Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ መሓመድ ዓሊ ዕማሮ፣ ከምኡ ‘ውን ሓላፊ ኤምግሬሽን ናይቲ ስርዓት መሓሪ ብርሃነ ተኣሲሮም።

ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ዓሊ ዕማሮ፣ ከምኡ ‘ውን ሓላፊ ኤምግሬሽን ናይቲ ስርዓት ለቴናል ኮለኔል መሓሪ ብርሃነ (ወዲ ብርሃነ) ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣሰሩ ምንጭታት ሓቢሮም። ማእሰርቲ ክልቲኦም ሓለፍቲ ከምቲ ኣብ ምልካዊ

ኣምባሳደር ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ዓሊ ዕማሮ፣ ከምኡ ‘ውን ሓላፊ ኤምግሬሽን ናይቲ ስርዓት ለቴናል ኮለኔል መሓሪ ብርሃነ (ወዲ ብርሃነ) ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከምዝተኣሰሩ ምንጭታት ሓቢሮም።

ማእሰርቲ ክልቲኦም ሓለፍቲ ከምቲ ኣብ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ዝተለምደ ዛጊት ምኽንያቱ ብወግዒ ኣይተፈልጠን።

ኣምባሳደር ዕማሮ ኣብዚ ራብዕቲ ክእሰር ከሎ፣ ሓላፊ ኢምግሬሽን ኮይኑ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ዘገልገለ ለተናል ኮለኔል መሓሪ ብርሃነ ካብ ዝእሰር 2 ሰሙን ኣቢሉ ገይሩ ከምዘሎ እቶም ምንጭታት ኣገንዚቦም።

ኣምባሳደር ዕማሮ ኣብ ፈለማ 60ታት ናብ ገድሊ ዝተጸንበረ፣ ኣብ ዘበነ ክፍልታት ክብ ዝበለ ጽፍሒ ሓላፍነት ዝነበሮ ገዲም ተጋዳላይ ክኸውን ከሎ፣ ድሕሪ ናጽነት ብውልቀመላኺ ኢሳይያስ ካብ ኣምባሳደርነት ዘይሓለፍ መዝነት ተዋሂቡዎ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ተመዲቡ ተርኡ ክሃስስ ከምዝጸንሐ ይፍለጥ።

ብዘይካ ወዲ ብርሃነ ዝተኣሰሩ ካልኣት ኣባላት ክፍሊ ኢምግረሽን ከምዘለዉ ‘ውን እቲ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ብተወሳኺ የመልክት።

ብመሰረት ‘ቲ ሓበሬታ እቲ ክፍሊ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ዝነበረ ክፍሊ ኢሚግሬሽን ብቐጥታ ኣብ ትሕቲ ቤትጽሕፈት ፕረዚደንት ይመሓደር ኣሎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
91 COMMENTS
  • change May 2, 2014

    I hope the next person is suleiman sal im to be arrested.

  • change May 2, 2014

    I hope the next person is suleiman salim to be arrested.

    • ahmed saleh May 3, 2014

      I do not think so to arrest a person who choose to be not himself.

  • sammy mike May 3, 2014

    asha

  • oromay May 3, 2014

    Suileman, awan, please stop vomiting the ugly words from your stinking mouth. I cannot understand why the Assenna staff let you to dump your trash ideas in here. Please go back to Eritrea and pick the words from your cynical boss and repeat them like a parrot.

  • m May 3, 2014

    Suileman is not real name i know very well he is undercover to hgdef but one day he well regreat

  • oromay May 3, 2014

    The unhinged man uses all his political guile to stay in power by hunting down the unwary and protagonists of PFDJ company. Z’amene bsef z’kehade bsef….. shame on them ! every time, they are pulled down one by one like limbs to the slaughterhouse. How on earth at least some of them cannot pluck up the courage to defend themselves? It in really incredible!!. Fear chilled them to the bone.

  • oromay May 3, 2014

    sorry, it should be read as lambs not limbs

  • Truly truly i say to you May 3, 2014

    ምእስርስ ይእሰርዎም:ንገሊኦም ድማ ምድስካልስ የደስክልዎም፤ ግናስ ስለምንታይ እዮ እቲ ምክንያት ንሕዝቢ ዘይግለጽ? ብገበን ዝኽሰሱ እንተኮይኑስ ስለምንታይ እዩ ነፍሶም ንኽከላኸሉ ዕድል ክይተዋሃቦም፣ ማለት ንቡር ናይ ቤት ፍርዲ ሥርዓት ዕድል ከይረኸቡ፣ እቲ ዝተበየነሎም ፍርዲ ንሳቶም ኮነ ሕዝቢ ከይፈለጠ፣ ናይ ክሳሲ ወገን ድምጺ ጥራህ ተሰሚኡ ብረቒቅ ተንኮል ኣብ ቤት ምእሰርቲ ህይወቶም ከምዝሃቅቕ ዝግበር?
    መንግሥቲ ወያኔ´ኮ ካብ ሕግደፍ ንላእሊ ሰባት ከምዝኣስር ንፈልጥ ኢና። ግናስ ኩሉ ሰብ ካብ መንግሥቲ መብርሂ ስልዝወሃቦ ናይ መእሰሪኦም ምኽንያት ይፈልጥ እዩ። እቲ ፍርዲም ናይ ከሳሲ ወገን ጥራህ ተሰሚኡ ዝፍረድ ደይኮነ፣ ተኽሳሲ ብግቡእ እንተደልዩ ባእሉ፣ እንተደልዩ ጠበቓ ሂዙ ናይ ምክልካል መሰሉ ድህሪ ምጥቃም እኮ´ዩ ንክንደይ ዓመት ከምዝተፈረደ ብወግኢ ዝንገሮ።
    ቅዱስ መጽሓፍ፣ እቶም ብደይ ሕጊ ዝፈርዱ ብደይ ሕጊ ክፍረዱ እዮም፣( ሮም 2;12) እቶም ምሕረት ዘይፈልጡም ብደይምህረት ክፍረዱ እዮም ይብል። (መልዕክቲ ያቆብ 2;13)

  • Lilay May 3, 2014

    ሰላም ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ፣

    ገለ ዉሑዳት ትግርኛ ዝመልኩ የእዱግ ገሊኦም ድማ ኣዛብእ ከም በዓል ሱለማን ሳሊም ዝብል ናይ ብርዒ ስም ዝሓዘ እንስሳ ዘገዳም (ዝብኢ) ኣሎ ገለ ደለይቲ ፍትሒ ድማ ሰብ መሲልኩም ትምሉሱሉ ኣለኹም አሞ ሰብ ኣይኮነን አሞ ኣይትመልሱሉ።

    ሓዉኹም ሊላይ

  • Truly truly i say to you May 3, 2014

    ንምኳኑ su-layman salem, tesfalidetabreha(ሱሌማን ተስፋልደት) ሃደ ሰብ እዩ። ዋላ እቲ ዝብሎ ሃጠው ቀጠው ባህ ኣይበለና፣ ካብቶም ስለዘጽቀጡ ጥራይ ጥኡያት ዝመስሉና ሕግደፋውያን፣ ብጋህዲ ንምዝራብ ብምፍታኑ ንሱ ስልዝሃይሽ፣ ዝእደግን ዝብላእን ዘርባ እንተሊዎ፡ መሰሉ ስልዝኾነ ድልየቱ ክዛረብ ግደፍዎ። ንህና ናይምዝራብ መሰልና ተቀንጢጡ እናብልና ናይካልእ ሰብ መሰል ኣይትቀንጥጡ።

Post a Reply to Yohannes Cancel Reply