Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብሪጋደር ጀነራል ገብሪሂወት ዘሚኪኤል (ወዲ ሊቀ) ኣብዚ ቕንያት’ዚ ዓሪፉ። ኣቐድም ኣቢሉ ‘ውን ሓላፊ ፋብሪካ ዕንጸይትን ሓጺንን ሰንበል ዝነበረ ለቴናል ኮለኔል ገረዝጊሀር ኣሽመላሽ ከምዝዓረፈ ይፍለጥ።

ኣብ 1973 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፉ ክሳብ ሓላፊ ክፍለሰራዊት ደረጃ መዝነት በጺሑ ዝነበረ ብሪጌደር ጀነራል ገብሪሂወት ዘሚኪኤል (ወዲ ሊቀ)፣ ኣብዚ ቕንያት'ዚ ኣብ መበል 59 ዕድሚኡ ዓሪፉ። ኣቐድም ኣቢሉ 'ውን ሓላፊ ፋብሪካ ዕንጸይትን ሓጺንን ሰንበል ዝነበረ ለቴናል

ኣብ 1973 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፉ ክሳብ ሓላፊ ክፍለሰራዊት ደረጃ መዝነት በጺሑ ዝነበረ ብሪጌደር ጀነራል ገብሪሂወት ዘሚኪኤል (ወዲ ሊቀ)፣ ኣብዚ ቕንያት’ዚ ኣብ መበል 59 ዕድሚኡ ዓሪፉ።

ኣቐድም ኣቢሉ ‘ውን ሓላፊ ፋብሪካ ዕንጸይትን ሓጺንን ሰንበል ዝነበረ ለቴናል ኮለኔል ገረዝጊሄር ኣሽመላሽ ከምዝዓረፈ ይፍለጥ።

imageedit_23_8313960023ኣብ ዝሓለፈ ቁሩብ ሰሙናት ሓላፊ ፋብሪካ ዕንጸይትን ሓጺንን ሰንበል ዝነበረ ለቴናል ኮለኔል ገረዝጊሄር ኣሽመላሽ ብሓይልታት ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ቅድሚ ሰራሕተኛታቱ እናተገፍዐ ናብ ቤትማእሰርቲ ከምዝተወስደ ኣብ ዜናታት ኣሰና ተሓቢሩ ነይሩ እዩ።

ይኹን እምበር፣ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ኣሲሩዎ ምንባሩ ከዊሉ፣ ኣብ ሕክምና ሓይሊ ኣየር ሕክምናዊ ክንክን እናተገብረሉ ከምዝዓረፈ ይጠቅስ።

ካብ 2013 ክሳብ ‘ዚ እዋን ‘ዚ በብግዚኡ ዝዓረፉ ፍሉጣት ተጋደልቲ ነበር ንምፍላጥ ንባብ ቀጽሉ፣

aseye.asena@gmail.com

Review overview
40 COMMENTS
  • Hager January 17, 2015

    Which is correct Ghebrehiwet Afewerki or Ghebrehiwet Zemichael?

    • Daniel January 17, 2015

      Gerezgiher gebreafwerki.

  • Solomir January 17, 2015

    Arbi Harnet‎Eritrean Youth Solidarity for change
    1 hr ·
    ህዝቢ ኣስመራ ጽዑቝ ግፋ መኪቱ
    Eritrea: Amazing solidarity against gifa in Asmara
    Asmara was this afternoon in the grips of the worst giffa (raids) that the city had seen for a long time. The raids weren’t carried out by Demhit (TPDM) but by Eritrean forces who mounted a well coordinated surprise attack at a time when many residents were out and about.
    There were power cuts for most of the evening, and power was restored only after the raids ended.
    However there was a lot of cooperation amongst residents who were informing each other of the various hotspots and hiding places. The young people named the armed forces ‘the gunners’ or ‘Arsenal’ and were using footballing codes to keep each other informed.
    The raids were targeting young men who should be at the National Service as well as older men between the ages of 40 and 60.

  • Solomon January 17, 2015

    ኣብቲ መቓብር ሓርበኛታት ተባሂሉ ዝጽዋዕ ናይ ጥበራ ጉድጓድ ዝተቐብረ ገዲም ተጋዳላይ ኣዝዩ ብዙሕ ኢዩ። ካብቶም ኣብዘን ክልተ ዓመታት ጥራይ (2013 ክሳብ 2014) ብ”ሃንደበታዊ ሕማም” ዝተቐብሩ ገዳይም ሓለፍቲ እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፤
    1. ኣስመራ 3 ጥሪ 2013 ተጋ. ሑሴን ዑመር ሻህርያ
    2. ኣስመራ 2 ለካቲት 2013 ኮ/ል ዓብዱራሕማን ማሕሙድ ጃስር
    3. ኣስመራ 8 ግንቦት 2013 ተጋ. መሓመድ እድሪስ ጥሉል
    4. ኣስመራ 1 ሰነ 2013 ተጋ. ኮ/ል ስዩም ሃብተማርያም /ላጅኢን/
    5. ኣስመራ 18 ሰነ 2013 ተጋ. መሓመድ ዑመር ሱባ
    6. ኣስመራ 15 ሓምለ 2013 ተጋ. ኮ/ል መሓመድ ስዒድ ሳልሕ
    7. ኣስመራ 04 ነሓሰ 2013 ሚኒስተር ወልደሚካኤል ገብረማርያም
    8. ኣስመራ 22 ጥቅምቲ 2013 ኮ/ል ኣሕመድ ዑስማን መሓመድ
    9. ኣስመራ 11 ታሕሳስ 2013 ተጋ. ምሕረትኣብ ተስፋጊዮርጊስ
    10. ኣስመራ 17 ጥሪ 2014 ኮ/ል ኣማንዝጊ ጋርዛ
    11. ባጽዕ 07 ለካቲት 2014 ኮ/ል ኢብራሂም ኣሕመድ ዓሊ
    12. ኣስመራ 24 ለካቲት ኮ/ል ዘርእዝጊ መንግስቱ
    13. ኣስመራ 06 መጋቢት 2014 ሜ/ጀ ገረዝግሄር ዓንደማርያም ውጩ
    14. ኣስመራ 21 መጋቢት ብ/ጀ መብራህቱ ተኽለኣብ /ቫይናክ/
    15. ኣስመራ 21 መጋቢት ብ/ጀ ኣማኑኤል ሃይለ /ሃንጀማ/
    16. ኣስመራ 21 መጋቢት ገዲም ተጋ. ደሱ ተስፋጽዮን
    17. ኣስመራ 17 ግንቦት 2014 ገዲም ተጋ. የማነ ተወልደ /ወዲ ማማ/
    18. ኣስመራ 28 ግንቦት 2014 ገዲም ተጋ. ኣማኑኤል ገብረስላሴ
    19. ኣስመራ 21 ሰነ ኮ/ል ኪዳነ ምዒተልካ
    20. ኣስመራ 29 ሰነ 2014 ኣቶ ነጋሽ በረኸትኣብ
    21. ከረን 01 ሓምለ 2014 ኮሎ. ትንሳኤው ሃይለ
    22. ኣስመራ 04 ሓምለ 2014 ኮሎ. በረኸት ተስፋጽዮን /ወሎ/
    23. ኣስመራ 07 ሓምለ 2014 ተጋ. ግርማይ ተስፋጽዮን /ብሬን/
    24. ኣስመራ 18 ሕዳር 2014 ተጋ. ጸጋይ ካሕሳይ
    25. ኣስመራ 07 ጥሪ 2015 ለ/ኮ ገረዝግሄር ኣስመላሽ
    26. ኣስመራ 15 ጥሪ 2015 ብ/ጀ ገብረሂወት ዘሚካኤል /ወዲ ሊቀ/
    ሞት ክናና ንኢሳይያስ!
    ለይቲ ኤርትራ ክወግሕ’ዩ!!
    ን’’መቓብር ሓርበኛታት” ተዳለዉ!
    መልእኽቲ ንሰብ ተርታ
    ረድኢ መሓሪ /ኣለና/ 16 ጥሪ 2015

    ከምቲ መዘንኡ ምስ ሞተ፡ ‘ሆእ! ሞት ገርገረት’ ዝበሎ ሞት ዘይስቆሮ ዝነበረ ሰብኣይ፣ ሕጂ’ምበኣር ኢያ ሞት መዛኑ ዝገርገረት። ኣንቱም ብደውኩም ዝጃጆኹም ሰራዊት ጎልያድ፡ ደጊም ሞት ንማዕጾ ገዛኹም ትኹሕኩሕ ኣላ’ሞ ተዳለዉላ። ኢሳይያስ ኣብ ዛዕጎሉ ባህ ንዘይበሎ መኮነን ገና ክቐዝፍ ኢዩ። እቲ ቀንዲ ኣገዳሲ ዕዮ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኤርትራዊ መንነት ንምጥፋእ ኢዩ። ኤርትራዊ መንነት ንምጥፋእ ከኣ፡ ቅድም ደረጃ ብደረጃ ንኤርትራውያን ከዳኽምን ከጥፍእን ስለዝነበሮ፡ እነሆ ብጋህዲ ይትግብሮ ኣሎ።
    እቲ ብድሕሪ መጋረጃ ዝእለም ርክያሞ ህግደፍ፡ ኤርትራዊ ንያትን ኒሕን፡ ህዝባዊ ክብርታት፡ ወግዒታት እንዳባን ወርቃዊ ታሪኽን ንምቕባር ኢዩ። ካብ ግዜ ናብ ግዜ ክትግብሮም ንዝመደቦም ጉዳያት፡ ንኤርትራውያን ከም ገረብ ብሓኽላ ብዘይ ዕንቅፋት ይጽልጽሎም ኣሎ።
    ኢሉ ኢሉ ድማ፡ መሬት ኤርትራ በቶም ብልቡ ኣጸቢቑ ዝኣምኖም ተወለድቲ ትግራይ ዝኾኑ ሰራዊት ደምህት ኣውሪስዎ ይርከብ። ንሳቶም ፈተሽቲ፡ ንሳቶም ኣሰርቲ … መርመርቲን ቀተልቲን።
    እዚ ከኣ ገበነኛ ውልቀ-መላኺ ኣዕዋፍ ጩቕ-ጩቕ ከይበላ ዝጀመሮ ዓሌት ናይ ምጽናት ወፍሪ ኢዩ። ኢሳይያስ ኣብ ማእከል ኤርትራውያን ኮይኑ ዘሽካዕለለን ሃገር ዝበታተነን ሓደገኛ ተኹላ ኢዩ። ኣንቱም ሰባት! ‘ገ እናበሉኻ’ዶ ትጋገ’ ከም ዝበሃል፡ ሰኣን ብትኽ! ሰኣን ንጣብ ሓሞትን እንኮ ዓረርን ህዝቢ ይጸንት ኣሎ’ሞ ሕጂ’ኸ ተራ መን ተረፈ! በሉ።
    እዚ መርዛም ሰብ’ዚ ልኡኽ ባዕዳውያን እንተዘይነብር፡ ሎሚ ኤርትራ ሃገርና ብኹሉ መለክዒታታ ከምዚ ኣምበይምኾነትን። ንኤርትራ ብድሕሪ 24 ዓመታት እስከ ረኣዩዋ! ኤርትራ ትማሊን ሎሚን ንምግላጽ፡ ኣብ ሓጺር ግዜን ኣብ ጭራም ወረቐትን ዝጸሓፍ ኣይኮነን። ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣገባብ ቅንጸላ ሰባት ካብ ተመኩሮ ሂትለር ኣጸቢቑ ተማሂሩ ኢዩ።
    ንሰባት ብገበን ኣመኽኒኻ ምእሳርን ምጽጻይን፡ ንገለ ድማ ኣጸሊምካን ኣነዊርካን በብቑሩብ ከም ዝጠፍኡ ምግባር፤ ካብኡ ሓሊፉ ከኣ እቲ ካብ ነዊሕ ዓመታት ዝሰርሓሉ ዝነበረን ገና’ውን ደቀባት ዘጽንተሉ ዘሎን ስዉርን ረቂቕን ኣቀታትላ ኢዩ። ካብ ነዊሕ ዓመታት ህዝቢ ዘየስተብሃለሉ “ብሃንደበታዊ ሕማም” ዝሓለፉ ዜጋታት ኤርትራ፡ ብፍላይ ከኣ ተጋደልቲ ነበር ማእለውያ የብሎምን።
    ብጉዳይ “ሃንደበታዊ ሕማም” ሰባት ኣብ ሞት ዓሊ ሰይድ ዓብደላ ኢዮም ሰጋእ ክብሉ ዝጀመሩ። ዓሊ ሰይድ ኣብ ነፍስ-ወከፍ ደገ በጺሑ ኣብ ዝምለሰሉ ዝነበረ ግዜ፡ ኤርትራ ንዝነበራ ኣህጉራዊ ጸቕጢን ዲፕሎማስያዊ ተነጽሎታትን ይነግሮ ከም ዝነበረ ይዕለል ነይሩ ኢዩ። እንተኾነ ኢሳይያስ ስኽራንን ዕንደራን’ምበር ብዛዕባ ሕሰም ሃገርን ህዝቢን ክሰምዕ ይደሊ ስለዘይነበረ፡ ንዓሊ ሰይድ ቅድም ኢዱ ክሳብ ዝስበር ሃሪሙዎ ነበረ። ድሒሩ’ውን ሰላም ምእንቲ ክረክብ፡ ብመርዚ ንከጥፍኦ ኢዩ ወሲኑ። ዓሊ ሰይድ ሽዑ መዓልቲ ምስ ተጋደልቲ ሓለዋ ሰውራ ነበር ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ /ፍልፍል/ ኣብ ዝተገብረ በዓል ኢዩ ውዒሉ።
    ኣጋ ምሸት ከም ልሙድ ኣስመራ ምስ ኣተወ ከኣ ኣብ ኤክስፖ ኣማሰየ። ንገዝኡ ፍርቂ ለይቲ ብምሉእ ጥዕንኡ ኢዩ ኣትዩ። ወጋሕታ ሰዓት 3፡30 ግን ብብርቱዕ ከም ዝሓመመን፡ ንበዓልቲ ቤቱ ጸባ ኣፍልሕለይ ከም ዝበላን ይፍለጥ። ብድሕሪ ሰዓት 4፡00 መመሊሱ እናገደዶ ምስ ከደ ከኣ፡ በዓልቲ ቤቱ ናብ ሆስፒታል ብህጹጽ ወሰደቶ። ኣብቲ ሆስፒታል ዶክተር ሃይለ ምሕጹን ካብ መደቀሲኡ ተጸዊዑ መጺኡ ይበሃል። ንሱ ጥራይ ኢዩ ከኣ ዝተቐበሎ፡ ንሳ ወይ ካልኦት ሰባት ንክኣትዉ ኣይተፈቕደሎምን። ንግሆ ድማ “ብሃንደበታዊ ሕማም” /ስትሮክ/ ከም ዝዓረፈ ብዜና ተነግረ።
    ጉዳይ “ሃንደበታዊ ሕማም”፡ ኢሳይያስ ብኣዝዩ ረቂቕ ኣገባብ ዝጥቀመሉ፡ ሓደገኛ መርዚ ኢዩ። ቅድሚ ዓሊ ሰይድ ናብ በዓል ኮሎ. ሓድጉ ሃብረገርግሽ፡ /ኮምሬድ/ መሓመድ ስዒድ ባረህ ወ.ዘ.ተ. ዝተሰርሓሉን፡ ገና’ውን ዝቕጽል ዘሎን ኤርትራውያን ደቀባት ናይ ምጽጻይ ወፍሪ ኢዩ። እዚ ካሪክለም’ዚ ካብ 1970 ብቅንጸላ ኣብርሃም ተወልደ ኣብ ዓላ ዝጀመረ ኮይኑ፡ ኣብ 1973-1976 ከኣ ብኣልማማ ተራእየ። ብድሕሪ ናጽነት ካብ 1993 ኣድማ ተጋደልቲ፡ ዝቐጸለ ሕቶ ስንኩላን ተወሰኾ። እቶም ንመንገዱ፡ ንጉዕዞ ‘ትግራይ ትግርኚ’ ዘስግእዎ ዝነበሩ ገዳይም መሪሕነት ውድብ ህዝባዊ ግንባር ከኣ፡ ኣብ ባድመ መጋርያ ኲናት ኣጒዱ፡ ‘ተንበርከኽቲ’ ብዝብል ጸለመ፡ ኣብ ጎዳጉዲ ዒራ-ዒሮ ንዘለኣለም ኣሕቀቖም። ኢሳይያስ ብናጽነት ኤርትራ ተጣዒሱ ኢዩ። ደም ስዉኣት ኣብ ቅድሚኡ ከኣ፡ ደመ-ከልቢ ኢዩ። ንህዝቢ ኤርትራ ኣላሽ ኣቢሉን ኣንበርኪኹን፡ ንኤርትራን ባሕራን ናብ ትግራይ ንምርካባ ኢዩ ዝሰርሕ ዝነበረን ዘሎን። እዚ ከይደቀስና ዝሓለምናዮ ጉዳይ ስለዝነበረ፡ መዓልታዊ ቅንጸላን ህላዌ ሰራዊት ደምህትን ይመስክር።
    ‘ጭሕሚ ብጻይካ ክላጸ፡ ንጭሕምኻ ማይ ልኸ!’ መልእኽቲ ነቶም ኣብ ሪጋ ሞት ተሰሪዖም ዘለዉ ሰብ ተርታ። ሎሚ’ውን ኢንፍዩዥን ረኺቡ ዕድመ እንተለቀበ፡ ነቶም ክጻብኡኒ ይኽእሉ ኢዮም ኢሉ ዝግምቶም በብሓደ ክቕርሞም ተዳልዩ ይርከብ። ኣብቲ ናይ ሻራይ-ሻራኻ ውጩን ፊሊጶስን ናይ ቲፎዞ ዓመታት፡ ጸግዒ ውጩ ዝነበርኩም ጀነራላት፡ ኮሎኔላት፡ ገዳይም ተጋደልቲ፡ ሰብ ሃብቲ ወይልኹም! ሞት ኣብ ቅድሜኹም ኮይና ትድብል ኣላ፡ ሎሚ ስለ ሂወትኩምን ዕድል ደቅኹምን ኣገዳሲ ስጉምቲ እንተዘይወሲድኩም፡ ኣብ ሓጺር ግዜ፡ ከምዞም ደድሕሪ ውጩ ዝስዕቡ ዝነበሩ፡ ድሕሪ ወዲ ሊቀ ብተርታ ክትስዕቡ ኢኹም። ኢሳይያስ ንኤርትራውያን ብገንዘብን ሽመትን ምትላል ውዒሉ ዝሓደረሉ ሰባብ ጥበብ ስለዝኾነ፡ እከይ ተግባራቱ ኣይዓርፍን ኢዩ።
    ኣብ ዝኾነ ኣገዳሲ መድረኽ ምስ ዝሰርሑሉ ሰባት ግዚያዊ ኪዳን ኢዩ ዝገብር። ንኣብነት ኣብቲ ተዋጢሩሉ ዝነበረ ናይ 1973 ምንቅስቓስ፡ ነቶም ቀንዲ ዝደልዮም ሰባት ንምእሳር፡ ምስ ሰለሞን ወልደማርያም ዘይቅዱስ ኪዳን ገበረ። ኣብቲ ግዜ’ቲ ነቶም ሕቶ ዲሞክራሲ ዘበገሱ ደቂ ህዝቢ ብዘይካ ሰለሞን ወ/ማርያም ዝኣስረሉ ሰብ ኣይነበረን። ኮነ ድማ፡ ሰለሞን ወ/ማርያም ንሙሴ ተስፋሚካኤልን ንመብራህቱ ወልዱን ብዕለት 01 ለካቲት 1974 ዓ.ም. ሰዓት 5፡30 ድ.ቀ. ኣዳህሊሉ ኣሰሮም።
    ‘ወይልኻ ጣላ ብዕራይ ምስ ተረፍካ ዳሕራይ’ ከም ዝበሃል፡ ኣንቱም ኣብ ቅድሚ መልኣከ-ሞት ተኾዲምኩም ዘለኹም መኮንናት ህግደፍ! ታሪኽ ይድገም ኣሎ። ሎሚ’ውን ነቲ ዘስግእዎ ሰባት ክኣስረሉ ዝኽእል ንሜ/ጀ ፊሊጶስ ወደዮሃንስ በትረ-ስልጣን ሂቡ፡ ከም ሃዳናይ ከልቢ ቾብላ! ኢሉዎ ኣሎ። ፊሊጶስ ኣብ መንጎኡን ሜ/ጀ ውጩን ንዝነበረ ጸሊም ጽልኢ ተጠቒሙ፡ ነቶም ኣብ ግዜ ውድድር ጸግዒ ውጩ ዝነበሩ መኮንናት ብኣልማማ ይኣስሮምን የደስክሎምን ኣሎ። ኢሳይያስ ከኣ ተተቐቢሉ ብመርዚ ይቐትሎም።
    ኪዳን ኢሳይያስን ፊሊጶስን ድማ ግዝያዊ’ምበር ነባሪ ኣይኮነን። ኣብ ስርዓት ኢሳይያስ ንሰባት ከም ስሪንጋ ሓንሳብ ተጠቒምካ ምድርባይ ኢዩ። ኢሳይያስ ትንፋስ እንተረኹቡ፡ ንፊሊጶስ’ውን ብ “ብሃንደበታዊ ሕማም”፡ ብሓደጋ መኪና ወይ ብሓደጋ ሄሊኮፕተር፡ ከምቶም ዝጠፍኡ ዘለዉ መጋድልቱ ከጥፍኦ ኢዩ። ኢድ ሸናሒት፡ ጸናሒት ስለዝኾነ፣ ንግዜ ዝግደፍ ጉዳይ ኢዩ። እምበኣርከስ ሞት ንወዲ ሰብ ንቡር ኢዩ። ኣማውታ’ውን ብዙሕ’ዩ ዓይነቱ። ካብ መዓልቲ ናጽነት 1991 ክሳብ ሎሚ ዝዓረፉ ተጋደልቲ፡ መቓብሮም ይቑጸሮም።
    ኣብቲ መቓብር ሓርበኛታት ተባሂሉ ዝጽዋዕ ናይ ጥበራ ጉድጓድ ዝተቐብረ ገዲም ተጋዳላይ ኣዝዩ ብዙሕ ኢዩ። ካብቶም ኣብዘን ክልተ ዓመታት ጥራይ (2013 ክሳብ 2014) ብ”ሃንደበታዊ ሕማም” ዝተቐብሩ ገዳይም ሓለፍቲ እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፤

    1. ኣስመራ 3 ጥሪ 2013 ተጋ. ሑሴን ዑመር ሻህርያ
    2. ኣስመራ 2 ለካቲት 2013 ኮ/ል ዓብዱራሕማን ማሕሙድ ጃስር
    3. ኣስመራ 8 ግንቦት 2013 ተጋ. መሓመድ እድሪስ ጥሉል
    4. ኣስመራ 1 ሰነ 2013 ተጋ. ኮ/ል ስዩም ሃብተማርያም /ላጅኢን/
    5. ኣስመራ 18 ሰነ 2013 ተጋ. መሓመድ ዑመር ሱባ
    6. ኣስመራ 15 ሓምለ 2013 ተጋ. ኮ/ል መሓመድ ስዒድ ሳልሕ
    7. ኣስመራ 04 ነሓሰ 2013 ሚኒስተር ወልደሚካኤል ገብረማርያም
    8. ኣስመራ 22 ጥቅምቲ 2013 ኮ/ል ኣሕመድ ዑስማን መሓመድ
    9. ኣስመራ 11 ታሕሳስ 2013 ተጋ. ምሕረትኣብ ተስፋጊዮርጊስ
    10. ኣስመራ 17 ጥሪ 2014 ኮ/ል ኣማንዝጊ ጋርዛ
    11. ባጽዕ 07 ለካቲት 2014 ኮ/ል ኢብራሂም ኣሕመድ ዓሊ
    12. ኣስመራ 24 ለካቲት ኮ/ል ዘርእዝጊ መንግስቱ
    13. ኣስመራ 06 መጋቢት 2014 ሜ/ጀ ገረዝግሄር ዓንደማርያም ውጩ
    14. ኣስመራ 21 መጋቢት ብ/ጀ መብራህቱ ተኽለኣብ /ቫይናክ/
    15. ኣስመራ 21 መጋቢት ብ/ጀ ኣማኑኤል ሃይለ /ሃንጀማ/
    16. ኣስመራ 21 መጋቢት ገዲም ተጋ. ደሱ ተስፋጽዮን
    17. ኣስመራ 17 ግንቦት 2014 ገዲም ተጋ. የማነ ተወልደ /ወዲ ማማ/
    18. ኣስመራ 28 ግንቦት 2014 ገዲም ተጋ. ኣማኑኤል ገብረስላሴ
    19. ኣስመራ 21 ሰነ ኮ/ል ኪዳነ ምዒተልካ
    20. ኣስመራ 29 ሰነ 2014 ኣቶ ነጋሽ በረኸትኣብ
    21. ከረን 01 ሓምለ 2014 ኮሎ. ትንሳኤው ሃይለ
    22. ኣስመራ 04 ሓምለ 2014 ኮሎ. በረኸት ተስፋጽዮን /ወሎ/
    23. ኣስመራ 07 ሓምለ 2014 ተጋ. ግርማይ ተስፋጽዮን /ብሬን/
    24. ኣስመራ 18 ሕዳር 2014 ተጋ. ጸጋይ ካሕሳይ
    25. ኣስመራ 07 ጥሪ 2015 ለ/ኮ ገረዝግሄር ኣስመላሽ
    26. ኣስመራ 15 ጥሪ 2015 ብ/ጀ ገብረሂወት ዘሚካኤል /ወዲ ሊቀ/

    ሞት ክናና ንኢሳይያስ!

    ለይቲ ኤርትራ ክወግሕ’ዩ!!

  • nebelbal7 January 17, 2015

    Paradiso,

    “it is my hope that Assenna and its moderators will be free of unnecessary censors and deletes of our comments in 2015.”
    Can I add one word to that — unless the comment is derogatory, otherwise…

  • dan January 17, 2015

    i fear wedi medhin berad may recomend
    some warsay members to bried alive with wedi like to serve him even in the grave like egyptian histry.

  • dan January 17, 2015

    ብጣዕሚ የሕዝን ብዛዕባ ናይ ሞቱ ዘይኮነ ፍርዱ ከይተቐበለ ምኻዱ

  • Alem January 17, 2015

    The dictator with his cousins Hagos Kisha and Yemane Monkey are wiping out eritreans. Filipos and Sebhat Golfo are next….

    Wake up you corrupted and brutal Generals, security agents, spies,….be with Eritrean people. Your brother, sister, sons, daughters, nephews, nieces, in laws, etc. are suffering because of your inaction to stand up against tyrant dictator. Time is coming and you will face justice!

  • Truly Truly isay to you January 17, 2015

    I tell you 75% of them they not died by natural death as many of you meek thinking, but by an act of Isyas and Demahit army sophisticated and secreted killing retaliation method (by Fedayens)it is. From those victimised Gerezgher Andemariam (Wuchu), Amanuel (Hangema), Mebrahtu (Vainak), Desu, business man Gerezgher Asmelash, col. Amanzgi, Yemane (wodi Mama), Gebrehiwot (Wodi Liqe)are few to mention from those persecuted. Ofcourse these persecuted not in way of Ibrahim Afa and others intelectuals ( Menka ) persecuted but in different way. Isayas in 40 years time what he expertized is how systematical to extinct real Dekebat Eritreans it is, not how to protect people or to build a nation.
    ካብ ግዜ ገድሊ ጀሚሩ ንሙሑራትን ጀጋኑን ደቃባት ኤርትራውያን ብሽም መንካእ፣ የሚን ወዘተ ዝነበረ ምቅንጻልን ምጽናትን፣ ሎሚ መልክኡ ቀይሪ እዩ ዝቅጽል ዘሎ። Eritreans think Wise! Not be fool!

  • AHMED SALEH !!! January 17, 2015

    The sad part most of them passed after they ruin
    the legacy of lifetime achievements for selfish
    interest at their own people expense . Anybody
    who serve the evil deeds to inflict pain on innocent souls morally and spiritually commit
    a sin according Holy Book .
    And at the end we all face the day of judgment .

  • Mike January 17, 2015

    Assena – Well done and well said. Keeping it clean and teaching some people – respect and adhere to the rules.

    As to the men who checked out from this world – better not said a word or two – I might get off on it.

    My comment is however in the article above – those who think will still hold on to their temporary authority for life and deprive Eritrean people from their Godly given freedom – the Man with Power from Heaven has began taking them out one at a time…..

    Who will be called next to meet his/her fate from Almighty God upstairs…..how about those women in power abusing Eritrean people….. Time will catch up to them soon….

    Peace to Eritrea.

1 2 3

Post a Reply to Semhar Cancel Reply