Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ምምሕዳር ዞባታትን ምምቕራሕ ጸጋታት ሃገርናን ብመንጽር ጽገናዊ ለውጢ (መቐጸልታን መብርህን) – ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/12/Tadese_Res.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
66 COMMENTS
  • Meretse Asmelash December 4, 2014

    1ይ –ክፍሊ
    ዝረግኤ ጸባ ጠስሚ የውጽእ።
    ክቡራት በጻሕቲ መርበብ ኣሰና፡
    ኣብ’ዚ ቅንያት’ዚ መብዛሕትኡ ደላይ ፍትሒ ኣብ ክልተ ቃጸላ ዶው ዝበለ ይመስል። እቲ ሓደ ጠንቂ እዚ ኹሉ ሽግር ዝሓለፉ ጌጋታት “ሰቲርና” ንስገሮ ክብል እንከሎ እቲ ሓደ ወገን ከኣ የሎን — ዘይስተር ምስታር ንዝኮነ ጉዕዞ ዓንቃፊ እዩ ዝብል። እዚ መጎት’ዚ ዘይሩ ዘይሩ ክሳብ ንረብሓ ሃገር ዝኮነ ብርግኣት እንተደኣ ተታሒዙ ረብሓኡ ዕዙዝ እዩ። ብምርድኣ ይኹን ብዘይ ምርዳእ ግን ታህዋክ ኣብ ኣንበብቲ ይርኤ ኣሎ። እዚ ነቲ ክንወቅዖ እንደሊ ሸቶ ብርግጽ ንድሕሪት ክጎቶ ይክእል። ድሕሪ ሓደ ጽሑፍ ምንባብ ዝመስለካ ሪእቶ ምንባር ተመራጺ’ዩ። ዘይተመራጺ ግን– ምስ ናትካ ሪእቶ ዘይቃዶ ምስ ዝከውን ፡ ሓዝ በል ኢልካ — ክትጥቅን ምፍታን እዩ። ርግጽ’ዩ፡ ኹልና ብዘይ ምርጫ ኣብ ሓደ ክፍሊ ናይቲ ሃገር ኢና ተወሊድና– ዓቢና። እዚ ግን ምስ ዝኮነ ሓኣለፋ ዘተኣሳስር የብሉን። ስለ’ዚ እዞም ናይ ትማሊ ሕማቕ ስርሒት ሎሚ’ውን ይዕንቅፈና ኣሎ ዝብል ሪእቶ ሒዝና ዘሎና ደለይቲ ፍትሒ ምክንያትኩም ዘርዝሩ እንተንበሃል ምሓሸ ። ዎዮ ታህዋክ መካይድና ኮይኑ እምበር እቲ እነቅርቦ “መርትዖ” ሓደ’ውን ዘይክከውን ይክእል’ዩ። ከመይሲ እቲ ተሞኹሮታት ዝተፈላለየ እዩ። ሓጺር ኣብነት ናተይ ድሕሪ ባይታ ምስ ናይ ሓው ታደሰ ፈጺሙ ኣይራከብን። እዚ ክብል እንከሎኩ ግን ኣብ ተመሳሳሊ ጉዳይ ንከይንራከብ ዝዕንቅጸና የሎን።
    ኣብነት ፡– ክሳብ’ዚ ቀረባ ግዜ ኣነ ንባዕለይ እቲ ለይቲ ኣይወግሐን። ስለ’ዚ ብርሃን ክሳብ ዘይ’ርከቦ ንጸመም ዝብል ኣስታት ናይ 20 ዓመት ዘቁጸረ መርገጽ ኔሩኒ። ማለት እዚ ከም’ዚ ሎሚ ብዙሓት ወሃብቲ ሪእቶ ዶዎ ኢልኩምሉ ዘሎኩም ባይታ/መርገጽ ምዃኑ’ዩ፤ ውጽኢት’ው ኔርዎ። ኣብቲ እዋን’ቲ ተቀሊቂሎም ንዝነበረሩ ዓበይቲ ሽግራት ኣብ ምህዳእ ዋላ’ዃ ዓቢ ተራ ኔርዎ እንተ ዘይተባህለ ኣብ ህድኣት እቲ ኩነታት ግን ጽልዋ ዝተወሰን ጽልዋ ኔርዎ ክብል ይደፍር።
    እንታይ ነበረ?
    ጌጋ ደኣ ይክለኣለይ እምበር “መርበብ ሓቤረታ ኩናማ” ኣብ መጨረሻ 1998 ዓ.ም.ፈ ዝተወልደት ኮይኑ ይስመዓኒ። መርበብ ሓቤረታ ኹናማ ኣብቲ ቀዳማይ ኣዋርሕ ቀንዲ ስርሓ ህዝቢ ኹናማ መን እዮም ዝብል ሌላ ኣርእስቲ ሒዛ ንነዊሕ ተጓዒዛ። ጽንሕ ኢላ ግን ኣብ ሓደ ተባራዒ ጉዳይ ኣተወት። ንሱ ብርግጽ “ሕልፈት” ህዝበ ኹናማ ይፈለጥ ዝብል ነበረ። ትማልን / ቅድሚ-ትማልን ህዝበ ኹናማ ከመይ ስገረን? ጠንቑ ምክንያት ሽግሩ’ከ መን ነበረ? ዘይቖስልኩም ኮን’ዶ ኮን ኮይኑ ረሲዕኹሞ? ይሓይሽ እንተበልናስ ኣይገደደን’ዶ? በሉ ክትፈትዉ ክትጸልኡ ንሕና “ውድብ ኩናማ” ቅድም ቀዳድም ንገልጾ ኣሎና። ዝፈተወ ይፍተዎ ዝጸልኦ ከኣ ገመድ ጌሩ ይትሓነቅ ዝብል ተሪር ኣርእስቲ ዝሓዘ ጽሑፍ ብሓው ቀርኒልዮስ ወጸ። ጠንቒ ናይ ዝሓለፈ ሽግርና… ተ.ሓ. ኤ. …….. ዝርዝር እቲ ጽሑፍ ምስ ኣስማቱ ኣብ 2ይ ክፍሊ >>>>>>>>

  • ERITRAWIT December 4, 2014

    Haw Tadese,
    Ezey guday alelkawo zeleka Isaias skab hjey ztkemelew zelo eu kemey seb telalo b kale zwesed. Ezey zbelkawo ka nska tray zbelekawo aykonen abew zneberew zwalew ab meshaf asferomo alew. Isaias ekey gbrey abtey kbesho zdle besehew eu mesarhey nhade B hade endagebere ab dekey hager n 40 amet ztetekemelew mela eu enber n men mo tekeme n men ke gedefe? bal Monkey nezey guday b kemzey ena nfelalwo nezey hzbey elom wela YPFDJ Tgrigna tezarebom zeykelew ab mongom sebat yetewom (dekey esepa neber) bal Monkey nezey keman halefom serehomlew ewom yserhew ka alew. salsay weledo nay Eritrea besehom. beteksyan keyterefe felalwom. Emo nhna da nmntay nshefno nayzewom ekey gbrey.
    Nay tmaley hmam Isaias ztenseso enehele lomey bgahdey koynew.
    Nay kedem ztegebren, nay Etio- Eritre, Ab container, ab shella, ab bahrey, ab Sina kota ab mulu alem ztefe zelo hzbna tehatetey Isaiasen mesarhtewn ewom teshefenew znebre neger yelen.
    Yekenelna Tadese.
    Thank you Amanule this is what I call freedom of speech!!!!!

  • Danny December 4, 2014

    shame on you tadesse.

  • meda December 4, 2014

    Akeloguzay is the only awraja that matters. The only Eritreans who have suffered are those from Akeloguzay. Even back then it was only them who got killed by Isayas. Deki Akeloguzay sacrificed a lot more so that we can be free. No one suffered except them. They are the only ones opposing Isayas. No one from Akeloguzay supports Isayas. Akeloguzay are the only educated, wealthy and brainy Eritreans. That is why Eritreans are afraid of them. Now Akeloguzay is going to do what about this matter? Obviously nothing. Because why would tadese simon g, tes and meretse talk loads of garbage on that subject if they were capable of doing anything? They need to sit down and sort out their internal issues (they obviously need to put things into perspective) before they bore us with their redundant nonsense.Eritreans except Akeloguzay we are dump. But even we get bored when a parrot says one thing a thousand times. So get real folks!

    • wedi meret December 7, 2014

      meda,
      you are really good about making people look small, all those people you mention their names simply exercising their freedom which they could never even dream of getting this kind of freedom from Wuchuyawian and esayasawian.
      it simply gives me pleasure when I see my beloved fellow Eritreans express their view without fear regardless what they say. and that goes the same to you. but wouldn’t it better to express your feeling rather than blocking them and telling them that your view is right and theirs is wrong.
      awet ndimsi zseane hizbna
      I give thanks to god for me to see this.

  • Truly Truly i say to you December 4, 2014

    ቅድም ቀዳድም ክፍለጥ ዘለዎ ኣብ ህደግፍን ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዘሎ መሰረታዊ ቅራነ ካብ ባህርያትን ተግባርትን ዝተበገሰ እምበር፤ ኣብ ዓሌትን፣ ሃይማኖትን፣ ወይ ከአ ካብ ብኣውብራጃውነት ዝተመርኮሰ ጽልኢ ሂዝና ዋላ ነቶም ህግደፋውያን መራሕቲ ንከሶም ከምዘየለነ ንኩሉ ኤርትራዊ ክበርሃሉ ኣለዎ። ብካልእ ኣዘራርባ እባይ ኤርትራ፣ ደቂ ኣርበኣ፣ ተወልጄ፣ ብሃደ ወገን ጥርይ ኤርትራዊ ዝኾነ፣ ወይ ከኣ ካብ ካልእ ወገን ስለዝተዳቀለ ከም ኃጥያት ሪእና፡ ዋላውን ሙሉእ ብሙሉእ ኤርትራዊ መበቆል ይሃልዎ ኤርትራዊ ስለዘይኮነ ክመርህ ወይ ክመርጽን ክምረጽን ኣይክእልን እዩ ኣይኮነን ንብል ዘለና።
    ኮይኑ ግን ነቲ ዝረኸቦ መሰል ኣብክንዲ ነቲ ብኣኽብሮት ዝተቀበለቶ ሃገርን ሕዝብን ምጥቃም፣ ብባሕርያቱን ተግባራቱን ነቲ ዘኽበሮ ሕዝብን ሓገርን ንምጉዳእ፣ ነቶም ደቀባት ገና ብገና ክወርሱኒ እዮም ብምባል ካብ ፍርሂ ንኹሉ መሰሎም ብምግፋፍ ብገዛእ ሃገሮም ከም ካልኣይ ዜጋ ኮይኖም ምእንቲ ክቁጸሩ ኩሉ ሸርሃዊ ተግባር እናገበርካ ብሜላ ካብ ሃገሮም ከምዝስደዱ ብምግባር ብቦትዖም ንደማሂትን ትግራዋይ ኣሌት ብዘለዎም ሰባት ብምትካእ ነቲ ሃገራዊነት ከተሕስሶ ምፍታን፣ ኤርትራዊ ብገዛእ ገንዘቡ ብኣዱ ብሰላም ቀሲኑ ንከይነብርን ነቶም ጽጉማት ቤተሰቡን ኣዝማዱን ንከይህግዝን ሃገሩ ከይሃንጽን እገዳ እናገበርካ፣ ብኣንጻሩ ነቶም ከም ካልኣይ ዜጋ ክቁጸሩ ዝግብዖም ኩሉ መሰላቶም በተዛማዲ ምስቲ ደቂ ኣዲ ሃለፋ መሰል ስልዝረኸቡ፣ ነኣና ክሳብ ዘይተንከፈና ምርጫ ኮነ ቅዋም ኣየድልየናን፡ ግዚኡ ኣይኮነን እናበሉ ብናይ ሕዝብና ሕሰምን መከራ ገዝዖም እናሃነጹ ነቶም ዘባጭውልና ሕሉፍ ሃለፋ ክግበረሎም ምስንርእይ ግን ከይፈተና ናይግድን ብዛእባ ናይዞም ሰባት መበቆልን ዕላምዖምን ክንዛረብ ናይ ግድን እዩ። በዚ ምኽንያት እዬ ከኣ ናይቶም ቀንዲ ናይ ሕግደፍ ገበርትን ሕደግተን ብኣልስልጣናት መንነት መበቆል ክንግደሰሉ ኣለና እንበር ንህና ኣብዛየድልይ ናይ ኣውራጃ ፍልልይ ክንሽመም የብልናናን ኢለ ኣቀዲመ ሪኢቶይ ዝሃብኩ። ሕጂውን ንታደሰ ኮነ ንካልዖት ሓማሴን ከምዝገዝዖምን ከምዝብድሎምን ንዝኣምኑ፣ ካብቶም ሃሙሽተ እቶም ሰለስተ (ሀጎስ ኪሻ፣ የማነ ቻርሊን ናይ ጸጥታ ሚኒስትር ኣብርሃ ካሳ ጥራይ ደይኮነ፣ ኢሳይስም ሰበይቱ ካብ ኣኮለጉዛይ ከምድኮነት ከምዝዝረብ ታደሰ ዝስሕቶ ኣይመስለንን፣

  • Truly Truly i say to you December 4, 2014

    ክፍሊ ፪
    ኢስያስ ብኣቡኡ ወገን መበቆሉ ተንቤን ብኣዲኡ ወገን ዋላ ገሊኡ ካብ ትግራይ እዩ ይበሉ እንበር እቲ ሓቀኛ ኢንፎርሜሸን ብዛእባ መበቆል ኢሳያስ ክትፈልጡ ፥ንተደሊኹም ግን ነቲ ተጋዳላይ መምሕር ተስፈ ዘውደ ምስ ሬድዮ ወጋህታ ንዝሃብዎ ቃለ መጥይቅ ኣብ ዩ ቱብ (YouTube) The real Isayas Afwerki by Memhir Tesfu Zewde … – YouTube

    ነቲ ዝሓብዎ ሓበረታ ንክትውከስዎ ይእድመኹም። ኣብኡ መምሕር ዘውዴ ይብሉ፥ “ወላዲት ኣደይ ወይዘሮ ኣብርኸት ዓንደ መስቀልን ኣዲኡ ንኢሳያስ ንወይዘሮ ኣዳነሽ ኣዴኣ ወይዘሮ መድሕን በራድን ደቂ ሃደ ኣዲ ካብ ጉሕጭያ ሰራዬ (ኣዲ ቡሰ) ምዃኑ እዮም ገሊጾም። ንምንኛውም ነዚ ቩድዮ ካብ መበል 5- 10 ደቂቅ ነቲ ዝሃብዎ መግለጺ ባእልኹም ስምእዎ።
    እሞ እቲ ሃቂ እዚ ካብ ኮነ ኢሳያስ ወዲ ላምና ክብሉ ዝግብዖም ደቂ ሰራዬ ነሮም ማለት እዩ። በኣል cow face aka yogoslavo ካው ፌስ ኣካ ዩጎዝላቮ ግን ንሃምሴን ደቂ ላምና ስለዝኾነ ኢና ንድግፎ እናበሉ ብጜጋ ብምግላጾም ከባጭወሎም ይፍትን ኣሎ።።
    ብዝኮነ ኢስያስ ካብ ዝኾነ ኣውራጃ ኣዲኡ ትምጻእ ዘሕፍር ታሪክ እንበር ዘህብን ታሪክ ስለዘይሰዝርኸ ወዲ ላምና እዩ ኢሎም እቶም ዝድግፍዎ ሰባት ይጋገዩ ከምዘለዉ ከግህደሎም እደልይ። በዚ ጉዳይ ኩሎም ቤተሰበይም በዚ ስለዝኣምኑ እዩ መስለኒ ካብቶም እሉላት ደገፍቲ ስርዓት ኢሳያስ እዮም ። ንኣይ ግን ከምቲ ጎይታይን መድሃኒዬይን እየሱስ ክርስቶስ ዝመሃረኒ፦ ሓደ ዕዋን እየሱስ ንሕዝቢ እናምሃረ እንከሎ ክጠቅስ እዬ ” እንሆ፡ ኣዲኡን ኣሕዋቱን ኪዛረብዎ ደልዮም ኣብ ወጻኢ ደው በሉ። ሓደ ኸኣ፡ እንሆ፡ ኣዴኻን ኣሕዋትካን ኪዛረቡኻ ደልዮም፡ ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም ኣለዉ፡ በሎ። ንሱ ግና ነቲ ዝነገሮ፡ ኣደይ መን እያ፧ እሕዋተይሲ እንመን እዮም፧ ኢሉ መለሰሉ። ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ዚገብር ዂሉ፡ ንሱ ሓወይን ሓብተይን ኣደይን እዩ፡ ኢሉ ኢዱ ናብ ደቀ መዛሙርቱ ዘርጊሑ፡ ኣደይን ኣሕዋተይንሲ እነዉ፡ ” ከምቲ ዝበለ (ወንጌል ማቴዎስ
    መበል 12 ምዕራፍ ፍቅዲ 46-50) ንኣይውን ይትረፍ ኢሳያስ ወዲ ኣደይ እዩ ኢለ ክድግፎ ዋላ ሓወይን ኣቦይን ተዝኸውን እቶም ንፍትሕን መሰል ሰባትን ዝቃለሱ እንበር የሕዋተይን ኣቦይን ንኣዃ ኣይፈልጠካን እዬ ምበልኵዎ። ስለዝኾነ የሕዋት ንሰብ ብግብሩ እንበር ብወገናዊነት ወይ ብስጋ ዝምድና ስለዘለና ጥራይ ከንቅርቦ ወይ ከንርሕቆ ኣይንፈትን።

  • Truly Truly i say to you December 4, 2014

    ክፍሊ ፫
    ኣነ ኣይትሃዙለይ ግደ ሃቂ፣ ነፍስሄር ጠቅላይ ሚንስትር መለስ ዜናዊ እታ ቁሩብ ኤርትራዊ ስጋ ስልዝቀንጠወቶ እዩ መስለኒ፣ ካብ ኢሳያስ ንላእሊ ንሕዝቢ ኤርትራ ሃልዮት ከምዝነበሮ ብዘይቀለዓልም እዬ ዝምስክረሉ። ኣሌቱ ብዘየገድስም ንኢትዮጵያ ካብ ኢሳያስ ንላእሊ ሺህ እጽፊ ሃኒጽዋ ከምዘሎ እዬ ዝኣምን። ኢሳያስ ግን ነታ ኣብ ተሰነይ ናይ 5 ሜጋ ዋት ኃይሊ ዘይተመንጩ ኤሌክትሪክ ሰሪሁ ን 10 ሺህ ሰብ ሙሉእ ኣገልግሎት ክትሕብ ደይትክዕል ብ25 ኣመቱ ስለዝሰርኸ ፣ ነዚ ከም ኣቢ ፍጻሜ ቆጺሩ ከምቲ ዝለመዶ ሃዲሽ ኣመት ምስመጽዕ ኣብዝሕቦ ኣሰልቻዊ ቃለመጠይቅ ነዚ ሚስኪን ሕዝቢ ከላግጸሉ ይጽበይ ከምዘሎ ብወገነይ ኣይጠራጠርን። ሕዝብ ኤርትራ ግን ሃገርና ንእሽቶ ኣብ ውሽጢ ኣዲ ካብ ፫ ሚልዮን ሕዝቢ ዘይበልጽ እሞ ከኣ እቲ 70% እኩል ናይ አሌክትሪክን ናይ ማይን ኣገልግሎት ዘይረክብ ሕዝቢ ምዃኑ ከይተረድእ ብፍላይ እቶም ዝድግፍዎ ሳላ መንግስትና ኢሎም ከምዘውድስዎ ኣይጠራጠርን። እዞም ሰባት ግን ወያኔ ቅድሚ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም 1, 5 ሚልዮን ዝነበረ ሕዝቢ በዚ ዕዋን ናብ 6 ሚልዩን ሕዝቢ በጺሁ ከምዘሎን ካብ ነዋሪ ክተማ ኣስመራ ብተዛማዲ፣ ኩሉ ኣብ ከተማ ኣደስ ኣበባ ነባሪ ዝሓሸ እኩል ናይ ኤሌክትሪክን ናይ ማይን ኣገልግሎት ገና እቲ ና ኣባይ ውድብ ተሰሪሁ ከይተወደእ ይረክብ ከምዘሎ ሕዝብና ኣጸቢቁ ዝፈልጥ ኣይመስለንን። ብካልእ ኣዘራርባ ክልተ እጽፊ ናሕዝቢ ኤርትራ እቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጥራይ ዝቕመጥ ሕዝቢ እኩል ኤለክትሪክን ማይን ይረክብ ኣሎ ማለት እዩ። ነቲ ሙሉእ ትግራይ ዝተሃንጾን ነፍስ ወከፍ ክፍላተ ሃገራት ኢትዮጵያ ካብ ሙሉእ ኤርትራ ንላእሊ 10 እጽፊ ከምዝተሃንጹን ሕዝብና ዋላ ሃደ ኣፍልጦ ከምዘየብሉ ርግጽኛ እዬ። ንኣብነት ወያኔ ብሚኢቲ ኣሽሃት ንዝኮኑ ድኻታት ዜጋ ነባሪ ኣዲስ ኣበባ ናይ ኮንዶሚኖም ገዛ (ፓላሶ) ሰሪሁ ብነጻ ከምዝ ኣደሎም ብተዛማዲ ግን ስርዓት ኢሳያስ ንተመሳሳሊ ገዛ ካብ ንፍስወከፍ ዜጋ 28 ሺህ ዶላር ዝተሃተ ሃቲቱ ገና ይስረሃዮ ኣይስረሃዮ ከይተፈለጠ ነቶም መሳኪን ልቦም ኣንጠልጢልዎ ከምዝርከብ ትስህትዎ ኣይመስለንን። ቅድሚ ሕጂ ብተመሳሳሊ መንገድ ነቶም መሳኪን ሕዝቢ ገንዘቦምን ንብረቶምን ሃሊቡ ከምዝወሰደሎም ምዝካሩ ከኣ ኣገዳሲነት ዘለዎ ይመስለኒ። እምበኣር ነዚ ዘምጻእኵዎ ኣብ ክንዲ ነንሕሕድና ብኣውራጃ ንካታእ፣ ነቲ ሃገርና ዘባድምን ሕዝብና ንዘጽንትን ሰይጣን እንተንነቅሃሉሞ ኣብኡ እንተነተኩርን ምሓሸና ክብለኩም ስልዝደለኹ እዩ ክቡራት የሕዋት!

  • GIZIE December 5, 2014

    Dear fellow, history is a mirror, a teacher. Through this we can see and know ourselves –knowing your (0our) self is the first wisdom. If we cannot see and be able to judge/assess our past, we will not be able to correct our past and be safe from repeating the same stupid mistake of the past, and cannot live see our present-future wisely. For this reason, I commend Tadesse for his excellent and prudent contribution since his earl time articles. Indeed, I see to his contributions as good/similar as those of Memhist Tesfu Zewde, Yemane T/Ghiorgis, Zerd’e Mehari (Alena), Mekonen G/Michael, Tesfai Temnewo, Tesfamicael T/Birhan (Qisun), and few others.
    But Weyle’om Etom Zetsketu & also need to reflect again those who say, “No need to disclose, talk, or even to complain of the past mistakes and victims. If I say “I was a victim in the past, it is me who feel the suffering. The evidence is there. So dear fellow & Tegadaly Tadesse, many thanks and please do not hesitate from continuing the good work for better future, lasting peace & justice of Eritrea. (K.)

  • wedi meret December 5, 2014

    ደቂ ኤረ ሽኮራት
    እዛ ነጻነት ክጥዕምስ ገለ እያ
    enjoy it while it lasts.
    we all are going to be deported and we are not going to find this kind of freedom.
    freedom is sweat it tastes better than anything else.
    I know some of you, your choosing freedom of speech than sleep.
    keep doing it may be some day we may share it with our beloved fellow citizen

  • Meretse Asmelash December 5, 2014

    2ይ ክፋል
    ጽሟቅ ናይቲ ብክታም ሓው ቔርኔሎስ ዝወጸ ጽሑፍ፡–
    ሀ—- ኢድሪስ ዓወተ ኣብ ታሪክና ከም ቀታል ሰብን፣ ዘማት ከብትን፣ ንብረትን ደኣ እምበር ከም ጀግና ኣይንፈልጦን።
    ለ—- እታ ንሱ ንውሱን ግዜ ዝመርሓ ዝነበረ ውድብ ተ.ሓ.ኤ እንተኮነ ነቲ ግፍዒ ቀጺላቶ። ብፍላይ ይብል እቲ መግለጺ ፡- ዓብደላ ኢድሪስ/ሑሴን ከሊፋ/ ሓሚድ ማሕሙድ….ካብ ብዙሓት ውሑዳት ተጠቀስቲ እዮም። ዝርዝር እቲ ንሶም ዊዒሎሞ ዝብሎ ግፍዒ ብሓደ ክልተ የቀምጥ። ድሕሪኡ ከም ዝተረደኣና ማለት ኣብዚ እዋን’ዚ እዚ ጽሑፍ’ዚ ቃል ውድብ ኹናማ’ምበር ናይ ውልቀ-ሪእቶ ከም ዘይነበረ እዩ። ዝኾነ ኮይኑ፡ እዚ ጽሑፍ ምስ ወጸ ዘይተኣደነ መልእክታት ናብ ሓው ቂርኔሎስ በጺሑ። ኣነ ሓደ ካብቶም መልእክቲ ዝለኣኩ ኔረ። መልእክተይ እዚ ሕጂ ኣውጺእካዮ ዘሎካ ጽሑፍ ንዓካ ወይ ንህዝቢ ኩናማ ጥራሕ ከም ዝምልከት ጥራሕ ጌርካ ኣውጺእካዮ። ብሸነከይ ጌጋ ይብሎ። ምክንያቱ እዚ ተፈጺሙ ‘ትብሎ ዘሎካ ግፍዒ እንድሕሪ ብሓቒ ተፈጺሙ ኾይኑ ፡ ኣነ ኣብ ርእሲ ህዝቢ ኤረትራ ከም ዝተፈጸመ ጌረ እየ ዝወስዶ። ሓቂ ንምድላይ ኣብ ዝግበር ቃልሲ እንተዘይ ሓዊስካኒ “ተጓንየኒ” ኣሎካ። ሓሳበይ ንምድልዳል ሓንቲ ሓጻር ታሪክ ናይ ክልተ ስድራ ዘርዚረሉ። ቄርኔሎስ ኣብ መልሱ፡ እቲ ልዕል ኢልካ ዘንበርካዮ ምክሪ ከም ሃገሩ እዩ። ማለት ብግዝይኡ ኣይኮነን እዩ ዝጠቃለል። ናይ’ዚ መልሲ — ሓደ ፍጻሜ ንዋንኡ እዩ ዝምልከት። ህዝቢ ዅናማ እንተደኣ ተወጺዑ ፡ ኣነ ተወጻዕኩ ንክብል ካብ ውድባት ይኹን ካብ ማንም ኣቀዲሙ ፍቃድ (license) ከውጽእ ኣሎዎ ኣየስምዕን። ብዝኾነ ካብታ ዝገርካኒ ፍጻሜ ብዙሕ ተማሂረ። ኣነ ብደገኣ ጥራሕ እየ ዝፈልጣ ኔረ። ይግረምካ ነቢዔ። ሓደ ሓደ ግዜ ሰብ ከማርር ‘ንከሎ ካብ ናቱ ዝከፍእ ከምዘሎ ከኣ ኣይፈልጥን እዩ። ኣብ መጨረሻ ክብለካ ዝደሊ ግን እታ ጽሕፍቲ ካብ ገጽ መርበብ ሓቤረታ ኹናማ ክንኣልያ ኢና። እዚ ክብለካ እንከሎኩ ግን ታሪክ ንኣሊ ኣሎና ማለተይ ኣይኮነን። ኣብ ደስ ዝበለና መዓልቲ ከነልዕሎ እንክእል ጉዳይ ምዃኑ እመን። የቀንየለይ ። ኣይንጣፋእ !
    ነዚ ከም ኣብነት ዘልዓለኒ ምክንያት ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ሓው ቄርኔሎስ ንውድብ ዅናማ ወኪሉ ተመሳሳሊ ጽሑፍ ምስ ጸሓፈ ዘጋጠመ ሽግር ሪኢናዮ ኢና። እቲ ዘገርም ክብደት እዛ ካልአይቲ ጽሑፉ ካብታ ቀዳመይቲ ዝፈኮሰት ክንሳ ውጽኢታ ግን ዝከበደ ኔሩ። ገለ ተቃዎምቲ ውድባት ይኩን ውልቀ ሰባት ንውድብ ኵናማ ክሳብ ዅነነ በጺሖም። እዚ ውጽኢት እቲ ቅድሚ ኣስታት 15 ዓመት ኣቢሉ ወጺኡ ዝነበረ መግለጺ ግን ብስተር፡ ስተር፡ ስተር ….ዝሓለፈ እዩ። ሎሚ ኣነ ክሪኦ እንከሎኩ ንትሕዝትኡ ዝምልከት (ንሱ ሓላፍነት ይወስድ) ተሪኪበ ፣ተፈጸመ፣ኾነ…….. ኢሉ ንዝጽሕፎ ዝነበረ ሓቤረታ ግን ኣብ ክንዲ መርቶዖካ ኣቅርብ ተባሂሉ ዝሕተት ኩሉ ልጓም ደልይሉ። ንሱ’ውን እንካብ በልኩምስ በሉ እስኪ ሕራይ ንሪኦ ኢሉ ኣልይዎ። ጸኒሑ ኣብ ዘይውጽኦ ግዜ እቶም ቀዳማይ ሓበሬታ ዝጸንሖም ሽዑ ንሽዑ ኣንጻር ጽሑፉ ዘመተ– ክሳብ ዅናነ ክወስዱ ድሕር ኣይበሉን። ገሊኦም ከም ብርቂ ጽሑፍ ወሲዶም ነቲ ጫው ጫውታ ብዝለዓለ ድምጺ ከምዝስማዕ ጌረሞ። ምክኒቶም– ኣብዚ ሎሚ ግዜ’ዶ እዙይ ይበሃል’ዩ ። ገሊኦም ኣነ/ንሕና ንመጻኢ ከምዚኦም ዓይነት ሰባት ክመርሑኒ/ከምርሑና ኣይንኣምንን። በዚ ምክንያት ከኣ ምስኦም ኮፍ ኢልና ስለ ሃገር ክንዝቲ ኣይንክእልን። ስለ ብሂል እንታይ ዘይተባህለ ነቲ ዝድለ ስራህ ከኣ መባኾሪ ኮይኑ ተሪፉ። ለከ ዘርካ ዘርካ ኩሉ ካብ ሓቁ ነይሓልፍ። ናይ ትማሊ ይኩን ናይ ብቅድሚ ትማሊ ተርክቦ ሎሚ ሰጊሩ ንጽባሕ ይረከቦ ዝብል ምክንያት ሃሰያኡ ይብዝሕ። የግዳስ ……..
    እቲ ኮነን ተርክበን እንብሎ ሓደ ጭቡጥ ክከውን ኣሎዎ። ካልኣይ ከኣ ንሕና ንከይድገም ክንመሃረሉ ዘክእል ክከውን ኣሎዎ። ብዝተረፈ ንሳተርስ ካብ ኢሰያስን ብጾቱን ኣይትሕለፍ
    ሰናይ ቅነ

Post a Reply to TRUE LIES Cancel Reply