Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ፣ ኣብ ቅንያት መመረቕታ መበል 27 ዙርያ “ ደቅኹም ኣበይ ኣለዉ” ዝብል ጽሑፍ ኣብ መዓስከር ሳዋ ዘርጊሖም።

ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ፣ ብ19 ሓምለ ኣብ መመረቕታ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብቲ ጳጳሳት ካቶልካዊት ቤተክርስትያን ዝዘርግሑዎ፣ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” ዝብል ሕልናዊ መልእኽቲ ብምምርኳስ “ ደቅኹም ኣበይ ኣለዉ” ብዝብል ኣርእስቲ ዘዳለዉዎ

ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ፣ ብ19 ሓምለ ኣብ መመረቕታ መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብቲ ጳጳሳት ካቶልካዊት ቤተክርስትያን ዝዘርግሑዎ፣ “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?” ዝብል ሕልናዊ መልእኽቲ ብምምርኳስ “ ደቅኹም ኣበይ ኣለዉ” ብዝብል ኣርእስቲ ዘዳለዉዎ ጽሑፍ ኣብ መዓስከር ሳዋ ከምዝዘርግሑዎ፣ ነቲ ዕማም ዝፈጸሙ ደለይቲ ፍትሒ ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

 

ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ፣ እቲ “ደቅኹም ኣባላት መበል 26 ዙርያ ኣበይ ኣለዉ፣ ኣብ ከባቢ ኣፍዓበት ተደርብዮም፣ ኣብ ኣገልግሎት ኣሪጎም፣” ዝብል ናይ መነቓቕሒ ሰነድ ኣብቲ ብእንዳ 4ይ ክፍለሰራዊት ዝፍለጥ መቐበሊ ኣጋይሽን ካብ ዞባታት ዝመጹ ዕዱማትን ዘዕርፉሉ መደቀስን መዘናግዕን እዩ ተበቲኑ። እቲ ቦታ ኸኣ ንሓያለ ሰዓታት ብፖሊስ ተኸሊሉ ውዒሉ።

 

ብዘይካ ‘ዚ ኢሳይያስ ዘካየዶ ኣኼባ፣ “ ኣባላት መበል 26 ዙርያ መጻኢኦም እንታይ እዩ፣ ኣደዳ ጥምየትን ምጥፋእን ኮይኖም ተባሂሉ ንዝቐረበሉ ሕቶ ከይመለሶ ክሓልፍ ከሎ፣ ንቁጠባ ብዝምልከት ንዝወረደ ሕቶ ‘ውን በሽካዕላል ሸፈፍ ኢሉዎ ሓሊፉ።

 

ብኻልእ ወገን፣ እቶም ብኹርኩር ህግደፍ ወይ YPFDJ ዝፍለጡ ካብ ወጻኢ ናብ ሳዋ ዝመጹ መንእሰያት ብስኽራንን ስድነትን ኣብ ትዕዝብቲ ህዝቢ ወዲቖም ከምዝተኻዕቡ፣ ብሰንኪ ወጀያላይነቶም ኣደዳ ስርቂ ኣባላት 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ከምዝኾኑ ድማ እቲ ሓበሬታ የመልክት።

 

ህግደፍ 3500 ክርኩር ህግደፍ ካብ ወጻኢ ክመጹ እዮም ኢሉ ፕሮፖጋንዳ ክነፍሕ ኳ እንተቐነየ፣ ሒደት ኣማኢት ጥራይ እዮም ኣቡ ተረኺቦም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
36 COMMENTS
  • rahwa July 27, 2014

    hixubat meanta DEKI EREY! ati Erey kuhlo Asmera do bhgef tihlo lemzeben hadiu lo. hgdef mendef adna gdef. eseyas ide ayefleten lomi ajokum ajona deki Adey xbukat.
    awet nwuxue Hzbna.
    mlki yfres
    fitihi ynges!

  • solomon July 27, 2014

    What did you expect from these gangs, they are the products of Yemane monkey.

  • azieb habtemariam July 27, 2014

    ይሰርብ ኣሎ የ ይሃርም ኣሎ የ ሎሚ ዓመትስ ኣዝመራ ክህሉ ኢዩ። መንሰይ ንተነቒሉ ገታኢ የብሉን።

  • Berhane Tekle July 27, 2014

    Iam proud of the justice seekers in Sawa.

  • habtom July 27, 2014

    We are really witnessing change in Eritrea!!!!!!!!, Change from Dictatorship to Democracy!!!!!

    Each and every occasion made by HGDEF went unsuccessful, and signalled the downfall of the Gangsters/HGDEF!!!!!

    Victory to the masses, Eritreans & for the state of Eritrea!!!!!!!!!!!!!!!

    Habtom

    Stockholm

    • german shephard July 27, 2014

      that is true brother habtom.

    • german shephard July 27, 2014

      hatnoy Righbe

      ዝበልክዮ ዝወጾ የብሉን ሓንቲ ተትሓሳስበኒ ነገር ግን ኣላ ናይ ወያነ ጉዳይ እያ።ኢንድያን ኦሽን ዝተባህለ ማዕከን ዜና መንግስቲ ኢትዮጵያ ወትሃደራቱ ንሰሜን ገጹ የፍስሶም ከም ዘሎን ነቶም ናይ ክልል ኩናማን ዓፋርን ሳሆን ተጋደልቲ ኣኸቲሉ ይብል።ንምንታይ እዩ ወያነ ዘይገድፈና ንሕና ኤርትራውያን ጉዳይና ባዕልና ክንውድኦ።ንምንታይ ከምቲ ናቱ ፈላላዪ ፖለቲካ ክንክተል ደልዩና። ህግደፍ ክወድቕ ምዃኑ እናትሓጎስኩ ተንኮል ወያነ ድማ የሻቕለኒ።

      ሓትነይ ሓደራ መልስለይ። ካብ ድቃስ ለይቲ ዝስኣነ ወዲ ሓፍትኺ

      • ኣርዓዶም July 28, 2014

        ገርማን ሺፈርድ
        ኣነ ክምልሰልካ፡ እቲ ዘሻቕለካ ዘሎ ሓቕኻ ኣለኻ፡ እንተኾነ ህግደፍ ንባዕሎም ወያነውይን ስለዝኾኑ፡ እቲ ጉዳይ ኢትዮጵያ ትውረር ኣይትውረር ለውጢ የብሉን። ህዝቢ ኤርትራ ተተላዒሉ ንኹሎም ገፊጡ ናብ ሃገሮም ክሰዶም ምዅኑ ዘክር።

  • Tamrat Tamrat July 27, 2014

    a Picture is more than a thousand Words. Do you want to stay in Eritrea and end up cracking stones by Your bear hands while caring a klashincove or Select Your dream Foods from a buffet? The latter one you dont need any schooling just be yourself ie eritrean.

  • hatnokum Rigbe July 27, 2014

    ሳዋ ወሲዱ ከርዕደኩም ዝሓሰቦ ዚ ስሑው ኢሳያስ መሬት ዶ ኣጽብብ ኣበልኩምሉ ዞ ደቀይ! ኣሰይ ኣሰይ እልልልልልልልል ደቂ መን ዳኣ ኮይንኩም፣ ደቂ ኤረትርያ ጻዕዳ ደቂ ዛ ጽብቕቲ ወ፣ ደቂ ዞም ንመሬተይ እናበሉ በጃ ዝሓልፉ ቀያሕቲ፣ ኣሕዋት ቶም ንሞት ዝቃዳደሙላ ኣብ ማይ ምስታይ ከኣ ንብጫየይ ምበር ንዓይ ዘይብሉ ብሩኻት ደቀይ። ኣቦኾም ህብትዝጊ ኣንቲ ንስኺ ጥራሕ ዶ ኾይንኪ ኢኺ 5 ኣሰሊፋ ሓደ ከም ሓሙስ ዝተመልሳ ኣደ፣ ድሓር ከኣ ሽዑ ትብልዮ ዝነበርኪ ዘክርዮ ርግበ ይብሉኒ እቲ ኣጸምው ኣቢለ ክቑዝም ምስ ርኣዩኒ። ሓንትስ እቶም ኣምሓራ ካብ ዛ ዓድና ተጸሪጎም፣ እቶም ደቅና ዕልል እናበልና ሓሓቚፍና ክንስዕሞም ዝርእየላ መዓልቲ ዳኣ የርእየኒ ምበር ደቀይ እቶም መሪቐ ዘፋነኹዎም ይኹኑ እቶም ሞሊቖም ዝጠፍኡ ናብ ሞት ከምዝኸዱ መኣስ ጠፊኡኒ እናበልኪ ተቢዕኪ ኢኺ ንዓይ ተትብዕኒ ዝነበርኪ ይብሉኒ ። ኣይተጋገዩን። ንሳ ዘረባይ ኢያ ዝነበረት። ግዳ ሕስብ የብሎ ሞ ሽዑ፣ ኣንቱም ዘረባ ረኺበ ኢልኩም ዲኹም እቶም ደቅና ክርህወና ምበር መኣስ ክኸፍኣና በጃና ኮይኖም ይብሎም። ኣቦኹም ህብትዝጊ ንሳስ ሓቂ ያ ርግበ፣ ግን ሰብ መሲሉ ንዶ ሰይጣን ተሓዊሱዎም ጸንሐ ይብሉ። ሕጂ ከኣ እዚ ንደቅና ኣጽኒቱ ንደቂ ደቅና ኣደዳ ስቓይን ሞትን ዝገበሮም ሰይጣን ብኣኹም ደቂ ደቀይ ክጽሕጽሕ ድኣ እንኳዕ ረኣኹ ምበር ሞት ከም ኣዳም። ሕነ ኣሕዋትኩምስ ምብኣር ክትፈድዩ ኢኹም ኣቱም ኮርዒዳታት ደቀይ፣ ሕኒኡ ዘይፈድስ ወዲ ኣድጊ ተባሂሉ እንድዩ ኣይተሃመሉ። ከየዘንግዓኩም ከኣ ምኸሩሉ ኢኹም፣ ሰይጣን ውዒሉ ሓዲሩ ሰይጣን ኢዩ። እንተንዓኹም ሞ ማርያም ኣስመረይቲ ትሓልኹም። ኣንቱም ብዓድን ብግዳምን ዘለኹም ከኣ ኣጆኹም በሉዎም። ኣይትሕመቑ ዞም ደቀይ ጸባ ስተዩ።

  • german shephard July 27, 2014

    Does anyone understand amharic ,I do not .It is on you tube ”
    Police Program: Andargachew Speaks”….It is about the guy that was handed over by Eritrean government conspiracy to weyane..Yemen being the country that handed him over.I think in his interrogation he implicates Eritrea.
    Could it be weyane wants to invade Eritrea again ?please help in interpreting the interrogation.

  • fthi delye July 28, 2014

    I am proud of you deki eri meneseyat nlewti

  • Tesfai July 28, 2014

    The number one enemy of Eritrea is
    Isias Afewerki.
    And his party PFDJ which serves him
    and inslaves the ppl of Eritrea.

    Tesfai

Post a Reply to Gergish Cancel Reply