Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

BREAKING NEWS: ቀዋሚ ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝነበረ ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ኣብ ኒውዮርክ ከምዝዓረፈ ምንጭታት ካብ ኣመሪካ ሓቢሮም።

ቀዋሚ ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ኒውዮርክ ከምዝዓረፈ ምንጭታት ካብ ኣመሪካ ሓቢሮም። ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ንነዊሕ እዋን ብሕዱር ሕማም ካንሰር ክሳቐ ኳ እንተጸንሐ፣ ሞቱ ተሓቢኡ ነቶም ቀንዲ

ቀዋሚ ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ኒውዮርክ ከምዝዓረፈ ምንጭታት ካብ ኣመሪካ ሓቢሮም።

ኣምባሳደር ግርማ ኣስመሮም ንነዊሕ እዋን ብሕዱር ሕማም ካንሰር ክሳቐ ኳ እንተጸንሐ፣ ሞቱ ተሓቢኡ ነቶም ቀንዲ መጋበርያ ናይቲ ስርዓት ከይተረፈ ሓዱሽ ዜና ኮይኑዎም ከምዘሎ እቶም ምንጭታት ጠቂሶም።

ግርማ ኣስመሮም ሓደ ካብ ቀንዲ መጋበርያታት ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኮይኑ ክሰርሓሉ ኣብ ዝጸንሐ እዋን፣ ነቶም ሓለፍቱ ዝነበሩ ከም ብዓል ጴጥሮስ ሰለሙን ዝኣመሰሉ ኣባላት ጉጅለ 15 ኣብ ምጥቃዕ ኮነ ብፍላይ ንብዓልቲ ቤት ጴጥሮስ ኣስቴር የውሃንስ ኣብ ማሕዩር ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብምውዳቑ ንቡዙሓት ዘቖጠዐ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
20 COMMENTS
  • ኣይበልናን'ዶ October 6, 2016

    ተመን ንተሓዚኡ፡ነገር ንመሃዚኡ፡እሾኽ ንሓጻሪኡ…. …ነገር ኣጓዲኣ ትልክም፡ታኼላ ኣታዊኣ ተስጥም….

  • Daniel Joseph October 6, 2016

    I have sympathy for this man what he used to do was out pure greed for power
    he has forgotten that there IS God who justifies things accordingly.

  • stefanos temolso October 6, 2016

    መስኪናይ! ዘይመውት መሲሉዎ ንኣምላኽ ዘሕዝን ስራሕ ይሃዝን ነይሩ። ኣበየናይ ሰማይ እዩ ክእእቱ ሕጂ? ንእእምላኽከ እንታይ ዝብል መልሲ ሒዙሉ ከይዱ ይኸውን? ኣብ ዓለም ጽቡቕ ተግባር ጥራይ ከም ዘዋጽእ ነቶም ገበርቲ ክፉእ ዓቢ ትምህርቲ እዩ። ካንሰር ስለ ዝሓመመ ኣብ ማዕከናት ዜና ስእሉ ይቐርብ ኣይነበረን። ብዝኾነ፡ ሞት ኣላ ንዅሉ ማዕረ ትገብር። እምበር ካብ እንዳ ህግደፍስ ሰብ ጠፊኡ እዩ።

  • stefanos temolso October 6, 2016

    መስኪናይ! ዘይመውት መሲሉዎ ንኣምላኽ ዘሕዝን ስራሕ ይሰርሕ ነይሩ። ኣበየናይ ሰማይ እዩ ክኣቱ ሕጂ? ንኣምላኽከ እንታይ ዝብል መልሲ ሒዙሉ ከይዱ ይኸውን? መቓብሩኸ ይፈሓርዶ ይኸውን? ኣብ ዓለም ጽቡቕ ተግባር ጥራይ ከም ዘዋጽእ ነቶም ገበርቲ ክፉእ ዓቢ ትምህርቲ እዩ። ካንሰር ስለ ዝሓመመ ኣብ ማዕከናት ዜና ስእሉ ይቐርብ ኣይነበረን። ብዝኾነ፡ ሞት ኣላ ንዅሉ ማዕረ ትገብር። እምበር ካብ እንዳ ህግደፍስ ሰብ ጠፊኡ እዩ።

  • Woldu tekle October 6, 2016

    Poor grima asmerom. He was on the wrong side of history. He chose to be servant of evil.

  • Yohannes October 6, 2016

    ‘ታይ ድኣ ስቅታ ኢሳያስ ግርማ ዶ ካልአይ ናይዝጊ ክኸውን ዩ …። ድህሪ መዋዕል ኣገልግሎት ንኢሳያስ ብክብሪ መርድዕ ኮነ ቀብሪ ክንፈጎ ዲዩ ….? ኣቱም ለንቅነ ጉድ ክንርዕይ ኢና ድሮ ራብዕቲ ይህልፍ ኣሎ ናብ ኤምባሲ ( Tel. 212-687-3390 ext 213 . ድዊለ ዝረክብኩዎ መልሲ መልሲ የብልናን ዝብል እዩ ። ኣነ ከም መረጋገጺ እወ ወሲደዮ ።

  • fistum ghirmay October 6, 2016

    ከረዉ ይበለ እዝ ረሳሕ ኣነ ዘጉህየን ኣብ ቀብር እሳያስ ከይወዓለ ምኻዱ ጥራይ እዩ

  • Michael Tesfamariam October 6, 2016

    The only regret and sorrow I feel about his death is that he gone before I saw him dying in the very cell where Petros and his Wife Aster are being locked for years. This is a great relief to him and his family that he has gone naturally which he shouldn’t have gone that way.
    May God send him to the hell.

  • Lula October 6, 2016

    well said, ኣይበልናን’ዶ October 6, 2016

    ተመን ንተሓዚኡ፡ነገር ንመሃዚኡ፡እሾኽ ንሓጻሪኡ…. …ነገር ኣጓዲኣ ትልክም፡ታኼላ ኣታዊኣ ተስጥም….

    He died as Issaias’ condom. My sources indicated that the top security forces of Hgdef have been suspecting him in the last few years that Girma may have been Weyane’s spy because of his close relationship with the Ethiopian Ministry of Foreign Affairs officials. There were some reports coming to Asmara from Addis. His “sudden” death after a brief illness and Hgdef’s silence may seen as “susa alata”.
    This was the man who sent Aster Yohanes to her death and he will be remembered as Issaias’ condom. Sad to die this way

  • Dawit A October 6, 2016

    ዓገብ ጸሓፍቲ ርኢቶ፤ ኤርትራውን ሰብኣውን ስነ-ምግባር ኣይኮነን።

    ኣምባሳደር ኣስመሮም መንግስተ-ሰማያት የዋርሶ። ንስድርኡን ቤተሰቡን ጽንዓት ይሃቦም። Rest his soul in peace! Condolences to his family.

Post a Reply to DESALEGN Cancel Reply