Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስለምንታይ’ዩ ጀነራል ቢተወደድ ኣብራሃ ዘይሃደመ?

“ . . . እዚ ናባይ ዝበጽሐ ቀሊል ኢዩ፡ ዝሓለፈ ዘይኮንኩ ዝርኢ፡ ናይ መጻኢ’የ ዝርኢ፣ ህዝባዊ ቃልሲ ስለዝኾነ እዚ ዕሽር ካብቲ ነዊሕ መገዲ ጉዕዞና ንሓርነት ወዲ-ሰብ’ዩ፣          ሕጊ እንዳባሲ ብዘይብረት ኢዩ ህዝቢ

“ . . . እዚ ናባይ ዝበጽሐ ቀሊል ኢዩ፡ ዝሓለፈ ዘይኮንኩ ዝርኢ፡ ናይ መጻኢ’የ ዝርኢ፣ ህዝባዊ ቃልሲ ስለዝኾነ እዚ ዕሽር ካብቲ ነዊሕ መገዲ ጉዕዞና ንሓርነት ወዲ-ሰብ’ዩ፣          ሕጊ እንዳባሲ ብዘይብረት ኢዩ ህዝቢ ዝዳኒ ነይሩ፡ ካርሸሊ ኣይነበሮ ፖሊስ ኣይነበሮ፣ ሽፍታ እንተኾይኑ ንጹግ ኢዩ፡ ዓማጺ እንተኾይኑ ንጹግ ኢዩ፣  ህዝቢ ኤርትራ ኣይፈቱን ኢዩ ከምዚ፡ በዓል ሕጊ በዓል ፍትሒ ኢዩ፣  ማሕበራዊ ፍትሒ ከነንግስ ምውፋይ ከድልየና ኢዩ፡ ሃገር ኣሕሊፈ ኣይህብን ኢየ ኣነ!፣ …….

aseye.asena@gmail.com

Review overview
31 COMMENTS
  • ertra n ertrawyan June 3, 2016

    Jigna ayhadmin eyu beka mihdam tray eyu ab hangolkum meliu. Nmintay hizbi zey hagezo eyu zibhal.

  • Independent Slave June 3, 2016

    ከም ጀነራል ቢተው ዝበለ ሰብ ብቛንቋ ሳይኮሎጂታት ከም True Believer ይግለጽ፣ ዕላምኡ ምስ ኣመነ ዋላ ትንፈር ጤልያ ዝዓይነቱ እምነት ዝሓዘ፣ ክትቅይሮ ዘይትኽእል ጽኑዕን፣ ነታ ዝኣመነላ ድማ ክስዋእን ከም ቃል ኣምላኽ ዝኣመኖ ሰብ እዩ።ዕላማ True Believer ህዝቢ ኣብ ዝትኣከቦ ሪስቶራንተ ቡምባ ኣፈንጂሩ ህዝቢ ንምውዳእ ይኹን ንማዘር ተሬዛ ካብ ቴሮሪስት ንምድሓን ,ንድሕሪት ዘይብል ማለት እዩ።ብትግርኛ ተማሳሳሊ ትርጉሙ ጽሒፉን ኣንቢቡን ዝኽእል ጨጓር ዳንጋ ማለት እዩ። ብትብዓቱ ክምስገን ዝግብኦ ኣማኒ እዩ።

    ንትብዓቱ ባርኔጣይ የውጽእ

Post a Reply to AHMED SALEH !!! Cancel Reply