋጋን ከፊሉ ኣብ ግንቦት 24, 1991 ነጻነት (ልኡላውነት) ኤርትራ ኣረጋጊጹ። አዚ ነጥበ-መቐይሮ’ዚ፡ ንኤርትራ ሃገርና ፍትሕን ርትዕን፡ ንህዝብና ከኣ መስተርሆት ፈጢሩ: ሰባት ብሰላም ክነብሩን ሰሪሖም መነባብሮኦም ከመሓይሹን ዝድርኽ ሓድሽ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/London_independence2015.pdf"]
24 ግንቦት 2015 በዓል ናጻነት ኤርትራ ህግደፍ ንመበል 24 ዓመት በዓል ነጻነት ዳንኬራን ትልሂትን የዳሉ!! መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ሳህራን ማእከላይ ባሕሪን ይቕዘፍ!! ህግደፍ ሎሚ ኣሎ ጽባሕ ግን ኣይክህሉን ኢዩ። ብዋጋ መስዋእቲ ዝተረኽበ ናጻነት ዋናኣ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ። ንዘለዓለም ከኣ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክዝከራን ከብዕላን ክነብር ኢዩ። ህግደፍ
መጸዋዕታካብ ደለይቲ ፍትሒ ሚላኖ እንቛዕ ናብ መበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኣብጻሓና፡ ብምኽንያት መበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ደለይቲ ፍትሒ ሚላኖ ንእነማሓላልፎ መልእኽቲ ህዝብና ኣብ ሓዘን ንስቅይ ከለና፣ ደቅና ኣብ ባሕርን ምድረበዳ ብጃምላ እናጠፍኡ፣ ኣብ ሊብያ ብሰንኪ ኣመንቲ ክርስትያን ምኳኖም ብአኽረርቲ እስላም ISIS ብኻራ ከም
ኣብ መዋእል እዞም ሎሚ ብህይወትና ዘሎና ወለዶ፡ ኣብ ሃገርና ዝኽሰቱ ዘለዉ ኣዝዮም ዘሰክፉን ዘተሓሳስቡን ጉዳያት ብዙሓት’ዮም። ካብኡ ናብኡ ግን፡ እቲ ንመጻኢ ህላወናን ታሪኽናን ኣብ ሕቶ ምልክት ዘእቱ ጉዳይ፡ ክቱር ድኽነት፡ ሓላፍነት ህዝብን ሃገርን ዘይስከም ምልካዊ መንግስቲ፡ ስደት መንእሰያት፡ ምህሳስ ወይ ምብሕጓግ ሃገራውነትን’ዩ። ስርዓት ኢሳያስ፡ ኣብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/ምስግና11.pdf"]
“እቲ ሕጊ ዋናኡ ህዝቢ ኢዩ” --- ሚኒስትሪ ፎውዚያ። 15-05-2015፡ ክብርቲ ሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዚያ ሃሺም ነዛ ጥቕሲ ክትብል እንከላ ብእምነታ ከምትኸውን ኣይተጠራጠርኩን። ስለ’ ቲ ንመሳርሕታ ዘቕረበቶ ምስጋና ድማ ብወገነይ’ውን ከመስግና እፈቱ። እንተ ንትግባረ ዝተዳለወ ሕግታት ኤርትራ ዝምልከ ት ግና ህግደፍ ብሕጓ ኣብዘቖማ ፍሉይቲ ቤት ፍርዲ ክሰርሕ
ነቐፌታዊ ትዕዝብቲ ኣብ ኣስተምህሮ ዶ/ር ምስግና ገ/መድህን ኣብ ከተማ ለንደን ብዶ/ር ምስግና ገ/መድህን ኣብ ዝተጸወዐ ህዝባዊ ሰሚናር ንዕርቕን ሰላምን ሃገርና ምርኩስ ብምግባር ከምዝተኻየደ ምናልባት ገሌና ካብቲ ኣብ ክልተ ክፋላት ኣብ ራድዮ ኣሰና ዝቐረበ ቅዳሕ ናይቲ ኣስተምህሮ ተኸታቲልናዮ ንህልው። ዶ/ር ምስግና ኣብ ሃገርና ኣጋጢሙ ዘሎ ከቢድ ቅልውላው
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/05/ADIYAMM.pdf"]