ከም ደለይቲ ጽቡቕን ሰናይን ፣ ዘለናዮ ኩነታት ቃልስናን ኣከያይዳና ብምስትውዓል ብናተይ ኣተሓሳስባ አቲ ሓቀኛ ሰረት ቃልስና ኣይጀመርናዮን ኣለና በሃሊየ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ኣነ ነጻ ኮይነ ንካልኦት ሙኹናን ዘይኮነንስ ኣካል ናቱ ሙኻነይ ከትምብሃልኩም እደሊ። ኣብ ከውሒ ዝተሰረተ ገዛ ንምህናጽ መሰረታዊ ለውጢ ከድለያና እዩ፣ ንሱ ንምግባር ከኣ ኣነ ኣካል ናቱ
ከም ደለይቲ ጽቡቕን ሰናይን ፣ ዘለናዮ ኩነታት ቃልስናን ኣከያይዳና ብምስትውዓል ብናተይ ኣተሓሳስባ አቲ ሓቀኛ ሰረት ቃልስና ኣይጀመርናዮን ኣለና በሃሊየ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ኣነ ነጻ ኮይነ ንካልኦት ሙኹናን ዘይኮነንስ ኣካል ናቱ ሙኻነይ ከትምብሃልኩም እደሊ። ኣብ ከውሒ ዝተሰረተ ገዛ ንምህናጽ መሰረታዊ ለውጢ ከድለያና እዩ፣ ንሱ ንምግባር ከኣ ኣነ ኣካል ናቱ
ንዝኽሪ ጅግናን ተባዕን!!!!!!!!! ተጋዳልይ ቢትወደድ ኣብራሃ፡ ብሪጋደር ጀነራል፡ ቢትወደ ኣብራሃ ዕባይ መንደፈራ ቲቦ ውዒሉ ዓዲ መንጎቲ ዝሓድራ ኣንበሳ በረኻ ዘይውስኽ ጃህራ ቖልዓ ሳንጀርጆ ጅግንነተ ብኹምራ ተገራህካዶ ብጠላማት ደቂ ኣስመራ ሓሶት ዝዕጣቖም ጥራሕ ጉራ ንሳኻ ዘይብሉ ሃገርና ሓሲራ። ጅግና መማህርተይ ዓድወግሪ ይዝከረካዶ ከነጉሂ ንፊተውራሪ በጃኹም ክብሉና ምስቲ ኩሉናህሪ ክብሉና ሕራይ በሉኒ ንኮለጅ ቀያሪ ሳንጀርጆ ዓጺና ወሰኽናሉ ነድሪ ኣይነምሑን ባሎ ካብ ዓድና
http://www.youtube.com/watch?v=ZVuRFZDKR24&width=200&height=200
ዓዋተ ዶት ኮም ብ 9 ምያዝያ 2012 ዓዋተ ዶት ኮም (ገዳብ ንይውስ) ኣንጻር ነፍሰን ሪሶርስስ ናይ ክሲ ስጉምቲ (class action lawsuits) ከም ዝተወስደ ጸብጺባ።[i] ስዒቡ ዝቐርብ ክሲ ንምድንጋር ገንዘባዊ ሰነዳት (securities) ዝምልከት ክሲ ኮይኑ ኣብ ክንዲ እቶም ኣብ ሞንጎ መጋቢት 28, 2011ን የካቲት 2012 አጠቓሊልካ ዘሎ ናይ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/07/EthiopianReview.pdf"]
ደማሒን ማሕለኻታቱን! ቀዳማይ ክፋል፥ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ብመጀመርያ ከተሓሳስቦ ዝደሊ ነገር እንተሎ፡ ንሕና ኤርትራውያን፡ ነዛ ብኢሳያስ ተተኺላ፡ ብእኡ ተኾስኲሳ፡ መርዛም ፍረኣ እናሃበት፡ መቐረት ህይወት ከሊኣትና ዘላ መርዛም ኦም ዓጭቀል ንምምሓው፡ ቅድም ቀዳድም ከምቲ ምስላ ኣቦታትና ዚብሎ “ገረብ ብሓኽላ” ስለ ዝኾነ፡ ንተኻሊኣን ኮስኳሲኣን ምምሓው ከም ዚግባኣና ኣቐዲመ
ናይ ታሪኽ ተምራመርቲ፤ ታሪኽ ክስነድ ወይ ክጸሓፍ ከሎ ንጸሓፊኡ እመስል እብሉዎ፤ እቲ ምንታይ’ሲ ተረኽቲ ንፍጻሜታት ብኣካል ተኻፈልቲ ኮይኖም ነቲ ዝተዓዘብዎ ብድሩት ተረድኦታቶም እገልጽዎ፤ ገሊኡ ድማ ንነገራት ናይ ምዝማድ ዓቕሚ ስለ ዘሎዎም ባዕላውን ውድዓውን ኩነታት ኣዛሚዶም እስንድዎ. ፤ ወይ ድማ ኮነ ኢልካ ታሪኽ ጠምዚዝካ ንረብሓኻ ከም
ክቡር ገዲም ተጋዳልይ ተስፋይ ተመንዎ፡ ንዝሃቦ መግለጺኡ፡ ብመጀመርያ ንተስፋይ ተመንዎ ብሂወቱ ጸኒሑ ዝሓልፈ ጸሊም ታሪኽ ጉዕዞ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክገልጽ ምብቃዑ ከመስግኖ ይፈቱ። ካብ 1970 ብምፍላይ ናይ ሰልፊ ነጻነት ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትረ፡ ምሕዋስ ናብ ህዝባዊ ሓይልታትን፡ ቀጺሉ ናብ ህዝባዊ ግንባርን ከምይ ኢሉ ከም ዝተበጽሔ ስእላዊ መገለጺ ብምግላጹ
ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክትሃድሙ ሓሲብኩም ኢሉ ኣብ ናቕፋ ኣሲሩዎም ዘሎ ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ብለበዳ ሕማም ተጠቒዖም ክንሶም ግቡእ ሕክምናዊ ክንክን ብምስኣኖም ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ከምዝርከቡ ካብ ኤርትራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። እቶም ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ መንደፈራ ንልዕሊ ክልተ ወርሒ ኣሲሩዎም ዝነበረ ‘ሞ፣
ካብ ዕለት 5 ክሳብ ዕለት 7 ሓምለ 2013 ብሓልዮት ጨናፍር ዞባ ኤውሮጳ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ካስል ተኻይዱ፡፡ እዚ ብዙሕ ሰብ ክጽበዮ ዝጸንሔ ርክብ ፈስቲቫል ብኣዳለውቱ ዝነበሮ ትጽቢት ክንደየናይ ነቢሩ እንድዒ ብትዝብተይ ግን ጽቡቕን እኹል ተሳታፋይን ምንባሩ ኢዩ፡፡እቶም ብሓላፍነት እዚ ፈስቲቫል ብጽቡቕ ኩነታት ክሓልፈሎም
After the Eritrean independence war ended in 1991, Eritreans threw themselves into reconstructing the country's shattered infrastructure, with whole villages helping out to build small dams, terrace-eroded hillsides, and plant thousands of trees. Photos by Dan Connell. Once a revolution is over, how do you judge its
ኣንቱም ዘርኢ ፈርዖን ደቂ ግብጺ ናይ ልብኹም ተስምዑ ብድምጺ ‘*ብዒሎኻ’ ኢልኩሞ ንዓማጺ *ወገንካ ሓዝ ሓርነትኩም ኣዊጅኩም ብግልጺ ሃገር ኣትሒዝኩማ ግቡእ ቅርጺ! ቁጠዐ መለኽቲ ብጽንዓት መኪትኩም ንመሰልን ክብርን ሳላ እተቓለስኩም ዝፋን ህዝቢ ካብ ምልኪ መንዚዕኩም ናይ ሰላሳ ዓመት *ዘለማ ቀቢርኩም *ረገጻ፡ ጭቆና ፍትሕን ደሞክራስን ስለ ዝጨበጥኩም *ሓውዚ ዘይረኸበ ዓወት ከምዚ ናትኩም *ውህደት፡ ተድላ ውጹዕ ኤርትራዊ *ሃንአ ይብለኩም! *ዮሃና ኣንታ ወዲ ሓርበኛታት ወዲ
ሕ/ሰባዊ ንጥፈታት ብደቂ-ሰብ ከምዝዕመም መጠን፡ ውህሉል ፍጻመታት ውልቀ-ሰባት ተደሚሩ ኢዩ ሃገራውን ዓለማውን ታሪኻት ዝኾነልና። ኣብ ሃገርና ንኣብነት ብፍላይ ፖለቲካዊ ታሪኽና ብፈጸምቱ ደቂ-ሃገር ተዓሚሙስ ድሕሪ ከቢድ መስዋእቲ፡ ሃገርና ከምዓ ለማ ሃገር ኮይናትልና። እናሓደረ ዝተጋህደ ነገር እንተኣልዩ ግና ንወያ ዝተመነናያ ሃገር ዝፈታተን ተርእዮ ሰማይ ዓሪጉ። ሃገርና ብታ
ብበደዊን ሲናይ ጅሆ ተታሒዛ ዝነበረት፣ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንቲ ምስኣ ተሓይሮም ዝነበሩ 5 ግዳያት ከምልጡ ኸለዉ ብዘይምዕዋታ ብሓለውታ ተታሒዛ ዝቐነየት ወጋሕታ ምሕረታኣብ ዝተባህለት ጓል 15 ዓመት ኤርትራዊት ትሕቲ ዕድመ፣ ሸኽ መሓመድ ዝተባህለ በደዊን ገባር-ሰናይ ምስቶም ሒዞማ ዝጸንሑ በደዊን ብዝገበሩዎ ምርድዳእ ነጻ ወጺኣ ከምዘላ ተፈሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ዜና
ሓድሽ ግንባር ዲፕሎማሲ ኣብዚ ቅንያት ዚ: መራሕ ናይ "ግንቦት ሸውዓተ" ዝተሰምየ: ሓደ ናይ ኢትዮጵያውያ ፓለቲካው ውድብ: ብዛዕባ ኣብ ሓንቲ ሃገር ምስ ራብዓይ ርእሱ ኮይኑ ዝገበሮ ናይ ስራሕ ዑደት ጸብጻብ እናሃበ እንከሎ: ድምጹ ተቐዲሑ ናብ መርበባት ሓበሬታ ስለዝለሓዀ: ትሕዝቶ ናይቲ ዘይተዓደምናዮ ምስጡር ኣኼባ ከም ሰብና ሰሚዕና:: እቲ
መጋረጃ ይቀንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ ኣስማቱ። ወይ ሰብ ጨካን!!!! ዘይተወቕረ መጥሓን ኣየጥሕን ዘይተማህረ ሰብ ነየድሕን!!!!!!! ወይ ሰብ ጨካን ኣረመንየ! ዘይተምህረ!!!!!! እንታይከ ገበረ? ንሓዉ ደከረ ብኻራ መተረ ዓይኒ ሰብ ኣንቖረ ኣእምሮ ሰብ ኣደንቖረ ኣእዛን ሰብ ኣጥመረ ኩርኩሪት ኣሰረ ኣብ ዊዓ ኣንበረ ብፍርሒ ኣሸቑረረ ንሰብ ብሂውቱ ቀበረ ነውራም ዘነወረ ኣብ ዓለም ዘይተገብረ። ሰብ ጨካን!!! ዘይተማህረ ዘይተማራመረ ናብራኡ
(Reuters) - Egypt's armed forces overthrew elected Islamist President Mohamed Mursi on Wednesday and announced a political transition with the support of a wide range of political, religious and youth leaders. After a day of drama in which tanks and troops deployed near the presidential palace
Mr Negash Afewerki, Deputy Head of Economic Affairs of the PFDJ seeks political asylum in Norway after abandoning the dictatorial regime in Eritrea. Mr Negash, who served at the crucial department of the ruling party for 15 years, was the second most trusted high ranking officer
ምኽትል ሓላፊ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝነበረ፣ ኣቶ ነጋሽ ኣፈወርቂ፣ ኣብዚ ሰሙን’ዚ ንስርዓት ህግደፍ ብወግዒ ራሕሪሑ ኣብ ነርወይ ፖለትካዊ ዑቕባ ሓቲቱ ከምዘሎ ተረጋጊጹ። ንልዕሊ 15 ዓመታት ኣብ ልዑል ጽፍሒ ቁጠባዊ ጉዳያት ህግደፍ ዝሰርሐ ኣቶ ነጋሽ፣ ድሕሪ ሓጎስ ክሻ ዝለዓለ ተኣማንነት ከምዝዝነበሮ ይፍለጥ። በቲ ነጋሽ ዝወሰዶ ስጉምቲ ዝሰንበደ ሓጎስ
ታሪኽ እንታይ ኢዩ? ብዛዕባ ሓበሬታ ክንዛረብ ከለና ሓንቲ ሕቶ ኣልዒልና ኔርና። ንሳ ከኣ “ሓበሬታ መን የንቅሎ” ወይ “ሓበሬታ መን ይሰርሖ” እትብል ኢያ። እቲ መልሲ ድማ ኩሉ ህዋስ ወይ ህዋሳት ዘለዎ ሰብ ኢልና ኔርና። ኣብዚ ሕቶ’ዚ ምሁርን ዘይምህሩን፣ ንእሽቶን ዓብን፣ ምኩርን ዘይምኩርን ዝበሃል የብሉን። ስለዚ ብኣጠቓላሊ ዝኾነ
With the arrival of July, Swedish politicians and government officials join the traditional mass exodus from Stockholm to begin their annual summer hiatus. For the next two months, they leave in place only a minimal staff, to keep up with routine duties. And as in
demo.archive.assenna.com creates an alternative facebook page for the benefit of our Eritrean brothers and sisters in Sudan who have been denied access to demo.archive.assenna.com by the government in Sudan. Please make your friends and relatives in Sudan aware of this option if they are interested.
Tuesday, July 2, 2013 MANILA (Updated) -- The Saudi Arabian government has extended to November 3 the grace period for undocumented residents to legalize their status, the Department of Foreign Affairs (DFA) said Tuesday. The implementation of the Saudization law, which prioritizes the employment of Saudi nationals and
ንሱ’ዩ እቲ ሽግር *ነሳኢ ቅሳነት *መንዛዒ፡ መንጣሊ ንሱ’ዩ እቲ ሲኦል ባዕሉ’ዩ ደልሃመት ንሱ’ዩ *ጒራቌን ዘንብረና ኣብ ድሕረት *ፈንጠጋር፡ ጊንጢ፡ ስግንጢር፡ ህልኸኛ ሃገርና ብምልኩ ስኢንናላ መቐረት! ንሱ’ዩ እቲ ርጉም ዘይብሉ መራቒ ንሱ’ዩ እቲ ሕሰም ንሱውን’ዩ ጭንቂ ንሱ’ዩ *ሸንባቢ ሰኽራም ናይ ኣረቂ *ሓጫጪ፡ በሽካዕላል ዚዛረብ ንሕስያ ዘይብሉ መላኺ ጨፍላቒ! ንሱ’ዩ ነጋዳይ ባዕሉውን ሓረስታይ ንሱ’ዩ እቲ በሃር ባዕሉውን *ሓነይታይ *ኣንበሳ ወይ
http://www.youtube.com/watch?v=L80uzhEIo_0&width=200&height=200
መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ባይቶ ዘለዎ ትዕዝብቲን መርገጺኡን ንመሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ባይቶ ብወግዒ ዘቕረቦ መዘክር በዚ ዝስዕብ ጽሑፍ ንህዝቢ ይገልጽ።
By Fetsum Abraham In my last article, I discussed our sad and dangerous academic situation vis-à-vis all other Africans and specifically those in the East. You will find information about any university in the continent when you surf the Net but the following is what you will
ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ጫፍ ኤርትራ፣ ኣብ ራስ-ዱሜራ ብ 2008 ኣብ መንጎ ኤርትራን ጅቡትን ኣብ ዝተኻየደ ናይ ክልተ መዓልቲ ውግእ ብሰራዊት ጅቡቲ ተማሪኾም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ 19 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ነበር፣ ስርዓት ህግደፍ ስለዝኸሓዶም ንልዕሊ 5 ዓመታት ሰንፈላል ኮይኖም ይሳቐዩ ምህላዎም ብምጥቃስ፣ ዝምልከቶም ኣህጉራውያን
ትማሊ ቀዳም ዕለት 29 ሰነ 2013 ካብ ፖሊቲካውን ብርገሳውን ውልቀስባትን ዝተሳትፍዎ ሰፊሕ አኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ተሰላሲሉ፣እቲ አኼባ ኣገደስቲ እዋናውያን ሕቶታት ብኩነታት ሕዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፣ ብፍላይ ድማ በቲ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ካብ 25-28 ሓምለ 2013 ክግበር ተወሲኑ ንዘሎ ፈስቲቫል እንታይነቱን ዕላማኡን ንመንግስቲ ሽዊደን ንምግላጽን፣ ነቲ