Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስርዓት ህግደፍ ጳጳስት ኦርቶዶክስ ኣንጻር እቲ “ሓውካ ኣበይ ኣሎ” ዝብል ብጳጳስት ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ዝወጸ ጽሑፍ፥ መግለጺ ከውጽኡ ጸቕጢ ይገብረሎም ኣሎ።

ካብ ምንጪ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ዝለሓዀ ሓበሬታ ከም ዘነጽሮ፥ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ንዮፍታሄን፥ ጳጳሳትን ጸዊዖም፥ ኣንጻር እቲ ናይ ካቶሊኽ ጳጳሳት ዘውጽእዎ ሓውካ ኣበይ ኣሎ ዝብል ጽሑፍ፥ ንኸውጽኡ  ጥብቕ ዝበለ መምርሒ ሂቦምዎም ኣለዉ። ነዚ ንምትግባሩ ዝጓየዩ ድማ፥ ቀሺ ሃብቶም

ካብ ምንጪ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ዝለሓዀ ሓበሬታ ከም ዘነጽሮ፥ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ንዮፍታሄን፥ ጳጳሳትን ጸዊዖም፥ ኣንጻር እቲ ናይ ካቶሊኽ ጳጳሳት ዘውጽእዎ ሓውካ ኣበይ ኣሎ ዝብል ጽሑፍ፥ ንኸውጽኡ  ጥብቕ ዝበለ መምርሒ ሂቦምዎም ኣለዉ።

ነዚ ንምትግባሩ ዝጓየዩ ድማ፥ ቀሺ ሃብቶም ርእሶምን ቀሺ ሳሙኤል ጸጋይን እተባህሉ መጋበርያ ናይቲ ሃገርን ህዝብን ዘጽንት ዘሎ ስርዓት ከምኡ ድማ ብዘይምስትውዓል ነቲ ምስ ካቶሊክ ዘሎ ናይ ሃይማኖት ፍልልይ ከም መጋበርያ ዝጥቀሙሉ ሒደት ስምዒታውያን መንእሰያት ትምህርቲ ሰንበት በሃልቲ፥ ምዃኖም እቲ ሓበሬታ ይገልጽ።

ጳጳስት ኦርቶዶክስ ቅድሚ ሕጂ በዚ ሃገርን ህዝብን ዘጽንት ዘሎ ሓደገኛ ስርዓት ተዓሻሽዮም፥ ንቅዱስ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ፥  ንማእሰርቲ ኣሕሊፎም ሂቦም እዮም። እቲ ናይ ቀደም ቁስሊ ከይሓወየ፥ ሕጂ ድማ ደግሲ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር እዚ ሓውካ ኣበይ ኣሎ ዝብል ጽሑፍ፥ ምስ ዘውጽኡ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ብንጹር ምዕጣቖም እዩ ዘነጽር፣

ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ምስቲ ዘለዎም ኩሉ ጸገማት ኣገናዚብካ፥ ከምቲ ጳጳሳት ካቶሊክ ዝወሰድዎ መርገጽን ስጉምትን ክወስዱ ከም ዘይክእሉ ንኹሉ ርዱእ እዩ። ስቕታ ምምራጾም’ውን ከም ቅቡል ክውሰድ ዝከኣል እዩ። ካብኡ ሓሊፎም ግን፥ በዞም ሒደት ተበለጽቲ ብደም መንእሰያት ኤርትራ ዝሕተቱ ተደፋፊኦም፥ ኣንጻር ህዝቢ ንዘውጽእዎ ጽሑፍ ማዕረ እቶም ገበነኛታት ዘሕትቶም ምዃኑ ክርድእዎ ይግባእ።

ጸሓይ ንህግደፋውያንን ኮራኹሮምን ኣጋግዘ ትዓርቦም ምህላዋን፥ ንደለይቲ ፍትሒ ግን ኣጋ ወጋሕታ ብምዃኑ፥ ኩሉ እቶም ሎሚ ዘይወግሕ ዝመስሎም ተበለጽትን ዓመጽትን፥ ርእሶም ዝደፋኡሉ ሰዓት ስለ ዝኾነ፥ ተስፋ ኤርትራውያን ርሑቕ ኣይኮነን።

ግዱሳት ኦርቶዶክሳውያን ካብ ኤርትራ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
38 COMMENTS
  • Selam July 18, 2014

    Isaias is trying to divide us in all aspects regional, Musliem vs Christian, now Orthodox vs catholic. I don’t know what is next.

  • Berhe Tensea July 18, 2014

    The Orthodox priests are not sofsticated and organized like the Catholics and the Tembien regime may sway them very easily.
    and we will see what kind of funny response will be preseneted.
    If they fail to respond and disobey the Lion of KleteAwlaealo, the Demhit security agents will be ordered to arrest them and vanish them for good.
    The Eritrean people and especially the diaspora then will baptize them as new CIA agents and so on.

  • ahmed saleh July 18, 2014

    Since greed , power and desperation ruled the country , people risk to be ruled by external
    forces which bring confusion and sense of rejection . Luck of tolerance and cooperation among
    societies lead to a rough ride for the country future .
    Unfortunately some people take the issue about Orthodox versus Catholics but the whole scenario
    have to do with their strategy for hostility . It is up the people to resist and say no-more
    against steps for misery after misery . These kind tactics of religious , regional , ethnic
    tensions in 2014 a.c make us look stupids in deed . The mentality to say that doesn’t concern me
    because I am not one of them start to backfire on every one’s social justice case and it would
    continue unless people confront it courageously .

  • ERITREAN UNCLE July 18, 2014

    (ንመንግስቲ ህግደፍ ዝጭርቕ ግጥሚ, Satire at the expense of PFDJ’s Government)

    ሰብ ናብ ኤለትሪክ ዘለዎ ይኸይድ እምበር፣ኤለትሪክ ናብ ሰብ ዘለዎ ኣይመጽእን እዩ !!!

    “ተወሊዔ ኢሉ_____ ብብርሃኑ ዝፍሳሕ
    ጸላኢ ሃገር ,ማይ ዘይፈቱ______ ረሳሕ
    ብሰውራ ሽምዓን ኩራዝን_ውዲቱ ይከሻሕ ”

    ብጊዜ ጃንሆይ ሴዳው________ንብሎ ዝነበርና
    ኣብ እዋን ደርጊ ኤልፓ ተቐይሩ_____ ዘገልገለና
    ሕጂ ግን ሓንጊዱ፣__ኮይኑ ሓደ ካብቶም ጸላእትና
    ጎረባብቲ ሃገር እናብርሄ_______ _የማነ ጸጋምና
    ንዓናን ሓሪሙ,ኣብ ሰውራ ሽምዓን ኩራዝን ዘእተወና
    ዶብና ዝተሓሰሞ__________ጸማም ባዶ ገረወኛ
    ንመድሓርሓሪ ኤለትሪክ፣______ክንድርዕሞ ኢና !!!

    ብጸጋም ሲ ኣይ ኤ፣_____________ብየማን ወያነ
    ኣንጻር ምዕራባውያን_________ ቃልስና ከይተዛዘመ
    ሲንጋፖር ዕማምና____________ ሸቶኡ ከይሃረመ
    ዶብና ጥሒሱ _____ብኢትዮጵያ ጌሩ ንሱዳን ዝሃደመ
    ከዳዕ ተባላጺ_____ሆስፒታላትን ፋርማቻታትን ዘጻገመ
    ከም ስርሒት ፈንቅል፣______ ብጽንዓት ከይተደርዓመ
    ከምቲ ብመኻልፍን ሜላዊ ምዝላቕን ዝገበርናዮም ንወያነ
    ኤለትሪክ እውን ይወቓዕ፣ብዋርሳይ ይክኣሎ ሕቖኡ ይገመ !!!

    ቴሌቪዢንና ደስኪላስ___ኮይና መብልዒ ጣውላ
    DVD ና ተረሲዓ_________ ኮርያ ኣስተማሲላ
    MOBILE ና _____ናብ መውረድ ጻሕሊ ተቐይራ
    ግን ንባዕሉ ሉቺ ስለ ዝኾነ __ህዝብና,ህዝቢ ኤርትራ
    ኩራዝን ሽምዓን___________ መሊሰን ይኽበራ
    ቃልስና ነዊሕን መሪርን ዩ__ 30 ዓመት ይጨመራ
    ካብ ኮሎኒ ኤለትሪክ_______ ወጺእና ኣለና ሓራ !!!

    ጭርሖታት

    ንኻብ ኮሎኒ ኢትዮጵያን ኤሌትሪክን ሓራ ዘውጽኣና ሰራዊትና ክብረትና ዘልኣለማዊ እዩ !!!
    ከም በርበረን ጣፍን ናይ ጥዕና ጠንቂ ዝኾነ ኤለትሪክ እውን ብቓልስና ዓናዊ እዩ !!!
    ሓምሻይ መስርዕ ዝኾነ ኤለትሪክ_______ ካብ ወያነ ጸላኢና, ፈሊና ኣይንርእዮን!!!

  • ERITREAN UNCLE July 19, 2014

    ምንቅስቓስ ንምድሓን ኤርትራ ካብ ዝብል ዶኩሜንት ተጾሚቑ ብግጥሚ መልክዕ ዘቕረብክዎ.

    ካላሽነተይ ተዋላዋለትየ ኣሆየ፣
    ርእሲ ኢሳያስ____ደለየትየ !!!

    ገመድ ተገዚኡሎ ዝንጠልጠለሉ ክሳድ የማነ ማንኪ
    ቻርሊ እውን ክሕመልዩ፣_____ደም ክሳዕ ዝበኪ
    ሓጎስ ክሻ ብፍርዲ ዉጹዓት_ ክስእነን ክልተ ብርኪ
    ጠዓመ መቐለ ክሕነቕዩ _______ብኣቻዮ ስልኪ
    ተኽለ ማንጁስ ___ብርሱን ማሕረሻ ከነምስሎ ትኪ
    ተፈሪድዎምዩ ___ካብ ሎም ንንየ ኣይንደልን ዕርቂ !!!

    ጀነራላት ተቓላጠፉ ____ ሰለስተ ወርሒ ከይኣኸለ
    ካብ ጀነራል ስብሓት ______ ብዙሓት ዘጠቓለለ
    ኣለና እኮ_______ ኣብ ውሽጥን ደገን ዘይንልለ
    ካላሽናትና ከነዔምሮ ኢና_____ እዋኑ ምስ ዝድለ
    ሃየ ኢድኩም ሃቡ__ ጊዜኹም Expire ከይገበረ !!!

    ገንዘብ ክዋጻእ እዩ_________ ንኢሳያስ ንዝቐንጸሎ
    1.5 million Dollars ምስ ስድርኡ ክዕደሎ
    ንኮራኹሩ ዝቐተለ__ 200.000 Dollars ክኽፈሎ
    ቆሪጹ እዩ ሓፋሽ፣__ማሕፉዳታቱ ይገንጽል ንሕና ንቀበሎ
    ወይጦ ሕጂ ይናሳሕ _____ዳሕራይ ከይዝበጥ ከይዕሎ
    ሰራዊት ኤርትራ______________ብንቕሓት ተዳሎ
    September 20th _ብዘይጥርጥር ሓዲኡ ኣሎ !!!

    ኣይትጣራጠሩ ክመጽእ ዩ ህዝባዊ ዓመጽ ክጻወድ
    ውሽጣዊ ሰራዊትና______ክህበና ሓድሽ ሂወት
    ናይ ህዝብና ምሕረት_____ናይ ህግደፍ ዕንወት
    ሰውራ ንምድሓን ኤርትራ ሃገራዊ ግዴትኡ ክጻወት
    ብዴሞክራስያዊ ስምረት_____ ክንጓናጸፍ ዓወት !!!

    ዓወት ንመንእሰያት ኤርትራ ብሰውራ ምንቅስቓስ ንምድሓን ኤርትራ !!!
    ንመጨረሻን ወሳኒን ዓወት፣ ሕብረትና ወሳኒ እዩ !!!
    ቅድሚ ሰለስተ ወርሒ ኢዶም ዘይሃቡ ጀነራላት ንሂወቶም ተሓተትቲ ባዕላቶም እዮም !!!

  • Diana da Bologna July 19, 2014

    እዚ ዓቕሎም ናይ ድጸበቦም ሰባት ዜና ካብ ሙዃን ሓሊፉ ትርጉም ደለዎ ኣይኮነን። ካብ “ሓሰና” ጀሚሮም፡ ኩሎም ህዝቦምን ሃገሮምን ኣሕሊፎም ድሃቡ ከዳዓት፡ በዚ እዞም “መራሕቲ ሃይማኖት” ኢና ድብሉ ወተሃደራት ቫቲካን ድዘርግሕዎ ጽሑፍ፡ መንግስቲ ኤርትራ ዓቢ ግብረ መልሲ ክህብ ኣፎም ከፊቶም ክጽበዩ ጸኒሖም ኢዮም። እዞም ወተሃደራት ናይ ቫቲካን መጀመርታኦም ኣይኮኑን ቶኽታኺ ጽሑፋት ድዝርግሑ ደለዉ። ቅድሚ ሕጂ’ውን ኣብ 2001 ነቲ መንግስቲ ክቶዃቱኽዎ ፈቲኖም ኢዮም። እንተ ኾነ ግን ኩሉ ብትዕግስትን ተጸዋርነትን ተሓሊፉ። ሎሚ ድሕሪ ዓሰርተ ሰለስተ ዓመታት፡ ሕማሞም ደጊስዎም ኣብ መንጎ ህዝቢ ኤርትራ ናዕብን ግጭትን ንምፍጣር ካልእ ጽሑፍ ኣብ ምዝርጋሕ ኣትዮም። እዞም ሰባት እዚእቶም ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ዓሰርተ ሹድሽተ ዓመታት ብጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብጭቕ ኢሎም ኣይፈልጡን። ገለ ሞሊቕዎም ኢሎም እንተ ኮይኖም ድማ ስማዊ ኢዩ። ኣብ’ዘን ድሓለፋ ሒደት ኣዋርሕ፡ ኣብ ቫቲካን ኣብ ድገበርዎ ዑደት፡ ምስ ቀንዲ ተጻባእቲ ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያውያን ካህናትን ድሕሪ ድገበርዎ ርክብ ኢዮም ድማ ነዚ “ሽግር ክፈጥር ይኽል’ዩ” ድበልዎ ጽሑፍ ድዘርግሑ። ዕላማ ናይ’ዚ ጽሑፍ’ዚ ብቐንዱ፡ ነብሶም ገንሸል ገይሮም ምብትታን ኤርትራ ክውን ንምግባር’ዩ ነይሩ። መራሕቲ ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ኢትዮ~ኤርትራ ንጹር ድኾነ መርገጺ ኣለዎም። ንሱ ድማ፡ “ኢትዮጵያ ድሓተተቶ ኤርትራ ብደይ ቅድመ ኩነት ክትቅበል” ድብል ኢዩ። እዚ ኣብ’ቲ ቅድሚ ሕጂ ብመንጎብኝት ኖርወይ ኣብ ድተገብረ ርክብ መራሕቲ ሃይማኖታት ክልቲኤን ሃገራት ተረጋጊጹ ኢዩ። እዞም ናትና ግን ኣብ ክንዲ ግዝእታዊ ሓድነት ህዝቢ ዓቂብካ ንሰላም ምዝማር ኣብ ፖለቲካዊ ዕንደራ ምጽማድ መሪጾም። ሎሚ ነቲ ንሳቶም ድጸሓፍዎ ጽሑፍ ድኹንን ይውጻእ ኣይውጻእ ብደየገድስ፡ እዚ ጽሑፍ’ዚ ፕሮፓጋንዳ ሃልኩ ጸንቂቑ ዘፍ ኢሉ’ዩ። ግብረ መልሲ ናይ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ተሳእነ ድማ፡ ከምዚዶ እዚዶ ናብ ምባል ኣቲኹም። ንመንግስቲ ኤርትራ ምስ ቫቲካን ንምስሕሓብ ድተገብረ ፈተነ ፈሺሉ ኢዩ። ዓቕሊ መንግስቲ ኤርትራ ካኣ ክሳብ ሰዓቱ ድኣክል ሰፊሕ ከም ባሕሪ ኢዩ። ድሕር’ዚ ግን …….

    • Tesfu Kidane July 19, 2014

      እዛ ድያና ድብሉዋ ሰብ ትም ኢላ እያ ትልፍልፍ ደላ። ሓቂ ኣለዋ እንተኾይኑ ነቲ ኢሰያስ ምስ ጀማዓቱ ድገብሮ ደሎ ጸይቂን ግፍዕን ክትቃወም ምተገብኣ ነይሩ። ኵሉ ንሱ ድገብሮ ደሎ ነገራት ንሃገርና ንምዕናው ስለ ድኾነ ምሉእ ህዝቢ ክቃወሞ ኣለዎ ኣብ ክንዲ ምባል፡ ትም ኢላ ናይ ምፍልላይን ብምምራጽ ነቶም ስለ ሃገር ሓልዮም ያዕ! ዝበሉ ካህናት ክትወቅስ ጀሚራ። ኣበይ ኣለኻ ደይበሉዎ ኣብዚ ኣለኹ በለ ድዩ ድብሃል ደቀይ። ዲያና ትብሎ ደላ ህዝቢ ከመ በገይዕ እናተሓርደ ከሎ ትም ክንብል ኣለና ድዩ? ካልእ ምስጢር ኣለዋ? ኢሰያስ ድገበረ እንተ ገበረ ካብ ኣትዩዎ ደሎ መንቀራቕሮ ድወጽእ ኣይመስለንን። ንሱ ይኹን ምስኡ ደጫፍሩ ደለዉ ፈትዮም ጸሊኦም ኣብ ሕጊ ድቐርቡሉ ግዜ ክመጽእ ከም ድኾነ ክንፈልጥ እዩ ደለና። በሊ ዲያና በቲ ድርድኣኪ ቋንቋ ጽሒፈልኪ ኣለኹሞ ተበራበሪ። ዓቕልኺ ድጸበበኪ ድማ ንስኺምበር ካልኦት ደለይቲ ለውጢ ከም ደይኮኑ ክትፈልጢ እዩ ደለኪ እዛ ሓውተይ። ኣምላኽ ምሕረት ከውርደልኪ እየ ድጽሊ ደለኹ።

      • ahmed saleh July 19, 2014

        Diana
        Before you open your mouth to talk about others look yourself at the mirror and
        ask yourself ” where is the condemned my ORTHODOX BISHOP ” , then to say a word
        to be heard might make a sense . Why do you have to fool yourself ?
        And politics is mean and dirty beyond your capability to understand its game .
        In fact you can’t defend someone if you couldn’t defend your own integrity .

    • ERITRAWIT July 19, 2014

      Diana da B,
      Hizbey Eritrea endatefe see n hade seb dew tbley gele kemnatew hmam do alekey koynew eu newram!!!!

    • Mahta July 19, 2014

      Diana, kabti zetsehafwo gega tebleyo entay alo?? do walas antsar mengesti metshafom eyu gega? teberaberi haftey nesom nay helena gedeteom geyrom alewu, neseki kea nateki geberi!

    • abraham July 19, 2014

      Ketafi kurkur hgdef
      Eti haki kndey keytshto Diana ztetseweka.
      Bdem ntsuhat ktnegd etnebir ember
      Abunat Chatholic zewtsewo tshuf kulu
      Ab metsnaetn hakin zetemerkose eyu emo eta tewetawta zwlekaedka wes abla emo abea ketrekba eka anta esub menkorkor hasot tebelatsi belege hgdef
      Hgdf 23 ametat hasikum ketilkum nhagern hzbn serikum ayenay eyu eti haki natkum.
      Ente nay Ertra tewahdo betekrstian
      Betekrstian hasot nay hgdef eyu walahanti yeblun.

      Abraham

    • wedi selam July 19, 2014

      Reply to Diana, your article regarding the bishopsis not surprised me. I can not say that you are animal because at least you can write but the way you wrote your article put me on suspicion that you are I talking animal. You have not the ability to comment on them because it is beyond your scop. do not forget they are well educated. I am so sorry to myself that I wasted my time respond a person or animal.there is one fact the time has come for down falling of the dictator advise you whether you bark or not he well killed on the street of Massawa by the people.

    • Almaz Gaul Asmara July 19, 2014

      ነጥቢ ስርዓት ክብርቲ ድያና፣ ሓዳስ በትሪ እቲ እኩይ ስርዓት ብምዃን ዝተለኣኽኪ ትመስሊ። መጀመርያ መንግስቲ ኪትብሊ ከሎኺ መን ቆጽሊ ዘንበረሉ መንግስቲ? ፍርቂ ካብ ሚንስተራቱ ኣብ ዒራዒሮ ንሞት ዝፈረደ? ፍርቂ ካብቶም መራሕቲ ናይቲ ውድብ ኣብ እስሪ ቤት ዝዳጎነ? ንስንኩላን ዝረሸነ? ንኣስታት 23 ዓመታት ብዘይ ሃገራዊ ሕጊ ፊን ከምዝበሎ ብኣገዛዝኣ ፈርኦን ዝጭፍልቕ? በላሕትን ምሁራትን እንተርእዩ ዝብህርር ስርዓት ብዝተፈላለየ መገዲ ኸኣ ዘሕቕቖም ማፍያ ጉጅለ? እንካንዶ ነቲ ተጋዲሉ ደሙ ኣፍሲሱ ነጻነቱ ዝረኸበ ንማንም ሕዝቢ ኪመርሕ ብቕዓት ዘይብሉ ጉጅለ ከም መንግስቲ ቆጽርኪስ ነቶም ኣብ ዓለም ልዕሊ 2 ቢልዮን ሰዓብቲ ዘሎውዎም ክቡራት ጳጳሳት ምዝንጣልኪ ሕስርቲ ፍጥረት ምዃንኪ የመስክር። ከምዚ ኸማኺ ትማሊ ሰብ ቀጠልያ ክዳን ኢሰፓ ኔሮም እዮም ሎሚ ግን ኣብ ናይ ታሪኽ ጎሓፍ ተደርብዮም። ንስኺን መሰልትኽን ውን ኣያኺ ሓዊስካ፣ ንዓርኩ ቓዛፊ ከርኩቦ፣ ኩልኹም ከኣ ነበር ኪትብሃሉ ምዃንኩም ጥርጥር የሎን ናይ ግዜ ሕቶ ጥራይ እዩ። ደም ሰብ እኮ ከቢድ እዩ። እዚ ኹሉ ኣብ ፈቐዶ ጎዳጉዲ ዝፈሰሰን ዝፈስስ ዘሎን ንጹህ ደም ኤርትራዊ ኣብ ሰማይ ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ይጠርዕ እዩ ዘሎ። ሓዊ ኮይኑ ንገበነኛታት ኪብልዕ ምዃኑ ሕጂ ኣይክስወጠክን እዩ ቅርዑን ኣእምሮ ስለዘይብልኪ ድሓር ግን ኪትዝክርዮ ኢኺ።

      • Diana da Bologna July 19, 2014

        ኣልማዝ ጓል ኣስመራ!
        እምነተ ሃይማኖትኪ ካበየነይቲ ሙዃንኪ ኣይፈልጥን ክፈልጥ’ውን ድልየት የብለይን። ኣብ እምነት ኣትየ ክዛረብ ድልየት ደይብለይ’ኳ እንተኾንኩ፡ ክሳብ’ታ እምነተይ ድስርዝ፡ ኣነ ሓንቲ ካብ’ቶም 2 ቢልዮን ኣመንቲ ኢየ ነይረ። ካብ ኣኽረርቲ ካቶሊካውያን ቤተሰብን ኣብ ልዳት ናይ ሳንፍራንቸስኮ ድዓበኹን ኢየ። ነቲ ኮስኲሱ ደዕበየኒ ሃይማኖት ክመርሑ ድጸንሑ ጳጳሳት፡ ንዘመናት ህጻናት ቆልዑ ክጋሰሱ ድጸንሑ ሰዶማውያን ኮይኖም ምስ ተረኽቡ፡ “ትሩፍ ድሕሪ ደጊም” ኢለ ነብሰይን መንፈሰይን ብማይ ውዑይ ለቕሊቐ ካብ’ቲ ሃይማኒት’ቲ ሃዲመ። ከም’ዚ ክብል ከለኹ ዕረ እንዳጠዓመኒ ኢዩ። ከመይሲ ንስድራይ ድኹንን ደለኹ ኮይኑ ስለ ድስመዓኒ። እዚ ኣብ”ቲ ምዕቡል ድበሃል ዓለም ድተፈጸመ ትራጀዲ’ኳ እንተኾነ፡ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ መዋእል ኣብ ሃገረይ እንታይ ከም ድተፈጸም ግን ድፍለጥ ነገር የለን። ተስፍ’ገብር ድተፈጸመ ሓጥያት ከይህሉ። ተደይ ኮይኑ ግን ግዜ ድምልሶ ሕቶ ክኸውን’ዩ።
        ካልእ ግን ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ዓሰርተ ሰለስተ ዓመታት ብዛዕባ ሓደ መራሒ ክትዛረቡ ኣእዛንና ናብ ከውሒ ክትቅይርዎ ቅሩብ ተሪፍኩም። “ኣብ ኤርትራ ጥምየት ኣሎ፣ ሰብ ይቕተል ኣሎ፣ ይእሰር ኣሎ፣ ጥምየት ኣሎ፣ ሉቺ ማይ የልን፣ ጸሓይ ንፋስ የልን ወዘተ” ሕራይ ይኹን። እዚ ኹሉ ደለን ደየለን ትዝርዝርዎ ደለኹም ጸገማት እንተሎ ኮይኑ፡ ህዝቢ ኤርትራ ካብ’ዚ ድኸፍእ ጸገም እንታይ ክመጾ ይኽእል? ስለምንታይ ደይእድም? ኣብ ቱኒዝያ ሓደ በላ ሮባ ፖሊስ ስለ ደጋፍዕዎ ናዕቢ ተላዒሉ መንግስቲ ወዲቑ። ኣብ ኤርትራ ሞትን ካብ ሞት ድኸፍእን ጸገማት እንተሎ ኮይኑ፡ ህዝቢ ደይለዓል ስለምንታይ? እዚ ሕቶ’ዚ ንነብስኹም ኣቕሪብኩምላ ትፈልጡዶ? ኣብ መንጎ ህዝቢ ድንብር መራሒ፣ ምስ ህዝብን ሰራዊት ተሓዊሱ ድስዕስዕ መራሒ፡ከመይ ኣቢሉ ክሳብ ሕጂ ብህይወት ይነብር? ህዝቢ ኤርትራ ናዕቢ ከልዕለልኩም ከም ደይ ሓልፍ ጎስጒስኮሞ “ዕጭለይ” ኢሉኩም’ዩ። ከምዚ እንተ ኮይኑ ድማ እቲ መሪርዎ ደሎ ኣብ ውሽጢ ደሎ ህዝቢ ኤርትራ ደይኮነስ ንስኻትኩም ኢኹም። እቲ ምረት ኣባኹም ካብ ሃለወ ድማ፡ መፍትሒኡ ካባኹም ኢዩ። ኣብ ድሕሪ ኮምፒተር ኮንካ ካብ ናይ ትርፊ ሰዓት ቃልሲ ተገላጊልኩም ብትግራይ ድዩ ብናይ የመን ባሕሪ ኣቢልኩም መንግስቲ ናይ ምእላይ ተራ ናትኩም ይኸውን። እዚ ግን ዘምዘምያ እነተሎ’ዩ።

        • Tesfu Kidane July 20, 2014

          I BELIEVE DIANA IS AN OLD BITCH OF ISAYAS BUT NOW IS A FRUSTRATED LADY AND DOES NOT WANT TO LIVE.

    • Medber July 19, 2014

      Diana,
      I think you have an identity crisis or tsemam or tsebab otherwise nothing.
      Meshkinayti ,this is an old disk.We are now in 2014 not in 1991; everything is clear now.
      Infact we are too late.

    • ፍትሂ July 19, 2014

      ካለእ ኪብለኪ ጊዜ መጥፋእ አዩ ፡ ጨምላቕ አኪ ከምዚ አልኪ ነዞም ኪቡራት ምድፋርኪ

  • Bilen July 19, 2014

    Eritrawit:
    Diana da B, dea newram eqa kwhda. mengsti eritrea tblo zela wlqe melakhi iyu. n eritrea zwkl dma aykonen. bhaylu ab menber slTan sle zteqemeTe aykonen fetawi hzbina kkhewn. qendi tslaI hzbna dma nsu ms chfraU iyu kalE tselaI yeblnan.
    kalAy dma kburat abotatna Papasat Catholicawyan aykonun ms Vatican zebaAswon zArqwon. nsu hade negram ms melaE alem halifu halifu ab zedlyon zeyedlyon Tobloq Tobloq zbl, baHri segiru kunat zEwj setay dem sebn belaE sga sebn zkhone monster iyu.
    Diana tbehali seb entekhonki n SheyTan mmlakh gedifki ab lbkhi temelesi. temelesi tseHay keqArebeki.

  • wedi selam July 19, 2014

    Reply to Diana, your article regarding the bishopsis not surprised me. I can not say that you are animal because at least you can write but the way you wrote your article put me on suspicion that you are I talking animal. You have not the ability to comment on them because it is beyond your scop. do not forget they are well educated. I am so sorry to myself that I wasted my time respond a person or animal.there is one fact the time has come for down falling of the dictator advise you whether you bark or not he well killed on the street of Massawa by the people.

  • giorgis July 19, 2014

    Dyana is a full grown ugly HEGDEF hooligan they are desperate these days .In some US cities they are at each other throat

  • mesel July 19, 2014

    suk tebelnas aitebzhwo ab kudus methhaf kem ziblo batikan misten mengstat alem kitshrmut iya iyu zibl belkum anbbwo

1 2 3

Post a Reply to simon Cancel Reply