Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

“ንሕናን ንስኹምን” – ወርቃዊ ግዜ ዘባኽነልና ዘሎ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባ!!

“ምጽሓፍ ኣይተቋርጽ” ዝብል ምሕጽንታን “ደሃይካ ጠፊኡና” ዝብል ናይ ኢሜይል መጸዋዕታን ክመጸኒ ካብ ዝጅምር ነዊሕ ገይሩ። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት እውን “መሲናስ” ብዝብል ስም ዝጽሕፍ(ዝገጥም) ግን ከኣ መን ምዃኑ ዘይፈልጦ ሰብ ዝጸሓፎ ናይ “ደሃይ ሃባ” ቅሉዕ መልእኽቲ ብመልክዕ ግጥሚ

“ምጽሓፍ ኣይተቋርጽ” ዝብል ምሕጽንታን “ደሃይካ ጠፊኡና” ዝብል ናይ ኢሜይል መጸዋዕታን ክመጸኒ ካብ ዝጅምር ነዊሕ
ገይሩ። ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት እውን “መሲናስ” ብዝብል ስም ዝጽሕፍ(ዝገጥም) ግን ከኣ መን ምዃኑ ዘይፈልጦ ሰብ ዝጸሓፎ
ናይ “ደሃይ ሃባ” ቅሉዕ መልእኽቲ ብመልክዕ ግጥሚ ኣብ ኣሰና ወጺኡ ኣንቢበ። ነቲ ‘መሲናስ’ ዝጸሓፎ መጎስ ዘይበቕዖ እኳ
እንተኾንኩ “ዓጽሚ ይሃብካ!” ክብሎ ግን እደሊ። ትሕቲ’ታ ግጥሚ ውርድ ምስ በልኩ ግን ኣብቲ ርእይቶ ዝወሃበሉ ሰናዱቕ
ሓደ ዘስሓቐኒ ርእይቶ ኣንቢበ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
40 COMMENTS
  • Sorobeti December 21, 2013

    Although I failed to load the PDF and to read your usually articulated article, but I am pleased to see your photo posted on assenna again so well come back brother and God bless you.

  • eri for real justice December 21, 2013

    Dear Emma,
    What an astonishing and highly contented writing. You are a real talented writer. This one is directed to all but especially to those of you who are supporting pfdj. Take this advice responsibly and open heatedly. Keep on writing Ema,,,don’t get lost man.

  • eri for real justice December 21, 2013

    Dear Emma,
    What an astonishing and highly contented writing. You are a real talented writer. This one is directed to all but especially to those who are supporting pfdj. we must take this advice responsibly and open heatedly. Keep on writing Ema,,,don’t get lost man.

  • berhe December 21, 2013

    I really appreciate your lecture, this is what we need to build our country. I expect you more work to upgrade awareness of our people.

  • hanti Ertra December 21, 2013

    ኣማኑኤል

    ብዘይቀለዓለም ዕምቆት ዘለዋ ዓንቀጽ እያ። ነዚ ብስለት ዘለዎ ሓሳባት ዝወለደት ርእሲ ኣድናቖት ክንፈጋ ኣይግባእን። ንዓኻ ዝወለድት ወላዲት ድማ ከምኡ ክትሕበን ይግበኣ። ድሕሪ ወላዲትካ ንሕና ፥ እቶም ኣብዚ ዓንቀጽ’ዚ ከም ሰብ ጉዳይ ተጠቒስና ዘለና ኤርትራውያን ንሕበነልካ። ሓደ ክነስተውዕለሉ ዘለና ጉዳይ ዘሎ ኮይኑ ግን እስማዓኒ። እዚ ዝጸሕፍካዮ ጽሩይ ክልሰ-ሓሳብ እዩ። ከም ክልሰ-ሓሳብ ቅቡል፥ ክስዓብ ዘለዎን ስነ-ሞጎታውን እዩ። ደቂ-ሰብ ፡ እዞም ከማይን ከማኻን፡ እዞም ዝሓርቁ፥ ኣብ ስምዒት ኣትዮም ብስሓቕን ሓዘንን ዝነብዑ፥ ሕነ ክፈድዩ ዝደልዩ፥ ዝጸልኡን ዘፍቅሩን ካልእንሲ ብዜካ ኣብ ድርሳናት ከም ጠባያት/ካራክተርስ ነዚ ትእምቶ ዘለኻ ስምዒት-ኣልቦ ደረጃ ብስለት ክነብርዎ ኣይክእሉን እመስለኒ። ልበይን ልብኻን’ሞ ንፈትሸን፡ ንስኻ ነዚ ኩሉ ብርቂ ሓሳብ ኣብ ሰናዱቕ ልቦናኻ ኣቐሚጥካ ከለኻ ግና ኣብ ባይታ ከምዚ ከማይ ክትነብሮ ትሽገር ኢኻ። ኣብ ጉዕዞ ህይወትካ እንተወሓደ ሓደ መዓልትስ ”ዓጋመ” ኢልካ ጸሪፍካ ትፈልጥ ትኸውን ኢኻ? ከይትኸውን ‘ውን ትኽእል።
    ካልእይ ነገር ኣብ ከም’ዚ ናትና ሕብረተ-ሰብን ስነ-ኣኣምሮኣዊ ኣቃውምኡን ዝተሰርሐ ኣተሓሳስባ ውልቀ-ሰባት ኣብ’ዚ ኣልዒልካዮ ዘለኻ ዛዕባ ካብ ስምዒት ወጺኡ ነዚ ኩሉ ማዕዳታትካ ክነብሮ ይኽእል ዶ? ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዓበየ ትግራዋይሲ ነዚ ኩሉ ዘለፋታት ሰጊሩ ክሩዕ ትግራይ ዝመበቆሉ ኤርትራዊ ኮይኑ ነዛ ዓለም ነቢሩዋ ኢልና ክንድምድም ንኽእል ዶ? በቲ ሓደ ወገን ድማ ከምኡ። እቲ መደምደምታ እቲ ናይ መምህር ኣማኑኤል ነጥቢ እዩ። ኣይኮነን ዶ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይንሲ፡ ኩሉ ሰብ ማዕረ ”ሰበይ እየ” ኢሉ ምስ ዝኣምን ብልክዕ ማዕረ’ዩ። ኣብ ፖለቲካዊ ዶባትን ንሱ ዝሓቕፎ ፖለቲካዊ መንነት ክሳብ ዝኣመንና፡ ኣሚንና ካኣ ንነብሮ ዘለና ፡ ግና ዓጋመ ኣብ ምድርን ሕብረተ-ሰብ ዓጋመን ልዕሊ ኣብ ኤርትራ ክብረት ኣለዎ። ብዝኾነ ኣቦይ ወልድኣብ ዝኾነ ይኹን መበቆል ይሃልዎም ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ከም ኣቦ ሃገራዊ ሓድነትን ናጽነትን ስለ ዘኽብሮም ንዘልኣለም ብኣበርክተኦም ክነኽብሮም ኢና። ዋላ ኣመሪካዊ ኮይኖም ከምቲ ዝገበሩልና እንተዝገብሩ ብወገነይ ኣብ ርእሲኦም ዘለኒ ክብረት ግራም ኣይምጎደለን። እቲ ዘሕዝን ኣብ’ዚ ንስኻ ዝሃብካና ደረጃ ንቕሓት በጺሖም ፥ ካብቲ እቲ ሕብረተ-ስብ ንሰባት ብትውልዶም እናምዘነ ይጥምት’ዩ ዝብል ጥርጣረ ብምብጋስ ንህዝቢ ኤርትራ ዝሃስዩ ምህላዎም እዩ። ”ዓጋመ” እናተባህለ ዝዓበየ ቆልዓ ነቲ ዓጋመ ዝብሎ ዝነበረ ህዝቢ ናይ ምብዳል ተኽእሎኡ ዓቢ ዩ። ፍልጠቱ ንቕሓቱ ብሕነ ምፍዳይ ክብለጽ ይኽእል እዩ።

    ካልእ ”ካብ ብሎኮ ጎዳይፍ ንደቡብ”””””ገለ ዝበልካያ ነጥቢ ኣላ። ደጊምካ ኣስተብህለላ። ዘላፊትን ካብ ብሎኮ ጎዳይፍ ንሰሜን ወገን ንዘለዉን ኤርትራውያን ኣልማማ ትመዝንን ትመስል። ከም ኣካል ናይቲ ብሱል ጽሑፍካ ኣብዚ ክትኣቱ ኣይምተገብኣን።

    ምስናይ ኣኽብሮት

  • Aladin December 21, 2013

    Ema,
    Interesting one!!

  • Yerhiwo December 21, 2013

    Emma nice to see your picture again!!! I did not see your post due to technical error that reads: “pdf loading”, but I am very happy to hear from you!

    You are a hero in my eye Amnuael Mahdere…wherever you are, I hope one of our sisters marry you and bring you to the West. We need a hero journalist like you in the struggle against the Mafia regime!!

    I have suggested this marriage thing to the single sisters a long time ago and I don’t if you have received any proposals.

  • daniel tarikh December 21, 2013

    ዝኸብረካ ኣማንኤል
    ብዕድሜኻ ንእሽተይ ትመስል፣ ግን ኣዝዩ ዝድነቕ ብልሒ ዘለካ መንእሰይ ምኹኣንካ ጽሑፋትካን ኣቡ ዝንጸባረቕ ሓያል ሓሳባት ዝምስክሮ ሓቅን ክውንን እዩ። ኣገናዕ እዚ ሓወይ። እንቁኣዕ ሓወይ ዝብለካ ዝንየተልካ ናተይ ኮንካ። ነዚ ትውፍዮ ዘለካ ኣገልግሎት ዘለኒ ምስጋና ወሰን የብሉን። ከምዚ ዛኣመሰል ሃብታም መሃሪ ሓሳባት ካብዘየንብብ ግዜያት ሓሊፉ ኣሎ። ናይ አቶ ወልደኣብ ጽሑፍን ተረኽቦን ጠቒስካ፣ ዝሃብካና ኣስተምህሮ ኣዝዩ ረዚንን፣ ንናይ መንነት ዝብል ኣረኣኣያና ዳግመ ግምት ክንገብረሉ ዝድርኽ እውን እዩ። ናዓይ ውን ካብ ነዊሕ እዋን ጅምር ግድፍ ዘብሎ ዝነበርኩ ጽሑፍ ብዛዕባ ዓይነታት መንነትን ምትእስሳር መቦቆልን ፖለቲካዊ መንነትን ኣብ ኤርትራ ወዘተ ክደፍኣሉን እንተክኢለ እውን ናብ ንባብ ከብከኦ ዘተባባኣን እዩ። ክቡር ሓው፣ ጽሑፋትካ ንምንባብ ኣዚና እንሃርፍ ኣለና እሞ፣ ኣይትተፈኣና። በርትዕ ኣጆኻ!!

  • araya_11 December 21, 2013

    For those who are having problem to open the PDF, make sure you click on the PDF link at the bottom of the article to the left side,,,,

  • robiel December 21, 2013

    Amanuel. U r not going to change anything. Where do u c ur self in 5 yrs ?

1 2 3 4

Post a Reply to Kabbire Cancel Reply