ክቡራት ተኸታትልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ቀጺልና እነቕርበልኩም ትሕዝቶ፡ ኣዲስ ስታንዳርድ ዝተባህለ ብእንግሊዝኛ ዝሕተም ጋዜጣ ኢትዮጵያ ፡ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸስተ ለውጢ መሪሕነትን ቅልጡፍ ጽገናዊ ለውጥታትን፡ ኣንፈት ምምሕያሽ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት፡ ምስ ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሚስተር ማይክ ራይነር ካብ ዝገበሮ ቃለመጥየቕ ነቲ ንኤርትራ ዝምልከት ቆልጪልና
ክቡራት ተኸታትልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ቀጺልና እነቕርበልኩም ትሕዝቶ፡ ኣዲስ ስታንዳርድ ዝተባህለ ብእንግሊዝኛ ዝሕተም ጋዜጣ ኢትዮጵያ ፡ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኸስተ ለውጢ መሪሕነትን ቅልጡፍ ጽገናዊ ለውጥታትን፡ ኣንፈት ምምሕያሽ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዝምልከት፡ ምስ ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሚስተር ማይክ ራይነር ካብ ዝገበሮ ቃለመጥየቕ ነቲ ንኤርትራ ዝምልከት ቆልጪልና
ምብጻሕ ልኡኽ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ጎንደርሲ ኬድካ፡ እንታይ ሒዝካኸ ተመለስካ! (ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኢል 01-07-2018) ኣብዚ ቕንያት “ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዘይወግዓዊ መንግስቲ ኣብ ድርድር ከይኣቱ ክዕገት ኣሎዉ” (Prime Minister Abiy Ahmed of Ethiopia should be stopped from engaging with the illegitimate regime in Eritrea)
https://www.youtube.com/watch?v=TFnxyN6nc0E&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=N58j-oFTKzI&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=vMSlYPCQS80&feature=youtu.be
እቲ `ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ልኡላዊ መሬት ኤርትራ ከይወጽአ፡ ብመሰረት ስምምዕ ኣልጀሪስ ብኮምሽን ዶብ ዝተበጽሐ ቀያድን ናይ መወዳእታን ብይን ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከይተተግበረ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣይንዛራረብን ኢና` ብዝብል ምስምስ ንልዕሊ 16 ዓመታት ህዝቢ ኤርትራ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ቅልውላዉ ከይፈትሕ ጅሆ ሒዙዎ ዝጸንሐ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብዚ
https://www.youtube.com/watch?v=3YKc8dPzMi4&feature=youtu.be
Kiki Birhin Dear Veterans of my beloved country, Eritrea! Some former prisoners of EGDEF now living in the diaspora and some of our own Veterans, are suddenly dancing to the tune of "peace" of Ethiopia and I am lost. I read their articles over and over again
ጋዜጣዊ መግለጺ፡ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ዓባይ ብሪጣንያ፡ ከተማ ሎንዶን ጉዳይ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ትማሊ ዕለት 23 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ብዛዕባ ጉዳይ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝዘተየ ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና። ብሰንኪ ዶባዊ ግጭት፥ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ኣደራዕ ብሓጺር ቃላት ክግለጽ ዝከኣል ኣይኮነን። እቲ
Date: 28 June 2018 To: The Honourable Dr. Abiy Ahmed Prime Minister of the Federal Democratic Republic of Ethiopia (FDRE) CC: Ambassador Hailemichael Afework Aberra From: The Eritrean Unity for Justice – UK Your Honourable Dr Abiy Ahmed, At the outset, we the committee of Eritrean Unity for Justice,
ነጻነት ኤርትራ ንኸትርከብ ናይ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ሕዝብናን ዝደኸመሉን ዝተሰወኣሉን ከምኡ ድማ እታ ሓያል ቅልጽም እግዚኣብሔር ኣብ ልዕሊ ሃገርና ዝተገለጸትሉ ምንባሩ ይዝከር። ሎሚ ድማ ነዚ ተረኺቡ ዘሎ ጭራ ናይ ሰላም ኩላትና ክንስዋኣሉ፡ ሰላምና ክነውሕስ ግዜ ባዕሉ ይጠልበና ኣሎ። ክንስዋእ ክብል ከለኹ፡ ከምቲ እቶም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ዕሸል
The World Diagnosed Some Eritrean Refugees with Inborn Mistrust and Tyranny Instilled Fear Although the International Refugee Day falls on June 20, the whole of the month of June is considered refugee day for those who come from countries whose leaders extremely oppress and repress their