Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብሪጋደር ጀነራል ገብሪሂወት ዘሚኪኤል (ወዲ ሊቀ) ኣብዚ ቕንያት’ዚ ዓሪፉ። ኣቐድም ኣቢሉ ‘ውን ሓላፊ ፋብሪካ ዕንጸይትን ሓጺንን ሰንበል ዝነበረ ለቴናል ኮለኔል ገረዝጊሀር ኣሽመላሽ ከምዝዓረፈ ይፍለጥ።

ኣብ 1973 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፉ ክሳብ ሓላፊ ክፍለሰራዊት ደረጃ መዝነት በጺሑ ዝነበረ ብሪጌደር ጀነራል ገብሪሂወት ዘሚኪኤል (ወዲ ሊቀ)፣ ኣብዚ ቕንያት'ዚ ኣብ መበል 59 ዕድሚኡ ዓሪፉ። ኣቐድም ኣቢሉ 'ውን ሓላፊ ፋብሪካ ዕንጸይትን ሓጺንን ሰንበል ዝነበረ ለቴናል

ኣብ 1973 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፉ ክሳብ ሓላፊ ክፍለሰራዊት ደረጃ መዝነት በጺሑ ዝነበረ ብሪጌደር ጀነራል ገብሪሂወት ዘሚኪኤል (ወዲ ሊቀ)፣ ኣብዚ ቕንያት’ዚ ኣብ መበል 59 ዕድሚኡ ዓሪፉ።

ኣቐድም ኣቢሉ ‘ውን ሓላፊ ፋብሪካ ዕንጸይትን ሓጺንን ሰንበል ዝነበረ ለቴናል ኮለኔል ገረዝጊሄር ኣሽመላሽ ከምዝዓረፈ ይፍለጥ።

imageedit_23_8313960023ኣብ ዝሓለፈ ቁሩብ ሰሙናት ሓላፊ ፋብሪካ ዕንጸይትን ሓጺንን ሰንበል ዝነበረ ለቴናል ኮለኔል ገረዝጊሄር ኣሽመላሽ ብሓይልታት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ቅድሚ ሰራሕተኛታቱ እናተገፍዐ ናብ ቤትማእሰርቲ ከምዝተወስደ ኣብ ዜናታት ኣሰና ተሓቢሩ ነይሩ እዩ።

ይኹን እምበር፣ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣሲሩዎ ምንባሩ ከዊሉ፣ ኣብ ሕክምና ሓይሊ ኣየር ሕክምናዊ ክንክን እናተገብረሉ ከምዝዓረፈ ይጠቅስ።

ካብ 2013 ክሳብ ‘ዚ እዋን ‘ዚ በብግዚኡ ዝዓረፉ ፍሉጣት ተጋደልቲ ነበር ንምፍላጥ ንባብ ቀጽሉ፣

aseye.asena@gmail.com

Review overview
40 COMMENTS
  • WediHagher January 17, 2015

    In Higdef’s Eritrea, some are buried like kings and some are buried in unmarked graves.

  • simon22 January 17, 2015

    In a bad and good time he serve his country rip

  • Truly Truly i say to you January 17, 2015

    ትዝክሩ ተኾይንኩም ውልቀ መላኪ ኢሳያስ ኣብ ሃደ ቃለ መጠይቅ (ኢንተርቪው)ስለምንታይ እቲ ስርዓት ብናይ ወጻኢ ፖሊሲ ይኹን፣ገለ ህግታት ንምምህያሽ ደይገላበጥ ብሃጺሩ ስለምንታይ ደረቀኛ መርገጺ) ኩልግዜ ይህዝ ዘስምእ ሕቶ ምስተሃተተ ክምልሽ እንከሎ፣ እናሳሃቀ ኣንስ ነዚ ሕቶ ገለ ሰባት ንገብረሕይወት ዘሚኪኤል(ወዲ ሊቀ) ምስሓተትዎ ከምዚ ኢሉ መሊሹ ኢሎም ንዝሓከይኑ ክነግረኩም ኢሉ ወዲ ሊቀ ” ክትገላበጥ ክትብል´ኮ ምስባር ኣሎ ” ኢሉ በታ ዝመለሳ መልሲ ኣዝዩ ከምዝኣገበን ከምዝስማማኣላን ብዘስምእ ቃና መሊሹ ከምዝነበረ ትዝክሩ ትኾኑ። ይኹን እንበር ብናተይ ግምት ንወዲ ልቄ ሕጂ ንሞት ዘብጽሃቶ ክትገላበጥ ኢልካ ምስባር ጥራይ ደይኮነ “ዘይተገላበጠ ቅጫም ብግዜ ውኢሉ ሓዲሩ ምሕራሩ ከምዘይተርፎ ስልዝተረድዕ” ይመስለኒ ነዚኣ ካልኣይቲ ምስላ ንበላ ሕክያ´ከኣ እቶም ናይ እዝኒ 03 ጃሱሳት “ወድ ልቄ መሲሉ ተዛሪቡ ኢሎም ምናልባሽ ንኢሳያስ ሓክዮም ሃሰዮሙሉ ከይኮኑሞ፣ በዚ ዝተቆጠዕ ኢሳያስ ወይለከይ እምባኣር እዚኣ ሰብዓይ ጸባይ ቀይራ “ከይትሓርር እንገላበጥ ኢላ ክትመክር ጀሚራ” ኢሉ በሉ ከይቀደመትኒ ተጣበቡላ ኢሉ ንጃሱሳቱ መምርሒ ሂቡ ስለለዘደቀስዎ ይኸውን፤ ሎሚ ብሃንደበት ከምዝሞተ ኣምሲሎም ክሸፋፍኑ ዝፍትኑ ዘለዉ።
    እቲ ቀንዲ ከመሓላልፎ ዝደለኹ መልዕክቲ ክሳብ መኣስ እዩ ኩል ግዜ ነቶም ብግዜ ክገላበጡ ንዝሓሰቡ ኢሳያስ እናቀደመ ዝቅንጽሎም? እቲ ዋላ ይደንጉይ ብግዜ ምስውጹእ ሕዝብኻ ንምውጋን ምውሳን ንኹሉ ናይ ቀደም ሓጥያት ዘስተሰርይ ቅዱስ ውሳኔ እንተኾነ ዋላዃ እንተአመናሉን ነዚ ክዉስኑ እንተመኸርናን፣ ግናስ ኩል ግዜ እቲ ገበል እናቀደመ ዝውህጦም ተኾይኑ፣ ንነፍም ኮነ ንሕዝቢ ዘሞጽዖ ጠቀሜታ ስለዘየብሉ ነዚ ነገር ክነቅሁሉ ደጋጊምና ምዕዶና ነቅርብ።

    • መርሃዊና January 18, 2015

      Truly Truly – ከምዚ ኣባህላኻስ ንወዲ ሊቀ ኢሳያስ እዩ ቀቲልዎ ኢኻ ትብለና ዘለኻ። ዘረባ ቆልዓ፥ ከምዚ ጌርካ ምስ እልፊ ካብ ኣፍንጨኦም ኣርሒቖም ዘይሓስቡ ደናቑር ኼንካ’ስ ብልጽግቲ ፤ ፍትሓዊት ፤ ዲሞክራስያዊት ኤርትራ ክትምስረት! ወይ መከራ

  • Simon G. January 18, 2015

    ከምዝን ከም በዓልዝን ልሙሳት ሓለፍቲ: ንዓዲ ብፍላጥን ብዘይፍላጥን ዝረመሱ: ሂወቶም ተሰኣኑ ዘሕዝን ኣይኮነን።
    በዓል እዚ ጸማምት: ኣብ መሪሕነት ኮፍ ኢሎም ህዝቦም ዝጨፍለቑ ሙሽሙሻት: ሂወቶም ተሰኣኑ ዘሕዝን ኣይኮነን።
    በዓል እዚ እንስሳታት: ንጹሃት ውፉያት የሕዋቶም ቀንጺሎም: ሂወቶም ተሰኣኑ ዘሕዝን ኣይኮነን።
    በዓል እዚ ስሱዓት: ኣምዑት ደቆም ኣውጺኦም ንሽላታት ዝቐለቡ: ሂወቶም ተሰኣኑ ዘሕዝን ኣይኮነን: እንታይ ደኣ: ሓጎስ’ዩ። ነቶም ከምኡ ዝበሉ ዓመጸኛታት: ከም ናቱ የማስሎም! ኣሜን።

    • ኣርዓዶም January 18, 2015

      100 ካብ 100% ምስ ስምኦን ይሰማማዕ ኢየ ኣነ። ብሰንኮም ብሰንኪ ኣብ መሪሕነት ዝርከቡ ኢዩ ሃገርን ህዝብን ዝሮምሮ ኮይኑ ዘሎ። ስለዚ ብዓል እዝን ወድ ከምዝን እተሞቱ ሓዘና ጎደለ እምበር ኣይንክን።

  • m January 18, 2015

    the Evil dictator isyas Wedi medhn berade he will kill all our pepole but i wish and i hope one day he will go to hell, we Eritrean we are very cowerdes and selfish pepole we only talk we do nothing that’s why we suffering a lot

  • Mesinas January 18, 2015

    “ኣግላይ” እዛ ቃል ኣብ 1998 እየ ንመጀመርያ ግዜ ከም ቃል ሰሚዐያ። ሽዑ መራኸቢ ብዙሃን ህግደፍ፡ ‘ወያነ ንሰራዊቶም ብኣግላይ እዮም ዝቐብርዎም ዘለዉ!’ ክብላ ምስ ሰማዕኩወን’የ እንታይነት ናይታ ቃል ክሓትት ወሲነ። ኣብ መዝገበ ቃላት ትግርኛ’ኳ ዘላ ኣይመስለንን። ካበይ ከም ዝመጸትውን ንኣይ ፍሉጥ ኣይኮነን። ትርጉማ ግን ቀባሮ ማለት’ያ። ደማሒ ኢሳያስ ኣፈጨርቂ ከኣ ኣግላይ ሓርበኛታት ናጽነት ኤርትራ ኮይኑ፡ ናብ መቓብር ሓርበኛታት ብደስታ ይመላለስ ከም ዘሎ ሰሚዐ ኣለኹ። ‘ብሃንደበታዊ ሕማም ዓሪፉ!’ እናበለ ዘዘየድልዩዎ ወይ ድማ ዘዝተጠቐመሎም ሰባት ብስውር የጥፍኦም ኣሎ! ኣብ ቅትለቱ ስለ ዘይወዓልና ግን ጌጋን ሓጥያትን ይኽልኣልና እናበልና ኢና!

    • መርሃዊ January 18, 2015

      ናትካ ይሓይሽ

    • nebelbal7 January 18, 2015

      Mesinas,
      This is not a correction but a suggestion
      “ኣግላይ”..ትርጉማ ግን ቀባሮ ማለት’ያ።
      Brother, I am not really sure if the word (ኣግላይ) applies to all people who attend a funeral. The word makes more sense if it is applied to people who choose to cut short their journey in order to attend a funeral or an event. In other words, it sounds like being present suddenly at place, an event or…..

  • Michael Tesfamariam January 18, 2015

    Let them go.

  • alem k. January 18, 2015

    Thank you Assenna for compiling and posting our fallen gedayim tegadelti. My dear brothers and sisters Lets examine individually who this people were and what they represented back then and their transformation and who they became after our independence. It is unfortunate and shame some of them sold their souls and became corrupt criminals and brought grief and agony to our people, and became conspirators to throw their bunker buddies into dungeons. Where as some of them didn’t get corrupted and refused to bow down to tyranny and refused to be intimidated by the criminal dictator ISAYAS AFEWORKI and refused to join the crime spree, theft, prostitution, murder and human right abuse of the criminal régime. I wonder how many of them died because of natural causes and I wonder how long will it be before the truth comes out and we know that how many of them got murdered by poisoning, orchestrated car ACCIDENT, chocking, suicide, alcohol poisoning, bullet wounds. It is a matter of time like everything else it will come out. I wonder and it seems,if this is one of the murderer ISAYAS AFEWORKIS expedited purging and substitution of HGDEF leadership by his DMHIT body guards. ( Too many deaths in a the past couple years). I wonder what will be the next, murder, suicide or natural cause news for 2015? would it be Yemane monkey died because of car accident, Hagos kasha died because of natural causes, Sebhat Efrem took his own life or ISAYAS got killed by his body guard.

  • Tes January 18, 2015

    Lezety…zeyrebhu akalb iseyas. Burn in he’ll .

  • ERITRAWIT January 18, 2015

    Ezey zmotlew maltey mo raywo nay werhey nay maltey fleley eu zelewo kemey k-kwen ykele?

Post a Reply to Sossena Cancel Reply