Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጋዜጣዊ መግለጺ – እዋናዊ መጸዋዕታ ኣሰና ንኹሉ ኤርትራዊ

ህዝቢ ኤርትራ፣ ክቡር መስዋእቲ ከፊሉ መግዛእቲ ብምሕምሻሽ ናጽነት መሬቱ ካብ ዘረጋግጽ 23 ዓመታት ኮይኑ ‘ሎ።  እዚ ዓቢ ዓወት’ዚ ንዘንት እለት ብኽብሪ ክዝከር ዝግብኦ ዓቢ ቁምነገር ‘ ኳ እንተኾነ፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ መብጽዓ ጀጋኑ ኤርትራ ብምጥላም፣

ህዝቢ ኤርትራ፣ ክቡር መስዋእቲ ከፊሉ መግዛእቲ ብምሕምሻሽ ናጽነት መሬቱ ካብ ዘረጋግጽ 23 ዓመታት ኮይኑ ‘ሎ።  እዚ ዓቢ ዓወት’ዚ ንዘንት እለት ብኽብሪ ክዝከር ዝግብኦ ዓቢ ቁምነገር ‘ ኳ እንተኾነ፣ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ መብጽዓ ጀጋኑ ኤርትራ ብምጥላም፣ ሃረርታ ህዝቢ ኤርትራ ንሓርነትን ፍትሕን ዲሞክራስያዊ ምሕደራን ብምዕምጻጽ፣ ናብ ሕሱም ባርነት መሊሱዎ  ይርከብ።

ናይ ሎሚ ዘበን መዓልቲ ናጽነት ፣ እቶም ብ3 ጥቅምቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ላምፐዱዛ ኣብ ሓደ እዋን ዝተቐዝፉ 367 ኤትራውያን ግቡእ ቀብሪ ኣብ ዘይረኸቡሉ፣ ስድራቤቶም ሬሳ ደቆም ስኢኖም ሰንፈላል ኮይኖም ኣብ ዘለዉሉ፣ ኣብ ርእሲ ‘ዚ ኣብዚ ቕንያት ‘ዚ፣  ሞት ኤርትራውያን ኣብ ምድረበዳን ባሕርን ዕለታዊ ኣርእስተ ዜና ዓለም ኮይኑ ንመንፈስ ኤርትራውያን ኣጨኒቑሉ ኣብ ዘሎ እዋን ትዝከር ምህላዋ ፍሉይነታ ንኹሉ ኤርትራዊ ግሁድ እዩ።

ኣብ ከምዚ ኩነታት፣ እቲ ሞትን ብርሰትን ህዝቢ ኤርትራ ዘይዓጦ፣ ‘ድሕረይ ሳዕሪ ኣይብቆላ’ ዝጭርሖኡ ምልካዊ ስርዓት ኢሳያስ፣ እቶም ብሰንኪ ንሕስያ ዘይብሉ ዓመጹ ፈቐዳ ጎረባቲ ሃገራት ተዘርዮም ዘለዉ ኣሽሓት ኤርትራውያን እናተዋረዱን እናተሳቐዩን፣ ሬሳታቶም ኣብ ሑጻ ምድረበዳ ሰሃራ እናተደፍነ ፣ ካብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ተዘቝቑ እናወጽአ ከሎ፣ በቲ ዝጠለሞ ናጽነት ኣመኽንዩ፣ ፍሽለቱ ንምሽፋን ኣብ ውሽጥን ወጻእን ፈንጠዝያን ዳንኬራን ከካይድ ተዳልዩ ‘ሎ።

ኩሉ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ እምብኣር፣ እንተሓመቐ፣ እቲ ምልካዊ ስርዓት ኣብ ዘዋደዶ ብዓል ካብ ምስታፍ ነብሱ ብምግታእ ክዅንኖ፣ በንጻሩ ብናይ ገዛእ ርእሱ ኣገባብ ክዝክሮ፣ እንተነፍዐ ከኣ ኣብቲ ንክዉንነት ሃገርና ብዘንጸባርቕ ትሕዝቶን ቅጥዕን ዝካየድ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ጽምብላት ናጽነት ብምስታፍ ነቲ ገበነኛ ስርዓት ክቐጽዖን ከቃልዖን ይግባእ።

ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ብዘይካ ‘ቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ህዝቢ ቀሲቡ ዝገብሮ ጽምብላት፣ ሓያለ ደረፍትን ሙዚቀኛታትን ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወጻኢ ብምውፋር፣ ንስደተኛታት መንእሰያት፣ ኣብ ልዕሊ ሬሳ ናይቶም ንቡር ቀብሪ ዘይረኸቡ ኣብ መንገዲ ገዲፎሞም ዝኣተዉ ግዳያት ከሳዕስዖም ላዕልን ታሕትን ይብል ኣሎ። ስለዚ፣ ስደተኛታት መንእሰያት ኤርትራ ብሕልፊ ንቕሓቶም ክብል ብምባል ነብሶም ካብ ስሕታን ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣድሒኖም ሕልናኦም ከቕስኑ ከምዘለዎም ከስተብህሉ ኣለዎም።

እቲ ብመስዋእቲ ጀጋኑ ደቂ ኤርትራ ዝተረኽበ ናጽነት ወትሩ ብኽብሪ ክዝከር ኣለዎ፣ እቲ መብጽዓ ናጽነት ዝጠለመ፣ ናጽነት ህዝቢ ኤርትራ ዝሰረቐ ሽፍታ ስርዓት ግን ኣቦ ዳስ ናጽነት ክኸውን ክፍቀደሉ ኣይግባእን። እቲ ኣብ ነጻ መሬቱ ሓርነት ዝተሓረመ ህዝቢ ኤርትራ፣ ልቡ ብቕሑሩ ልቢ በዳሊኡ ከዐግስ፣ ነቲ ገበነኛ ከቶ ከምእዘዞ የብሉን። ኩሉ ኣብ ቦትኡ፣ ኩሉ ኣብ ግዚኡ እዩ መልክዕ ዘለዎ።

ምልኪ ይፍረስ ሕጊ ይንገስ!!

ኣሰና ፋውንዴሽን

15 ግንቦት 2014

aseye.asena@gmail.com

Review overview
74 COMMENTS
  • kibrom May 16, 2014

    tesfu mnalbash nska shire tikewun agame tibil zeleka agame awraga eyu kedka reayo zbelkayo ane hibun eritrawi eye teref tigraway kekolmits aykeyidin eye kemzi kemakum berihilka weyanay

  • Teclay May 16, 2014

    weight and balance or compare and contrast quiz

    BOKO HARAM + school girls SHAEBIA + Giffa(rounded up )girls
    sympathizers = The whole world Nothing, no body,the poor peasant ladies
    including the first lady Michael
    Obama.

    • Teclay May 16, 2014

      Sorry readers, a made a mistake ,just read only the 2 lines

  • Danny May 16, 2014

    This is about humanity if we have a good Hart.

  • Haqi tezareb May 16, 2014

    As we continuously see the suffering of Eritreans in Libya, Egypt and Sudan and the demise of Eritrea on its death bed, there are many fools and Arab Abeeds out there who are crying “Agame! Agame!” Forgetting that Agames are the new masters of the entire Horn of Africa.

    Weren’t the illiterate, barefooted, starved and barely armed Agames of Biara, Adi Hageray, Adyabo, Badme and Shire who chased the worthless Jebhas all the way to Sudan with all their Arab supplied armaments left behind?

    ጀለብያኽን እምበይ፣ ስረ ዓጋመ የተፈትሔይ።

    ——————————-

  • hmmm May 16, 2014

    Haqitezareb:

    You said Agame are the new leaders of Africa. Your dead boss was smart, he knew how to kiss ass so he was protected by the west in return he bend backward to service them. That didn’t make him the leader of Africa, it just made him another big succer. But now that he is gone to hell, the rest of you Agames are counting your days. Amhara and Ormo and the Muslims in Ethiopia are getting stronger and bolder. It is a matter of time before things turn upside down for Tigray. Eritreans are watching in patience as you destroy our country little by little, you are responsible for the suffering of Eritrea by illegally holding our territory and giving your Agame friend from Asmara an excuse to hold our people hostage. You the Agames of Ethiopia and the Agames of Eritrea (PFDJ leaders) are cancers of Africa. You are the problem for somalia, Eritrea, Sudan, Egypt and most importantly the people of Ethiopia. Similarly PFDJ is a cancer of Eritrea. Peace will not prevail in east africa until Weyane and PFDJ are dismantled.

  • THE NOBLE TEACHER May 16, 2014

    “ደውሉላ ንሓትነይ_____ንገሩዋ ነደይ
    ሕቡን’የ በቲ ቅዱስ መስዋእቲ ኣኮታተይ”

    ሸፋቱ ክሃድኑ__________ ተገንጸልቲ ንምድምሳስ
    ሓበሻዊ ኩርዓቶም__________ወረበላታት ንምፍላስ
    ብኣቡዓሸራ፣_______ዕርዲ ኮንዶም ግብጺ ንምፍራስ
    ኤርትራና ከይትኸውን _______ናይ ኣዕራብ ኣዳራሽ
    ሓንሳእን ንመጨረሻን________ንጸላእትና ንምጭራሽ
    ንዓማን ምዳዳን_____ ዝወቕዑ፣ ክብረትና ንምምላስ
    ተዘኪሮምኒ,ጀጋኑ,ኣኮታተይ-ሰብኡት,ቁሓይን ደምበላስ !!!

    ካልእ ተዓሽዩ _________ወይ ብዃደረ ተኣዚዙ
    ሸፋቱ ከብልዕ_____________ገዲፉ ንርእሱ
    ንወረበላታት ክቕልብ____ ደቁ ብጥሜት እናልቀሱ
    ንባርነት ዝትዓጥቀ ህዝቢ________ሓሞቱ ፈሲሱ
    ኣኮታተይ፣_____ ንተገንጸልቲ ጥይት ጓንዴ ዘኾልሱ
    ኣብ ማእከል ዕሙር ህጁም____ኩዳ ዓረዛ ዝድንሱ
    ዓማ ተደሪሮም____________ምዳዳ ዝቖርሱ
    መስዋእቶም፣ክቡርዩ_________ሕጂ ይመለሱ !!!

    ብዓል የሚን ሸሚን ______ሙታንታ ናይ ሶርያ
    ዕሱባት ደቂ ባንዳ________ ደቂ ሓንጎል ባርያ
    ግዙኣት ፔትሮ ዶላር______ናይ ጥፍኣት ሃዋርያ
    ገዛ ተወሊዶም_____በረኻ ዝመርጹ ከም ወኻርያ
    ሃገሮም ዝሸጡ _ብናይ እኒ ዓራቐ – ግብጺ መሳርያ
    ደርጊ ዓሽዩ ምበር________መእተናዮም ዳህያ
    ኣዲኣ ምሓቖፈት______ መወለድና ኤሪትርያ
    ማርያም ጽዮን,ጉንበት 91 ___በጃኺ ቦንቅርያ !!!

    ጊዜ እንተዝጥወ_________እንተዝዝወር ከም ስዓት
    ጭንቂ ህዝበይ ኣወጊደ________ክኣልየሉ እዚ ምዓት
    ሰብ፣ከም ቀደሙ________ ሽዋን ኣስመራን ክጕዓዝ
    ህዝቢ ተሓቋቝፉ___________ክሰፍን፣ ሕገ ስርዓት
    በስገዳድ ኣውጺኤ__________ኣእዱግ በረኻ ከድዓት
    ኣዴና ኢትዮጵያ፣ምመረጽኩ______እኖ ሰላመ ህድኣት !!!

    ቅዱስ ህዝባዊ ዕላማ ሒዞም ካብ ሸፋቱ ከድሕኑና ዝተሰውኡ ኣኮታተይ፣ብዕሽነት ደርግን ፣ባርያ ንኽኸውን ዝቖረጸን ህዝቢ ሰበብ ዕላም ኦም እንተዘይሰመረ እኳ፣ካብዚ ደቁ ካብ ሕቝፉ ኵሰዱ ከለዉ እኳ እምብለይ ዘይብሉ ብደዎም ዝሞቱ ጃጀውቲ ህዝቢ ዝነብር እዩ !!!

  • THE NOBLE TEACHER May 16, 2014

    Tesfu Kidane stated…..,I QUOTE HIM…

    ኖብል ቲቸር ኢልካ ትኣቱ ከም ስምካ ኣይረኸብኩኻን። ስለምንታይ እንተበልካኒ ኵሉ ግዜ ብጅምላ ኢኻ ትዛረብ። ንተጋደልቲ ብጅምላ ትኹንን እንተ ኼንካ፡ ንሕናኸ ንስኻ ድማ ወይ ኩላቶም ሲቪል ኢሰፓታት እዮም፡ ኣብ ትሕቲ ደርግ ኮይኖም ምስኡ እናተሓባበሩ ሃገር ኣድምዮማ ወዘተ ወዘተ ክንብለካ፡ ወይ ድማ መንእሰይ እንተ ዄንካ፡ ነቲ ጨቋኒ ትብሎ ጭፍራ ኣብ ክንዲ ኣብ ሃገር ኴንካ ምቅላስ ቈርበትካ ክተድሕን ህዝብኻ ጠንጢንካ ዝሃደምካ በለጸኛ ኢኻ ዲና ክንብለካ፡ ወይ ከኣ ኣብ ደገ ትነብር ዝነበርካ ተረፍ መረፍ ናይ ህግሓኤ ወይ ተሓኤ መሳርሒ ዝነበርካ እንተ ዄንካ፡ ኣሕዋትና ነዚ ኣይተጋደሉን ኢልካ ኣብ ክንዲ ምቅላስ ኣብ ወጻኢ ዝሑልን ውዑይን እናማረጽካ ትነብር ዘለኻ ተበላጺ ኢኻ ክንብለካ ማለት ድዩ። ወዲሰብ ብዝፈጸሞ ገበን ጥራይ እዩ ተሓታቲ.በዓል ሓቂ እንተ ዄንካ ስምካ ብጋህዲ ቀሊዕካ ቁምነገር ዘለዎ ትሕዝቶ ጸሓፍ። ካብኡ በለ ኖብል ቲቸርዶ መንደፍዶ ብዝብል ስም መንነትካ ሓቢእካ ምጽሓፍ ፋይዳ የብሉን። ኣብ መወዳእታ ሓደ ተቓላሳይ ቅድሚ ኵሉ ንነፍሱ፡ “ኣነኸ እንታይ ገይረ ወይ እገብር ኣለኹ?” ኢሉ ክሓትት ኣለዎ። እስኪ ንገረና እንታይ ትባቝጥ ኣለኻ ንስኻ? ንኤርትራ እዝን እዝን ኣበርኪተ እስኪ በላ። ሓቂ እንተለካ ነቲ እጸልኦ እየ እትብል ስርዓት ተቓለሶ። ዘረባ ምብዛሕን ንዓኻን ከምዚ ከማኻን ዳንደታት ናጻ ከውጽኡ ንእስነቶም ዝኸፈሉን ደሞም ዘፍሰሱን ንጹሃት ተጋደልቲ ምስቶም ገበነኛታት ጸምቢርካ ኣይትወንጅሎም። ነውሪ እዩ። ፈሊኻ ተዛረብ ከምዚ ትብሎ ዘሎካ ኣይሰርሕን እዩ። ወይ ድማ ሓደ ትምህርትን ልቦናን ዝጐድለካ ሰብ ኢኻ ክትብሃል ኢኻ። ንለባም ኣምተሉ እዩሞ እዚ ወድሓንካ። ምሕረት የውርደልካ።END OF QUOTATION,

    The Following was my brilliant reply

    ተስፉ,

    ብመጀመርያ እቲ መልእኽቲ ፣
    ”ዝኸበርኩም ፣እቲ ኣነ ለባም ሓወቦኹም፣ ነቲ ዋለኻ ዝኾነ ኣእምሮኹም ክሃንጾ ትኸፍቱ “,ይብል,
    ካልኣይ፣ከምቲ ብዙሕ ጊዜ ዝገለጽክዎ ሽመይ ምሕረቱ ሃብተ ይብሃል፣ዓውደይ፣ገሽናሽም ድምበዛን__ዕድመይ 56 እዩ!
    ሳልሳይ ፣ኢሰፓ እንተበልካኒ ክብረት እዩ ክስምዓኒ፣ምኽንያቱ እቶም ሰኸርም ሸፋቱ ሃገረሰብ ዘለዉ ካብ ሓወቦታተይን ኣሞታተይን ብኳደረ ኣገዲዶም፣ምግቢ ካብ ኣፍ ቆለውዖም ከሕድጉ ከለዉ፣ኢሰፓ ድማ ኣስመራ ብሸፋቱ ተኸቢባ ከላ,ንኣስመራ ዘለዉ ህዝበይ ብኣይሮፕላን ጌሩ ምግቢ ካብ ማእከል ኢትዮጵያ የምጽኣሎም ኔሩ ።ስለዚ ኣየርከብኩሉን እምበር፣ኢሰፓ እንተበልካኒ ሓበን ኢዩ ዝስምዓኒ።……….
    እቲ ሽፍትነት ብሱሩ ኣየድልን ኢዩ ኔሩ፣ስለዚ ካብ ዘየድሊ ነገር___ሕያዋይ ተጋዳላይን ዘይሕያዋይን ከውጽኣሉ እየ ማለትዩ።

    እቲ፣__ “ወዲሰብ ብዝፈጸሞ ገበን ጥራይ እዩ ተሓታቲ።”___ዝበልካዩ ድማ ክምህረካ ጽን ኢልካ ስማዕ__
    “ባንክ ክስረቕ ከሎ ማኪና ዘዊረ ጥራይ እየ ነቶም ሰረቕቲ ኣህዲመዮም እምበር ኣይሰረቕኩን” ክትብል ኣይትኽእልን ኢኻ።እቶም ተገንጸልቲ ሸፋቱ__ንወላዲት ሃገሮም ክሒዶም ክሽፍቱ ንዝወጹ___ከመይ ጌረ እየ፣ገበነኛን ዘይገበነኛን ከውጽኣሎም ??? ናይ ጽሕጻሕ ጥዑም ሽትኡ ዶ ኣሎ እዩ ??????????
    ነቲ__”ዘረባ ምብዛሕን ንዓኻን ከምዚ ከማኻን ዳንደታት ናጻ ከውጽኡ ንእስነቶም ዝኸፈሉን ደሞም ዘፍሰሱን ንጹሃት ተጋደልቲ ምስቶም ገበነኛታት ጸምቢርካ ኣይትወንጅሎም። ነውሪ እዩ።” ዝበልካዮ ድማ…..
    ንስኻ ቁማል ተበሉዑለይን ደገ ሕደሩለይን ኢልካዮም እንተዄንካ እምበር__ኣነ ሓራ ስለ ዝነበርኩ፣
    ማንም ኣፍቃሪቱ ጠሊማቶ ይኹን ፣
    ወይ ኣዋልድ እኳ ዝኸዳ ከመይ ኢለ ኣነ ይተርፍ ኢሉ ይኹን፤
    ወይ ብደሞዝ ፖሊስን ሚኒቺፕዮን ስድርኡ ዓሰርተ ክልተ ቆለውዕ ወሊዶም ቅጫ ዝረቐቖን ይኹን፣
    ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ በርቲዕዎ ዝሸፈተን ይኹን__ ኣነ ቁማል ተበልዑለይ ኣይበልኵዎምን።እንታይ ጎዲሉና ኢለ ???

    በዚሓ ግን,ዘሕዝነንን__ሽፍታ ኢለ ዘይጽውዖን_,ብሸፋቱ ተጋደልቲ ተገዲዱ,ብሓይሊ ዝተሰለፈ__እዚ ሓቅኻ ኣብ ሓደ ሳንዱቕ ክኣቱ የብሉን !!!
    ነቲ__ “እስኪ ንገረና እንታይ ትባቝጥ ኣለኻ ንስኻ፧ ንኤርትራ እዝን እዝን ኣበርኪተ እስኪ በላ።” ንዝበልካዮ ድማ

    እንደገና ክምህረካ እዝንኻ ጽሎ፣…
    ኣነ ናይ ነብሰይ፣ስድራ ቤተይን ሓላፍነት ኣለኒ፣ካብኡ ቀጺሉ ኣዕሩኸይን ኣዝማደይን፣ ካብኡ ቀጺሉ ንህዝበይ ከድሕን ሞራላዊ ግዴታ ኣለኒ።በዚ ምኽንያት ክኣ እየ መታን ህዝበይ ከድሕን (ነቶም ዝሰምዑኒ)___ንሕና ኣቦታትኩም ፣ሸፋቱ ኴንና ይኹን ተዳናገጽትን ሓገዝትን ሸፋቱ፣ኣጥፊእናኩም ኢለ ሓቂ ይምህሮም ኣለኹ።ኤርትራ ትብሃል ሃገር ምምሕዳር ኮይና፣ካብ ኣዲኣ ኢትዮጵያ ተጨውያ ንበይና ትግዛእ ምስ ነበረት ፣ድሓር ብዝመረጸቶ ናብ ኣዲኣ ኢትዮጵያ ተመሊሳ፣እዚ ዘይተዋሕጠሎም ሰብ ኣኽሱምን ደቂ ካርቱምን ግን ዘየርብሕ ሽፍትነት ጀሚሮም ብመጀመርያ ንመታሕት ህዝብና ኣወዲኦሞ ሕጂ ድማ ንኹላትና ዘወድኡና ዘለዉ ወረቦላታት ኢና።ምንም እኳ ናብ ኢትዮጵያ ተመሊስና ካንሰር ክንከውን ኣጥቢቐ እንተ ተቓወምኩ ፣እቲ ሓቂ ክትፈልጥዎ ፣ነታ ሓዳሽ እት ሃንጽዋ ኤርትራ ድማ ሓቂ ፈሊጥኩም ክትሃንጽዋ፣እዚ ገድሊ ዝተባህለ መዕነዊ ሽፍትነት ብጽልኢ ዝተመርኮሰ ወንጀል እዩ ኔሩ__ኢለ ይምህሮም ኣለኹ__እዚ እዩ ንኤርትራ በረከተይ።
    ንኤርትራ እንታይ ጌርካላ ማለትካ ግን___
    ?
    ደቀንስትዮ ብድሙድሙ እናስከርኩ መዝሓል ውትራነይ ጌረየንዶ፧
    ንቆልዑ ገባራት ኣንጻር ድሌቶም፣ብሓይሊ ጓቲተ ንሓዊ ኣጥቢሰዮም ዶ ፧
    ንሕቶ ዝሓተተ ገባር ጨውየ ዶ ???

    ማለትካ እንተኾይኑ ብእንጀራ ቤተሰበይ ዝዓበኹ እየ ኔረ።
    ርኤኻ ሓው ,ንስኻ ነቲ ሽፍትነት ከም ዘድሊ ጌርካ እዩ መርትዖኻ…፣ኣነ ግን ሽፍትነት ኣየድልን ኔሩ ጥራይ ዘይኮነስ ህዝብና ኣወዲኡ እየ ዝብል ዘለኹ።ኣብ ኡጋንዳ ስደተኛ ከለኹስ ንሓደ ሙፍታሕ ሽሙ ወዲ ኣዲስ ኣበባ
    ኣንተ ሙፍታህ ለምን ሰጃራ ማጨስ ኣታቆምም ፧እንተበልኩዎ__
    ንሱ ድማ__ታዲያ ሲጃራ ትቼ ምን ላጭስ ነው ??? በለኒ።
    ቃልሲ ኤርትራ ድማ ከም ምጭያስ ሽጋራ እዩ ኔሩ፣እንተዝተርፍ ፣ካብ ካንሰር ምድሓንና።
    ሕቶታትካ ብስነስርዓት መሊሰዮ ክኸውን ተስፋ እገብር።

    ድምበዛናይ ሓወቦኻ ምሕረቱ ሃብተ ጳውሎስ።

  • FITHI May 16, 2014

    Welcome to the Africans spoiled politics of hypocrisy .
    THE ANTI-REVOLUTION POSTINGS TREND FOR GAME CHANGE TO INVERT THE AGE OLD UNDESIRED
    PAST RELATIONSHIP WITH ETHIOPIA
    IS A RUBBISH SIDE OF IDIOTS .

    • THE NOBLE TEACHER May 17, 2014

      FITHI ,

      A DONKEY DOES NOT LIKE HONEY ,….

  • MightyEmbasoyra May 17, 2014

    For any Eritrean who wants to be Ethiopian, you should just simply ask for their citizenship. Isn’t any Ethiopian website somewhere? I am not sure why you bothering us here?

    • THE NOBLE TEACHER May 17, 2014

      All Eritreans have the right to express any idea including suggesting the bible or the quran to be the constitution or to federate with Yugoslavia ,Quatar or Ethiopia..No body is bothering anybody ,If you can not handle different views just do not follow internet.

      • MightyEmbasoyra May 17, 2014

        Do you know what keep me up almost every night? Let me tell you:
        – It is when I see Eritrea has the slowest in the planet – the world is using or working in to 1Gbps and Eritrea doesn’t even have 25kbps – this is sad
        – Any other technology – doesn’t exist. We have even lost it the industrial technology we had from the italians
        – Medicine – almost non existence. Yes, there is so called medical school but good luck to find any medicine when you are sick. And the doctors? Can’t even support their family. This is so sad.
        – Energy – don’t even think about it. Do you know that some of the medium companies can generate/consume more energy than the entire source of Eritrea. This can easily be done with solar energy in the semi desrt area of Eritrea and some wind source on the Kebesa highlands. This is so sad.
        – Agriculture – with some of the agriculturally rich places in Hazemo, Kola Seraye, Gash Barka, eritrea can’t even feed itself. Very pathetic.
        – Education – lost the one and only one UoA. Forget the XITs. There is no institution of technology without any technology. embarrassing.
        – Red Sea – don’t make me go there. Eritrea could feed itself just from the sea. No explanation needed here.
        – etc.
        Now, whoever you call yourself and came here to tell us your Mama Ethiopia is the solution? This is like we are squeezed between two Ethiopians here. Going back to Ethiopia is NOT the solution. Getting our country from those good for nothing HGDF riffraffs is the one and only solution. So, Leave us alone.

        • THE NOBLE TEACHER May 17, 2014

          Respected MIGHTY EMBASOYRA,

          I am glad you are thinking about our people ,and you have the right to have other opinions too..for example tanganyika & Zanzibar created one country called Tanzania. I believe Czchesz & Slovia created one country ,which was called Chekoslovakia.
          I am merely pointing out when we were Ethiopians we had better chance not only economic but also political stability.
          You stick to your recommendation & I will stick to mine.
          I will always respect your opinion even when i DO NOT AGREE WITH YOU .

          yOUR uNCLE tnt.

    • Tamrat Tamrat May 17, 2014

      I see here two extreamists. One from Ethiopia side few ethiopians wants Eritrea continues With the problem it has and become too weak and eventually joines Ethiopia. This is a catastrophy. We dont want a Group of People stempled With weakness. This is the exact opposite of 1991 where eritreans were seen as active in promoting buisness and Development in Ethiopia. Besiseds how can we can tackle those who blame the weakness of Eritrea is the Ethiopians themselves. These are more Dangerous to anyones. These are good potential for another gorilla fighters if Egypts wants any. No more Gorilla fighting in Eritrea or Ethiopia. No more!!!

      The other extreamists are pfdjs who invest more how to make sure the enemity between the two Peoples than promoting Eritrea as an independent nation. They believe the enemity which glorify and distinguihs Eritrea on the world map. Now we know what the world know Eritrea for.

      I dont know how to define unity, but Djibouti is more United With Ethiopia than Eritrea and Ethiopia though the potential Eritrea have is 100 times bigger than Djibouti. My type of unity is to goo to Djibouti any time i want, work there, not to cross the border between 200,000 thousands solidiers armed to their nose, find my People and Cultural what ever in Djibouti, to be treated like friend by jiboutians, just to make the border insiginifican for common People. And this is what we have With Djibouti. When the water and electricity Project is finished between the two countires then the unity is done. Period. Dibouti and ethiopian unity started not after tplf and eplf love or hate. No, at least 120 years ago.

      What are pfjds afraid of this People to People realations? why do they want ethiopia tigre People be enemy of tigrinya People? Kunama ethiopia enemy of kunama ehtiopia, and afar ethiopia enemy of eri afar? Why is this greatness of ethiopia and Eritrea has big Place in Our mind? If we compare ourselves we the rest of the world we are the bottoms and we will be ashamed becasue we win no other but ourselves. Let us compare ourselves With other and feel the pinch, leave the nonesens now!

  • THE NOBLE TEACHER May 17, 2014

    I PARTIALLY QUOTE.. TOM GARA

    4:15 pm ET
    May 15, 2014 CHINA

    “Why ‘Made in Ethiopia’ Could Be The ‘Next Made in China’”

    China’s was once known as mostaffordable factory floor on the planet, but in the last two decades its economy has transitioned to become one of the world’s most advanced industrial powers. That means someone else needs to start making all those shoes and sweatshirts, hence all those apparel companies in recent years moving their factories to Vietnam and other cheap spots throughout Asia.

    And it’s not just Asia. China’s Huajian Group plans to invest up to $2 billion in Ethiopia in the next decade, turning the country into a shoe manufacturing base for exports to the U.S. and Europe. As the WSJ’s Peter Wonacott reports:….END OF PARTIALLY QUOTING HIM

    ኣየ ወያነ ፣

    ንሓደሓደ ሃገራት ኤውሮጳ ሓሊፍኩመን ኢኹም እወ፣ንብዓል ኣሜሪካን ካናዳን ከተርክቡ ግና ፣ብውሑድ ዓመትን ፈረቓን ከድልየኩም እዩ፣ስለዚ ኣይትህጸጹ ።ሕጅስ በዚሑ ከምቲ ኣሞይ ጽርሃ ዝበለቶ “Don’t much one-two ,I am on your head” ክብለኩም …”ሓደን ክልተን ኣይተብዝሑ,ኣብ ርእሴኹም የ ዘለኹ” ማለታ እዩ !!!

    ህጹጽ ምዕባለን፣ ኣእምሮኻ ዘናውጽ ትምህርቲ ዩኒቨርሲቲን ናይ ወያነ ስለ ዝኾነ ብቓልስና ከነዕንዎ ኢና !!!!!!!!!!

Post a Reply to selamawit2 Cancel Reply