https://www.youtube.com/watch?v=N1_huRdWgbQ
https://www.youtube.com/watch?v=N1_huRdWgbQ
ሰማእታት ሃገርና ኤርትራ ሞሳኦም ኣብ ዝኽሪ ሓደ ምሸት ዝሕጸር ዘይኮነስ፡ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብናን ሓሳብና ብክብሪ`ዮም ዝነብሩ። 20 ሰነ ግን ብፍላይ ማዓልቶም ስለ ዝኾነት፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ሎንዶን ምስ ካልኦት ደለይቲ ፍትሒ ብምትሕብባር ንሓሙስ ዕለት 20/06/2019 ጥቓ Ladbroke Grove Station ኣብ Portobello Green፡ ካብ ሰዓት 5:30-8:00
Thank You Our African Brothers and Sisters The Open Letter our African brothers and sisters wrote to Eritrea’s Head of State, Isaias Afwerki, is a breath of fresh air in the stale atmosphere of African politics and diplomacy. It came on the 55th Anniversary of the
ኣብ ቀብሪ ኣቦና ሓጂ ሙሳ ተቓውሞኣ ርኢኹም ተባሂሎም ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተኣሲሮም ካብ ዝነበሩ መንእሰያት ሓደ በቲ ስርዓት ብዝወረዶ ስቅያት ሎሚ ድሕሪ ምዕራፉ ኣብ ቀብሩ ናይ ተቓውሞ ምልክታት ከማተራእየ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣብ ቀብሪ ኣቦና ሓጂ ሙሳ ተቓውሞ ኣርኢኹም ተባሂሎም ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተኣሲሮም ካብ
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ሎሚ መዓልቲ ዕለት 13/6/2019 ነቲ ከካይዶ ዝጸንሐ ንሃይማኖታት ንምድኻምን ታሪኻውያን ገዳማት ንምዕናውን እኩይ ተግባር ብምቕጻል ካብ ገዳም ደብረ ቢዘን ሓሙሽተ መኖከሳት ናብ ጊንዳዕ ብሕጹጽ ብምጽዋዕ፡ ዓፊኑ ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ወሲድዎም ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም ። እቶም ተኣሲሮም ዘለዉ መነኮሳት፡ 1.ኣባ ማርቆስ ገብረኪዳን
ካብ ጽምብል በዓል ነጻነት ናብ ጽምብል በዓል ሓርነት ንስገር፣ "ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን" ዕላምኡ መተካእታ ይኣክል'ዩ፡ ኣብዚ ዓመት'ዚ ዝተራእየ ኣበዓዕላ መበል 28 ጽምብል በዓል ነጻነት ብዓቐኑን ዓይነቱን ፍሉይ ምንባሩ ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ፣ደጋፊ ይኩን ተቓዋሚ ዝተገንዘቦ ተርእዮ ምኳኑ ዘይከሓድ ሓቂ ኢዩ። ገለ ክሕጎሰሉን ክዓግበሉን ከሎ ገለ ድማ
Your Excellency, President Isaias Afwerki: We write to convey our most sincere congratulations upon your country’s normalisation of diplomatic relations with Ethiopia. This is a development much appreciated by all Africans of goodwill. We write to you in our capacity as citizens of Africa to pledge our
ብስርዓት ህግደፍ ዝደስከለት ታሪኻዊት ስእሊ ናይ ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም እዛ ፎቶግራፍ ኣብ ሓደ እዋን ጀነራል ስብሓት ኤፍረም ኣመሓዳሪ ከተማ ኣስመራን ከባቢኣን ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ምስ መሳርሕቱ ኣባላት ባይቶ ከተማ እተስኣላ እያ። ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ሓደ ኣባል ሚንስትሪ ዜና ምስ ሓንቲ ጽሕፍቲ ታሪኽ ከተማ ኣስመራ ኣብ ዘዳለዋ ዓምዲ ከምቶም ኣብዛ
https://www.youtube.com/watch?v=KwJIenCC3h8
https://www.youtube.com/watch?v=L3hSkZqgN0Y
https://www.youtube.com/watch?v=MkY2jiKcC5Y&lc=z222slxgmyyzwvuoi04t1aokgp3jtzyf4y1fuqtxnm5wrk0h00410
Millions of people in Sudan have joined a general strike called by pro-reform groups, shutting down the centre of cities across the country despite a wave of arrests and intimidation. The massive shutdown was called to take place on Sunday, the first day of the working week, and
[gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/06/Eri-demo-Den-Haag-19-6-19-pdf1.pdf"]
ሓባራዊ መግለጺ ሓይሊ ዕማም ሲቪክ ህዛብዊ ምንቅስቓስ ምስ ህዝባዊ ሓይሊ ዕማም ጀነቫ ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ተጋድሎ ዝተረጋገጸ - 28 ናይ ነጻነት ዓመታት ኣብ ክንድ ናብ ፍትሕን ሓርነት ሕውየትን ዝሰጋገር፣ ብሰንኪ ምልካዊ ጉጅለ ህግደ ፍ ናብ ምልካዊ መግዛእትን ጭቆናን ተቐይሩ። መላእ ሕብረተሰብ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጡ ካብ ዝተሾገጠ ሕሱም
ዕለት፥ 05/06/19 እዋናዊ ለበዋ ንህዝቢ ኤርትራ ዝኸበርኩም ኣባላት ማዕከን ሓቂ፡ ኣነ’ኳ ሰማዒ እምበር ተሳታፊ ቴለቪዥን ኣሰና ክኸውን ሓሲበዮ ኣይፈልጥን። ሕጂ ግን ተሳታፊ ክኸውን ዝድርኽ ኩነት ስለ ዝገጠመኒ፡ ብመገዲ እዛ መልእኽቲ ገለ ከበርክት ሕልናይ ደሪኹኒ ይርከብ። ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ሰዓቱ ኣኺሉ ህዝብና ንእንታይነት ህግደፍ ኣጸቢቁ ብምፍላጡን ጉዱ ብምቅልዑን ዓቅሉ ዝጸበቦ
ደብተራ ዓዲ ሃሎስ ግርም ኣሎ ዝደለዮ ‘እዝዝ እምቢ ዘለ ቐትሎ ዝስልዖ ደሊ ዝስርስሮ በርበረ ዝዓጥኖ ዝሽርጦ ከረዛን መዚዙ ዝሽውጦ ብገመድ ኣሲሩ ዝውጥጦ! ሻብዓይ ምልዮነር ናይ ኣፍሪቃ ህዝብኻ ዘይብሉ ግራት ናይ ፈረቓ ናቕፋ ተገፊፉ ባንኪ እንዳ ክሻ ተዃዒቱ ‘ሽየጥ ኣዋርቕ ናይ ብሻ ዕዳግኡ ዱባይ መሬትና በርሺሻ ስዊዝ ካብ ተኸዝነ ክኸውን ውርሻ ደጊም ኣይተርፍን ክሃድም ናብ ጣሻ ትዝ’ዶብለኩም ድብትርና ጃንሆይ ቀላይ
https://www.youtube.com/watch?v=WfkLr0pKTe4
https://www.youtube.com/watch?v=uB_Zs5ICVdA
ጽንብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኤርትራውያን ነበርቲ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ንመበል 28 ዓመት ዝኽሪ ናጽነት ኤርትራ ካብ ርሑቕን ቀረባን ከተማታት ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ጆሃንስበርግ ብምትእኽኻብ ብይኣክል ዝብል ቴማ ብዛዕባ ጉዳይ ሃገሮም ብምዝታይ ጸንቢሎም። ኣብቲ ቀዳም 25 ግንቦት ዝገበርዎ ጽንብል፡ ኣብ ክልተ ኣርእስታት ዘተኮረ ክልተ ሰሚናራት
https://www.youtube.com/watch?v=-8_rrHd_fxo
https://www.youtube.com/watch?v=dDBDNfGFlz4
ደብተራ ዓዲ ሃሎ ከመየ’ሎ? ደብተራ ዓዲ ሃሎስ ግርም ኣሎ ዝደለዮ ‘እዝዝ እምቢ ዘለ ቐትሎ ዝስልዖ ደሊ ዝስርስሮ በርበረ ዝዓጥኖ ዝሽርጦ ከረዛን መዚዙ ዝሽውጦ ብገመድ ኣሲሩ ዝውጥጦ! ሻብዓይ ምልዮነር ናይ ኣፍሪቃ ህዝብኻ ዘይብሉ ግራት ናይ ፈረቓ ናቕፋ ተገፊፉ ባንኪ እንዳ ክሻ ተዃዒቱ ‘ሽየጥ ኣዋርቕ ናይ ብሻ ዕዳግኡ ዱባይ መሬትና በርሺሻ ስዊዝ ካብ ተኸዝነ ክኸውን ውርሻ ደጊም ኣይተርፍን ክሃድም ናብ ጣሻ ትዝ’ዶብለኩም
EMDHR conducted a two-day training held in Kampala Uganda on 29 & 30 April 2019 for Eritrean human rights defenders (HRDs). The human rights defenders came from various countries, Egypt, Sudan, Kenya and Uganda. The project was funded by Lifeline and supported by Civicus. The training
https://www.youtube.com/watch?v=4zAy7_IYPlA
https://www.youtube.com/watch?v=eL5SN7BNCAs
https://www.youtube.com/watch?v=0hKjW3ZXHrg&t=295s
https://www.youtube.com/watch?v=RXz_WSDw3Gs
https://www.youtube.com/watch?v=cQJAAWZsQGU
https://www.youtube.com/watch?v=y4BwOB0Afx8&t=758s
Amid violent clashes and a deteriorating security situation in Tripoli, 149 vulnerable refugees and asylum-seekers were today evacuated to safety in Rome. The evacuees are from Eritrea, Somalia, Sudan and Ethiopia. They include 65 children, 13 of them below a year in age. One of the children
https://www.youtube.com/watch?v=hcaVFp0c5n4
https://www.youtube.com/watch?v=dWugMEZgkq8