ጽዩፍን ኣረሜናውን ተግባራት ህግደፍ፡ ምልክት ስዕረትን ጭንቀትን’ዩ December 1, 2019 2:30 amሃገራዊ ዜና ትግርኛassenna14 SHARE ኣብ መፋርቅ 70ታት፡ ስርዓት ደርግ ስልጣን ኣብ ዝጨበጠሉ ማለት’ዩ፡ ብጸላኢ ዝተላእኩ ሰባት ኣብ ህዝቢ ዝግልገለሉ ዒላታትን ባስካታትን ስሚ ከእትዉን ንተጋደልቲ ክስልዩን ይዋፈሩ ነይሮም። ዝበዝሑ ካብቶም ብጸላኢ ኣንጻር ተጋደልትን ሰላማዊ ህዝብን እከይ ተግባራት ክፍጽሙ ዝላኣኹ ዝነበሩ ሰባት፡ ሳዕቤን ናይቲ ዝፍጽምዎ ዝነበሩ ኣዕናዊ ተግባራት ብዝግባእ ዘይርድእዎን ረብሓ READ MORE