Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተላዒሉ ሓፋሽ – ወይልኻ ኢሳይያስ ፈሽፋሽ! – ዕዉት ኣኼባ ሃገራዊ ምትእኽኻብን ሓድነትን ኣብ ኣትላንታ – ብ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) – ብስእሊ – Click for More Photos

    ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ተላዒሉ ሓፋሽ - ወይልኻ ኢሳይያስ ፈሽፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ ሓፋሽ! ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ - ተላዒሉ

 

 

ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ – ተላዒሉ ሓፋሽ!

Vacaro_atlanta_121

ተላዒሉ ሓፋሽ – ወይልኻ ኢሳይያስ ፈሽፋሽ!

Vacaro_Atlanta_103

ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ – ተላዒሉ ሓፋሽ!

Vacaro_Atlanta_5

ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ – ተላዒሉ ሓፋሽ!

Vacaro_Atlanta_15

ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ – ተላዒሉ ሓፋሽ!

Vacaro_Atlanta15

ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ – ተላዒሉ ሓፋሽ!

Vacaro_Atlanta_11

ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ – ተላዒሉ ሓፋሽ!

Vacaro_Atlanta_8

ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ – ተላዒሉ ሓፋሽ!

Vacaro_Atlanta_16

ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ – ተላዒሉ ሓፋሽ!

Vacaro_Atlanta_17

ወይልኻ ህግደፍ ፈሽፋሽ – ተላዒሉ ሓፋሽ!

Vacaro_Atlanta_7

 

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
86 COMMENTS
  • simon November 18, 2013

    I hoop one day Issajas he will be the same like colonel Ghadafi.and will throw his budy in Berite in sahal.

  • Truly Truly i say to you November 18, 2013

    Dear highly honorable Wedi Vacaro, please allow me today to give you one brotherly advice, i am sure as that you fully give it value.
    As you may know, the bible advices us everything we planing to do, in a wise way. Otherwise it will be for us like the word of God say, “Enthusiasm without knowledge is not good; impatience will get you in trouble.(Proverbs 19; 2)so we might be felt in trouble.
    Because of that, though the holy tour for unity you started in US and that will continue to reach all citizens in different contents and states in one side i found it necessary and useful; but in other side reconsidering your old age, and the time we wasting to topple the dictator until you all people in all cities arrive, because i found it not clever; I advice you ” to call all the 32 divided party leaders in one city for seminar, including those a little active and silent intellectuals as well; instead by travailing all cities you wasting time, energy and money. But above all the further the seminar takes time, we have to know the further as we are giving opportunity the dictatorship to prolong. I hope despite in my poor English it is written you will give it value to my advice.

  • Truly Truly i say to you November 18, 2013

    Honorable Wedi vacaro the reason i advice you to call all in 32 parts divided party leaders, intellectuals, civic society and humanitarian activity leaders most importantly religious leader in one definite city for seminar, instead you self by trailing all places you tiering yourself waste your time energy and money, because it is easy through them, so that they easily transmit your unity massage to their parity members it is.
    According the bible history, when Mose´s father in law called Jethro, sees Mose doing same mistake like Wedi, Vacaro, was he started to advice him , because Moses from morning to night when settling disputes among his people was kept so busy and tiering himself, Jethro asked him, “what you all this that you are doing for the people? why are you doing this all alone? ….Moses answered, I must do this because the people come to me to learn God´s will. …..Then Jethro said, ” you are not doing this right. You will wear yourself out and these people as well. This is to much for you to do alone, Let me give you good advice, “it is right for you to represent the people before God….you should teach them God´s commands and explain to them how they should live and what they should do, but in addition, you should chose some capable men and appoint them as leaders….etc (Exodus 18, 13-21) if you can read the whole chapter so that you understand this God´s wisdom very well.
    Any way the stupid Isayas doesn´t listen any advice but Wedi Vacaro in deed.

  • Truly Truly i say to you November 18, 2013

    please read in the third line written word, “trailing” as “travailing”

  • simerrr2012 November 18, 2013

    When you get the right person in the right time things start moving. I can see very clearly the light at the end of the tunnel. Now for wedi medhin Berad Tsehai not only ab badme aribato rather in whole Eritrea the tsehai has gone for ever from the eyes of the ruthless, monster, criminal higdef, his papagalo generals and colonels who are the day hyena of Eritrean people. Anti Ere Kuhlo Eritrea do Bdemhit tihlo HIgdef yitalo, Eritrea do Bikisha , Monkey timhader seb kemzeybla hager. Anti Ere kulo wedi vakaro yimezi alo.. Wedi Medhin kisadu kisebro—–Go Wedi Vacaro Ni Asmara Kisa wedi Kisha monkey wedi monkey kido ni Adwa.

  • Dani November 18, 2013

    Hi to all brothers and sisters,as a christian believers Orthodox,Penti,Catholic need to be raise our hand to the Grace of God,to pray,to fast,and respect,and love each other.When we will do this God every time with us,and will get a solution anything.but these time most of us we don’t need to do it,because the devil is playing on us.it says in the bible without me can’t do anything,so politicians what they doing keep them doing it,mums,kids,dads,young youth let’s stand up. God bless Eritrea

  • belay nega November 18, 2013

    ጉዳይ ኤርትራን ዘይተኸደነ ሞሶብን ሓደ እዩ:ዘርክበ ኢዱ ዝመልሰሉ::

  • afro November 18, 2013

    LAST CALL FOR AREKI,ATA MESHKUAT DICTATOR!ETA KULITKA DIYA WALA ETA SAMBUEKA BOG ELA WETSI’A WEY WN MENTSERARUWA HIZUKA FETEK KITBL WEY KE’A ETA ARER TEKERIBA ZELA TGOSMA DIHRI HJI AB ERITREA KNEBR EYE WEY NHZBI KETALL EYE KSAB ZELEKU ELKA AYT’HSEB,EZI’A NAY LAST CALL AREKIKA CHELITKA ENTETEFAEKA YHSHEKA.HGDEFN PAPAGALON KE’A NATU TSWA’E EYA KITREKBEKUM.23 AMETAT B GUAYLAN DANKIERAN HAGER ZHANETSKUM,EZI SATNAEL SHIFTA KE’A HAGER ZELEWA YEBLAN HANTI ZTESERHE YELEN ELUKUM EYU, PAPAGALOTAT KE’A ADI MAEBILA DO GELE DO ENDABELKUM AB BAYTA ZEYELE EZNI SEB ZETSMEMKUM MERD’E ARDI’EKUM,HJI ZEMENE DNKURNAN TSELMATN(ZEMENE ISSAIAS)KEKTM KERIBU ALO.KAB ZEMENE TSELMAT NAB ZEMENE BRHAN YEBTS’HAYO N HZBI ERITREA!!!

  • ተወልደመድኅን November 19, 2013

    ባህሪ ኤርትራውነት።ምቁንጻብ፡ናይ ተቓውሞ ርእይቶ ንዝሃበ ወገናዊ፡ኣውራጃዊ፡ኣድሃርሃሪ ኢካ፡ስልጣን ዝደለካ…..ድሕሪ መስከረም 18 ንዝተራኣየ ወዲ ቫካሮ ክግምግም ዝኻል ኣኣምሮ ዘይብልና ዚመስሎም ብዙሃት ዝንጉዓት ኣለው።ኩነታት ኣኤርትራ ናብ ሕማቕ ዘምረሓሉ፡ኤርትራውያን ኣብ ኣኼባ ዝተበኣስሉ፡ኣብ ጽርጊያ ክዋቖኡ ዝጀመርሉ ቅድሚ ነዊሕ ዓመታትዩ።ሽዑ ንዝነበረ ልሕሉሕ ሃድነት ዝበትኽ ኩነታት እናፈርዘነ ለባም መዓዲ ዘድልዮ ኣዋን፡ኣብ መድረክ ወጺኡ ዕርቅን ሰላምን ዘውርድ መልእክቲ የድሊ ኔሩ።ሽዑ ኣበይ ኔሩ ወዲ ቫካሮ።ሎሚ ብ21 ጥሪ ዝተበገሰ ነውጺ ንስርዓት ኢሳያስ ኣብዝነውነወሉ ግዜ ወለል ምባልን ኣብትን ኣብዝን ኣኼባ ምግባር ብልሒ ድዩ ጨለነት።ጉዳይ ኤርትራ’ኮ መላመዲ ኣይኮነን።ኣሸሃት ዝሞትሉ።ዝደመይሉ፡ገናውን ዚደምይሉ ዘለው ጉዳይ’ዩ።ነዚ ጸገምዚ ምር ኣይን ማዕረኦም ከምዘሎካ ድምጽካ ምስማዕ የድሊ’ዩ።ኣብዘን ዝሃለፋ ናይ ስኽፍታን ቃልሲ ዘመናት ኣበይ ኔሩ ወዲ ቫካሮ ? መልሱ ምስ ኢሳያስ ጽግዕግዕ ምስ ሚንስተራት ኢዩ መስለኒ።ድሕሪ መስከረም 18 ግን ኣለኩ።ኤርትራ’ኮ ብሰንኪ መኦኣል ኢሳያስ ስለ ከብዶም ዝሃስቡ ኣኪቡ፡ንዓታቶም ከ ኣ ብከብዶም ዝሓስቡ ተሃልዮም ዝኸድሉ፡ነቶም ዘለው በቶም ጉሒላታትን ደናቑርን ተዓብሊሎም ስርዓት ጎሓላሉ ክፍንትር ስለዝገበረ’ምበር ኣብ ኣኤርትራ ሰብ ተሳኢኑ ኣይኮነን።ሳላቲ ኣብ ውሽጢ ዘሎ’ዩ ከኣ ፍትሒ ፍትሒ ዝቸኑ ዘሎ።ስለዚ ከምዚ ናይ ወዲ ቫካሮ በለጽ እንተዝህልወና፡ወይ ንዝተሳዕረ ተሰልበጦ ንዝሰኦኣረ ሰዓቦ ዝብል ባህሪ ኣንተዝህልወና ቀደም ከማኩም ገለ ኣምሪሕና ወጠምጥውም ምበልና።ግን እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ክሰርዖ ዘለዎ ነቲ ብውሽጢ ዝካየድ ለውጢ ምር ኣይን ምጽባዩን መሪጽና፡ንዑኡ ምሶኣብ’ዩ ከኣ ዝበለጸ።እቲ በደል ኣብ ወዲ ቫካሮ ኣይኮነን፡ንሱ ፖለቲካዊ ኣይኮነን ነጋዳይ’ዩ።ነጋዳይ ስለዝኾነ ከኣ ንጽባሕ ዝኾኖ የመቻችእ ኣሎ።እቶም ካብ ሕሉፍ ዘይመሃሩ፡ተመኩሮ ዘይሃበሮም ልክዕ ከምቶም ብተቃወምቲ ተታሊሎም ኮለል ዝብሉ፡ሕጂ’ውን ንጉዳይ ወዲ ቫካሮ ካም መድሕን ገይሮም ዝሓስቡን ዝጻረፉን ይርዳእኩም ጥራህ’የ ዝብሎም።ምኽንያቱም ናይ ደገ ነቲ ናይ ውሽጢ ጸላዊ ኣይኮነን።ከም ሸቃጢ ካብ ደገ ዚመጽእ ንብረት ኣይኮነን ሃድነት።ሓድነት ካብ ውሽጢ ሃገር ዝፍጠር’ዩ።ሃድነት ከኣ ንጹሃትን ንፉዓት ካብዝኮነ ይኹን ስስዕቲ ኦድል ረኺቦም ዝተኽሉዎ’ዩ።ስለዚ ኣብ ኣኤርትራ ከኣ ኣብ መንጎ ሰበስልጣን ኣብቶም ኣዕሩኽቲ ወዲ ቫካሮ ዚነበሩ ጀነራላት’ምበር ህዝቢ ኣኤርትራ ከም ቀደሙ ተለቓቒሑ፡ተበጻጺሑ፡ተሕጋጊዙ ይከይድ ኣሎ።ስለዚ ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ይመስለኒ ንግዳዊ ጉዳያቱ ክገብር ኣብትን ኣብዝን ዝብል ወዲ ባካሮ ኩነታት ሃድነት እንተይ ኣፍልጦ ኣለዎ።ኣዚ ጨለነት ከምዚ ገይርካ ቦታካ ምጥጣህ’ዩ።ሓንቲ ኣደ ምስ ስድራኣ ጠቕሊላ፡ኣሕዋታ ኣብ ኣኤውሮፓ ትቕመጥ ድሕሪ ነጻነት ብግዜ ደርጊ ዝተወርሰ መሬት ክትመልስ ንኤርትራ ትኸይድ።መሬት ኣብ ማኣከል ከተማ ስለዝኮነ ከኣ፡መሬት ናይ መንግስቲ ምኳኑ፡ግን እቲ ንገዛ መስርሂ ዝከውን መሬት ተለኪዑ ኣብ ካልእ መንግስቲ ንገዛውቲ ኢሉ ዝመደቦ ቦታ ክወሃባ ምኳኑ ይንገራ።ንሳ ኣይትቅበሎን ኩሉ እቲ መሬት ክወሃባ ደቂ ኣሕዋት ከምዘለዋ፡ናይ ነዊሕ ኦኣመት እነሆ ዝከፈልኩዎ መዋጮ፡ኣነሆ ኣብ ቦለኛ ዝተሰኣልኩዎ ስእሊ፡ኣነሆ ዝተሳተፍኩዎ ሰላማዊ ሰልፊ፡ኣነሆ…….ኣዚ ገይረ ከምዚ ገይረ ……ዝብል ድምጽን መኦኣት ወረቓቕትን ኣብ ቅድሚ’ቲ ሃላፍነት ዘለዎ ጻሕ ተበሎ።………………..ስለዚ ወዲ ቫካሮ ከኣ ከምዚ ገይረ ኣዚ ገየረ ……. እቲ ብሃቂ ባህሪ ኤርትራውያን እናኾነ ዚመጽእ ዘሎ’ዩ ዝገብር ዘሎ………ጽቡቕ ዘረባ………….ጉዳይ ኤርትራን ዘይተኸደነ ሞሶብን ሓደ እዩ:ዘርክበ ኢዱ ዝመልሰሉ:……ዝበሎ በላይ ነጋ።ስለዚ ንሱሱ ይግበር ኣብ ነጻ ሃገር ስለዘሎ።እቶም ዝጻረፉ ከ እንታዩ መኽሰቦም።ሓድነት ክተኽሉ ኣብ ኣኼባ ኣናተሳተፉ ልክዕ ህግደፍ ዝተጠቀመሉ፡ተቃወምቲ ዝሰርሕዎ ስራሕ ዝሰርሑ።….ኣነ ናይ ፍሉይ ሰልፊ ኣባል ኣይኮንኩን።ምኽንያቱ ኣባላት ሰልፍታት ንሰባት ኣብ ክሳዶም ሰቒሎም ወይ ባባ ኢሎም’ዮም ዝኸዱ ዘለዎ።ልክዕ እቶም ውሕዉሕ ትብሉ ዘለኹም ኤርትራውያን ከኣ፡ንወዲ ቫካሮ ኣብ ክሳድኩም ሰቒልኩም ንሱ ያኣይ መሲሕ ኮይኑ ሃድነት ከምጸኣልኩም ምጽባይኩም ስራህ ኣባላት ተቓወምቲ ኢኩም ትገብሩ ዘለኹም።ኣነ ግን ንዝርእዮ ሕማቕ ይኹንን ንጽቡቕ ይወቅስ….ኣዚ ከኣ ናተይ ርእይቶ’ዩ።ንሰባት ስዒበ ሃቂ ሰባትን ድሌት ሰባት ክትግብር ግን ምስ ሰብ ኣይጻረፍን።

  • ተወልደመድኅን November 19, 2013

    ባህሪ ኤርትራውነት።ምቁንጻብ፡ናይ ተቓውሞ ርእይቶ ንዝሃበ ወገናዊ፡ኣውራጃዊ፡ኣድሃርሃሪ ኢካ፡ስልጣን ዝደለካ…..ድሕሪ መስከረም 18 ንዝተራኣየ ወዲ ቫካሮ ክግምግም ዝኻል ኣኣምሮ ዘይብልና ዚመስሎም ብዙሃት ዝንጉዓት ኣለው።ኩነታት ኣኤርትራ ናብ ሕማቕ ዘምረሓሉ፡ኤርትራውያን ኣብ ኣኼባ ዝተበኣስሉ፡ኣብ ጽርጊያ ክዋቖኡ ዝጀመርሉ ቅድሚ ነዊሕ ዓመታትዩ።ሽዑ ንዝነበረ ልሕሉሕ ሃድነት ዝበትኽ ኩነታት እናፈርዘነ ለባም መዓዲ ዘድልዮ ኣዋን፡ኣብ መድረክ ወጺኡ ዕርቅን ሰላምን ዘውርድ መልእክቲ የድሊ ኔሩ።ሽዑ ኣበይ ኔሩ ወዲ ቫካሮ።ሎሚ ብ21 ጥሪ ዝተበገሰ ነውጺ ንስርዓት ኢሳያስ ኣብዝነውነወሉ ግዜ ወለል ምባልን ኣብትን ኣብዝን ኣኼባ ምግባር ብልሒ ድዩ ጨለነት።ጉዳይ ኤርትራ’ኮ መላመዲ ኣይኮነን።ኣሸሃት ዝሞትሉ።ዝደመይሉ፡ገናውን ዚደምይሉ ዘለው ጉዳይ’ዩ።ነዚ ጸገምዚ ምር ኣይን ማዕረኦም ከምዘሎካ ድምጽካ ምስማዕ የድሊ’ዩ።ኣብዘን ዝሃለፋ ናይ ስኽፍታን ቃልሲ ዘመናት ኣበይ ኔሩ ወዲ ቫካሮ ? መልሱ ምስ ኢሳያስ ጽግዕግዕ ምስ ሚንስተራት ኢዩ መስለኒ።ድሕሪ መስከረም 18 ግን ኣለኩ።ኤርትራ’ኮ ብሰንኪ መኦኣል ኢሳያስ ስለ ከብዶም ዝሃስቡ ኣኪቡ፡ንዓታቶም ከ ኣ ብከብዶም ዝሓስቡ ተሃልዮም ዝኸድሉ፡ነቶም ዘለው በቶም ጉሒላታትን ደናቑርን ተዓብሊሎም ስርዓት ጎሓላሉ ክፍንትር ስለዝገበረ’ምበር ኣብ ኣኤርትራ ሰብ ተሳኢኑ ኣይኮነን።ሳላቲ ኣብ ውሽጢ ዘሎ’ዩ ከኣ ፍትሒ ፍትሒ ዝቸኑ ዘሎ።ስለዚ ከምዚ ናይ ወዲ ቫካሮ በለጽ እንተዝህልወና፡ወይ ንዝተሳዕረ ተሰልበጦ ንዝሰኦኣረ ሰዓቦ ዝብል ባህሪ ኣንተዝህልወና ቀደም ከማኩም ገለ ኣምሪሕና ወጠምጥውም ምበልና።ግን እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ክሰርዖ ዘለዎ ነቲ ብውሽጢ ዝካየድ ለውጢ ምር ኣይን ምጽባዩን መሪጽና፡ንዑኡ ምሶኣብ’ዩ ከኣ ዝበለጸ።እቲ በደል ኣብ ወዲ ቫካሮ ኣይኮነን፡ንሱ ፖለቲካዊ ኣይኮነን ነጋዳይ’ዩ።ነጋዳይ ስለዝኾነ ከኣ ንጽባሕ ዝኾኖ የመቻችእ ኣሎ።እቶም ካብ ሕሉፍ ዘይመሃሩ፡ተመኩሮ ዘይሃበሮም ልክዕ ከምቶም ብተቃወምቲ ተታሊሎም ኮለል ዝብሉ፡ሕጂ’ውን ንጉዳይ ወዲ ቫካሮ ካም መድሕን ገይሮም ዝሓስቡን ዝጻረፉን ይርዳእኩም ጥራህ’የ ዝብሎም።ምኽንያቱም ናይ ደገ ነቲ ናይ ውሽጢ ጸላዊ ኣይኮነን።ከም ሸቃጢ ካብ ደገ ዚመጽእ ንብረት ኣይኮነን ሃድነት።ሓድነት ካብ ውሽጢ ሃገር ዝፍጠር’ዩ።ሃድነት ከኣ ንጹሃትን ንፉዓት ካብዝኮነ ይኹን ስስዕቲ ኦድል ረኺቦም ዝተኽሉዎ’ዩ።ስለዚ ኣብ ኣኤርትራ ከኣ ኣብ መንጎ ሰበስልጣን ኣብቶም ኣዕሩኽቲ ወዲ ቫካሮ ዚነበሩ ጀነራላት’ምበር ህዝቢ ኣኤርትራ ከም ቀደሙ ተለቓቒሑ፡ተበጻጺሑ፡ተሕጋጊዙ ይከይድ ኣሎ።ስለዚ ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ይመስለኒ ንግዳዊ ጉዳያቱ ክገብር ኣብትን ኣብዝን ዝብል ወዲ ባካሮ ኩነታት ሃድነት እንተይ ኣፍልጦ ኣለዎ።ኣዚ ጨለነት ከምዚ ገይርካ ቦታካ ምጥጣህ’ዩ።ሓንቲ ኣደ ምስ ስድራኣ ጠቕሊላ፡ኣሕዋታ ኣብ ኣኤውሮፓ ትቕመጥ ድሕሪ ነጻነት ብግዜ ደርጊ ዝተወርሰ መሬት ክትመልስ ንኤርትራ ትኸይድ።መሬት ኣብ ማኣከል ከተማ ስለዝኮነ ከኣ፡መሬት ናይ መንግስቲ ምኳኑ፡ግን እቲ ንገዛ መስርሂ ዝከውን መሬት ተለኪዑ ኣብ ካልእ መንግስቲ ንገዛውቲ ኢሉ ዝመደቦ ቦታ ክወሃባ ምኳኑ ይንገራ።ንሳ ኣይትቅበሎን ኩሉ እቲ መሬት ክወሃባ ደቂ ኣሕዋት ከምዘለዋ፡ናይ ነዊሕ ኦኣመት እነሆ ዝከፈልኩዎ መዋጮ፡ኣነሆ ኣብ ቦለኛ ዝተሰኣልኩዎ ስእሊ፡ኣነሆ ዝተሳተፍኩዎ ሰላማዊ ሰልፊ፡ኣነሆ…….ኣዚ ገይረ ከምዚ ገይረ ……ዝብል ድምጽን መኦኣት ወረቓቕትን ኣብ ቅድሚ’ቲ ሃላፍነት ዘለዎ ጻሕ ተበሎ።………………..ስለዚ ወዲ ቫካሮ ከኣ ከምዚ ገይረ ኣዚ ገየረ ……. እቲ ብሃቂ ባህሪ ኤርትራውያን እናኾነ ዚመጽእ ዘሎ’ዩ ዝገብር ዘሎ………ጽቡቕ ዘረባ………….ጉዳይ ኤርትራን ዘይተኸደነ ሞሶብን ሓደ እዩ:ዘርክበ ኢዱ ዝመልሰሉ:……ዝበሎ በላይ ነጋ።ስለዚ ንሱሱ ይግበር ኣብ ነጻ ሃገር ስለዘሎ።እቶም ዝጻረፉ ከ እንታዩ መኽሰቦም።ሓድነት ክተኽሉ ኣብ ኣኼባ ኣናተሳተፉ ልክዕ ህግደፍ ዝተጠቀመሉ፡ተቃወምቲ ዝሰርሕዎ ስራሕ ዝሰርሑ።….ኣነ ናይ ፍሉይ ሰልፊ ኣባል ኣይኮንኩን።ምኽንያቱ ኣባላት ሰልፍታት ንሰባት ኣብ ክሳዶም ሰቒሎም ወይ ባባ ኢሎም’ዮም ዝኸዱ ዘለዎ።ልክዕ እቶም ውሕዉሕ ትብሉ ዘለኹም ኤርትራውያን ከኣ፡ንወዲ ቫካሮ ኣብ ክሳድኩም ሰቒልኩም ንሱ ያኣይ መሲሕ ኮይኑ ሃድነት ከምጸኣልኩም ምጽባይኩም ስራህ ኣባላት ተቓወምቲ ኢኩም ትገብሩ ዘለኹም።ኣነ ግን ንዝርእዮ ሕማቕ ይኹንን ንጽቡቕ….ኣዚ ከኣ ናተይ ርእይቶ’ዩ።ንሰባት ስዒበ ሃቂ ሰባትን ድሌት ሰባት ክትግብር ግን ምስ ሰብ ኣይጻረፍን።